Shewit Bitew (ወዲ ቢተው)

421 posts

Shewit Bitew (ወዲ ቢተው) banner
Shewit Bitew (ወዲ ቢተው)

Shewit Bitew (ወዲ ቢተው)

@ShewitBitew

ዘልኣለማዊ ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ስውኣትና !!!

शामिल हुए Haziran 2022
36 फ़ॉलोइंग4.4K फ़ॉलोवर्स
Shewit Bitew (ወዲ ቢተው)
ሕቶታትናን ዕላማታትናን ብናይ ሓሶት ደለይቲ ለውጢ ተጨውዩ ፣ ሃፍትን ስልጣንን መአከቢ ተገይሩ ኣሎ። ካብዚ ብዝገደደ ኣብ ሓራ መሬት ተጋዳላይ ብዘይ ፍትሒ ይእሰር ፣ ብዘይ ምሕረት ይውቃዕ ፣ ብፀለመ እውን ንኽዳሃልን ተስፋ ንኽቖርፅን ይግበር ፣ እዚ ድማ ኹሉ ዝፈልጦ ሓቂ እዩ። ን ሌ/ጀ ፃድቃን ፣ ን ብ/ጀ ወዲ ኣንጥሩን ጉጅለታቶምን ስልጣን መሸቀጢ ኢሉ ዝስዋእ መንእሰይ የለን ክህሉ እውን የብሉን። ብተወሳኺ ድማ ዝሃለወ ፖለቲካዊ ኣፈላላይ ይሃልወና ፣ ዓድና እንትውረር ምስ ወራሪ ኾይና ዘይኾነስ ምስ ህዝብና ኾይና ሓድነትና ኽነጠንክር ኢና። ብፆት ፣ ንተኣኻኸብ ፣ ንደራጀው ፣ ንሰጣጠም ፣ ንትግራይና መኸተ ኾይና ተተካእቲ ወለዶ ንኹን። ዘልኣለማዊ ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ስውኣትና !!!
AM
4
2
15
866
Shewit Bitew (ወዲ ቢተው)
ሰላም ኣሕዋትን ኣሓትን ቓልስና ትድግፍዎን ዘይትድግፍዎን ብዘየግድስ ፣ ምእንተ ሓቅን ሰብኣዊ መሰልን ኢልኩም ኣብ ጎንና ዝዓሰልኩምን ዝተቓለስኩምን ኩልኹም ክብረት ይሃበልና ኽንብል ንፈትው። ትምእዱና ፣ ትመኽሩና ፣ ትኹርዩና ፣ ኣካይዳ ትሕብሩናን ሕልፍ እናበልኩም ድማ ትፀርፉናን ዝነበርኩም ፣ ብትግራዋይነት ቕንዕና ሓሲብኩም ብምዃኑ ኩሉ ሓሳባትኩም ብሕመቕ ሪእናዮ ኣይንፈልጥን። ሳላኹም ድማ ደሃይና ኽፍለጥን ኽንፍታሕን ኽኢልና ኣለና። የቕንየለይ ህዝቢን ሓቅን ዝሓዘ ይዕወት። ዘልኣለማዊ ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ስውኣትና !!!
AM
25
19
61
3.4K
Shewit Bitew (ወዲ ቢተው)
ንትግራይናን ንህዝብናን ዝኽፈል ኹሉ ኽንከፍል ኣብ መስመርና ዘለና ህዝባዊ ሰራዊት ትግራይ ኢና ! ዘልኣለማዊ ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ስውኣትና !!!
AM
13
11
32
2K
Shewit Bitew (ወዲ ቢተው)
ኣብ ሻለቃን ፣ ኽፍለሰራዊትን ዝርከቡ ኣመራርሓታት ናይ ውሽጥና ፅሬትን ምስጥጣምን ብዝብል ኣጀንዳ ዝተዳለወ መድረኽ ፣ ብምኽትል ግምባር መራሒ ተጋ. ዳንኤል ተኽላይ ሎሚ ዕለት 22 ብደማቕ ሞራልን ሓቦን ተጀሚሩ ኣሎ። ዘልኣለማዊ ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ስውኣትና !!!
AM
10
10
45
2K
Shewit Bitew (ወዲ ቢተው)
ዝተጨወየ ቓልሲ የለን ፣ ዝጭወይ ቓልሲ እውን ኣይህልውን። ንቃለስ ዘለና ሓድሽ ኣታሓሳስባ ኽንተክል እምበር ፣ ዝነበረን ዘጥፈኣናን ኣታሓሳስባ ሒዝካ ንምጉዓዝን ንምሕዳስን ኣይኾነን። ዘልኣለማዊ ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ስውኣትና !!!
AM
37
19
69
6.7K
Shewit Bitew (ወዲ ቢተው)
ብፆት ፣ ሕዚ ካድረታት ህወሓት ኸንድዝኸኣሉ የፀልሙና ዋላ ይፅረፉና ብዘየገድስ ፣ ንሕናን ንስኹምን ኢና ደብረብርሃን በፂሕና ዝተመለስና። ብፃይን ብፂትን ተባሃሂልና ፣ ብስውኣት ብፆትና ተመሓሒልና ብዙሕ ስቓይን ዘይሕለፍን ዝሓለፍና ኢና። ሓደ ትግራዋይ ኽቡር እዩ ፣ ነዞም መራሕቲ ግና ኣይንታዮምን የግዳስ ውግእ ከም መነባብረኦም ጌሮሞ እውን እዮም። ካብ መስዋእቲ ትርከብ ሓንቲ ነገር ኸምዘየላ ብስውኣት ብፆትና ተዓዚብና ኢና። ስለዝኾነ ድማ ንባዕልኹም ካብዚ ጨቋኒ ስርዓት ናፃ ኣውፅኡ ፣ ወይ ናባና ሓራ መሬት ተፀንበሩ ወይ ድማ ናብ ገዛኹም ኪዱ ፣ ሓንሳእ እንተተጀሚራ መቋረፂኣ ኸቢድ ክኸውን እዩ። ዘልኣለማዊ ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ስውኣትና !!!
AM
70
29
87
7.4K
Shewit Bitew (ወዲ ቢተው)
ኽንመያየጥ ይኹን ኽንረዳዳእ እንተኾይንና ፣ ምስ ኣብ ኹሉ ኸባቢ ዘሎ ብፃይናን ምስ ህዝብናን እምበር ምስ ኮርን ልዕሊ ኮርን ዝበሃል ሓላውን ሓሽከር ህወሓትን ናይ ሓሶት ሽርሒ ዝተመልኦ ኣኼባ ኣይንገብርን። ስራሕና ኽሳዕ ንውድእን ዕላማና ኽሳዕ ነሳኽዕን ኣብ ዘለናዮ ጠጠው ንብለሉን ንቕድሚት ካብ ምስጓም ነቋርፀሉን ኣንፈት ኣይህልውን። ዘልኣለማዊ ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ስውኣትና !!!
AM
54
39
118
7K
Shewit Bitew (ወዲ ቢተው)
ንዝሓለፍናዮ መከራን ሽግርን ፣ ድሕሪ ሕዚ ዝመፅእ ዘሎ ኹለ መዳያዊ ፀገምን ብርሰትን ተሓተቲ መራሕቲ ካድረታትን ምልሻታትን ህወሓት እዮም። ህወሓት ወይ ሞት እናበለ ዓዲ ተረከብቲ መናእሰይ እናገበረ ፣ ሓድነትን ድሕንነትን ትግራይን ተጋሩን እናሓንሽሸ ዘሎ ፀረ ዴሞክራሲያዊ ጉጅለን ካድረታቶምን ንሓንሳእን መወዳእታን ናብ ሕጊ ቐሪቦም ተሓተቲ ዝኾኑሉን ትግራይ ሰላም ትረኽበሉን ኣንፈት ብዝመፀ ይምፃእ መንገዲ ውሑስ ኽግበር እዩ። እወ ! ህወሓት ዝሓንሸሸቶ ሕድሪ ብፆትና ንሕና ኣይነዕብርን ! ዘልኣለማዊ ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ስውኣትና !!!
AM
60
20
82
10.5K
Shewit Bitew (ወዲ ቢተው)
ሎሚ ኾነ ፅባሕ ምስ ብፆትና ኽንዋጋእ ኣይንደልይን ! ይኹን እምበር ሓላዊ ጉጅለ ህወሓት ኾይኑ ረብሓ ህዝቢ ትግራይ ኽሕምሽሽ እየ ንዝብል ማንኛውም ሓይሊ ግን ፣ ንህላወና ኽንብል ዝኽፈል ኹሉ ኽንከፍል ድልዋት ኢና። ሕዚ ሓራ መሬት ኣብ ትግራይ ጌርናዮ ኣለና ፣ ኣብ ቀረባ መዓልቲ ዝውዳእ ወዳዲእና ዝፅፈፍ ኽነፅፍፍ ኢና። ሕዝውን ደጋጊምና ንብፆትና ኽነፍልጥ ንፈትው ፣ ሕዚ ውግእ ኣብ ዝጅመረሉ ሕማቕ ኣንፈት ኣለና ፣ ከም ዝሓለፈ ክኸውን እዩ ኢሉኩም እውን ብፍፁም ኸይትሓስቡ ፣ ስለዝኾነ ድማ ንውሕዳት መራሕቲ በሃልቲ ኢና ኢልኩም ኣጉል መስዋእቲ ምኽፋል ጉቡእ ኣይኾነነ። ናይ መጀመርታ ዝጠልምኹም ባዕሎም ናይ ጉጅለ ህወሓት መራሕትን ኮርን ልዕሊ ኮርን እዮም ፣ ንሶም ካብ ሳልሳይ ሓሊፎም ራብዓይ ምዕራፍ ፣ ሓምሻይ ምዕራፍ እናበሉ ፣ መንእሰይ እናወድኡ ኽነብሩ እዩ ባህጎምን ድሌቶምን። ብፆት ንፅባሕ ንበሩ ፣ ንኣያታትኩም ንበሩሎም ፣ ንእኖታትኩም ንበሩሎም ፣ ንቤተሰብኩም ንበሩሎም ፣ ንደቅኹም ንበሩሎሞ። ተሓጋጊዝና ፣ ሓደ ኾይንና ትግራይና ካብ ዘልኣለማዊ ውግእ ኣናጊፍና ፣ ሰላምን ልምዓትን ነብረሃላ። የቕንየለይ። ዘልኣለማዊ ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ስውኣትና !!!
AM
59
26
85
9K
Shewit Bitew (ወዲ ቢተው)
ሕድሪ ስወኣትና ኣይነዕብርን ፣ ዘልኣለማዊ ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ስውኣትና !!!
AM
16
41
130
6.9K
Shewit Bitew (ወዲ ቢተው)
ቃልስና ኣንፃር እዚ ጨቋኒ ጉጅለ ስርዓት ህወሓት ጥራሕ እዩ። ንናይ ባዕሉ ሽማሽም እናውፀኣ ካብ መነባብርኡ ዘፈናቕል ፣ ንጨፍጫፊ ሻዕቢያ ከም ብፃዩን ሓዉን ዝቖፀረ ሕመቕ ዝተመልኦ ኣምባገነን ስርዓት እዩ። ናብ ህዝብኹም ዲኹም ኽትኩሱ ዝብል ሓላይ ዝመስል ናይ ሓሶት ፕሮፖጋንዳ ዝታለል ህዝቢ ትግራይ የለን። ናብ ብፆትና ሕዝውን ኣይንትኩስን ፣ ነቲ ስርዓት ንኸድሕን ንዝቃለስ ግን ብኹሉ ኣንፈት ኽንቃለሶ ኢና። እዚ ዝኸሸፈ ስርዓት ንባዕሉ ጠፊኡ ንህዝቢ ኽመላላዕ ደፋእፋእ ኣብ ዝብለሉ ሰዓት ፣ ዋላ ሓደ ትግራዋይ ኣካል ዘይተደለየ ሞት ክኸውን የብሉን። ኢሂን ምሂን ምብህሃል ዋላኳ ፅቡቕ እንተኾነ ፣ እዚ ጨቋኒ ስርዓት ግና ብኣፍ ጨለ እምበር ብተግባር ዘየለ ምዃኑ ብተደጋጋሚ ኣፍሊጡና እዩ። ሕዝውን ዋላ ባህግና ሰላም ይኹን እምበር ፣ ነዚ ካብ ሕሉፍ ዘይመሃር ፣ ብፀርፍን ምሽቑራርን ምድሃልን ለውጢ ዘምፅእ ዝመስሎ ጨቋኒ ስርዓት ሓንሳእን ንመወዳእታን ካብ ልዕሌና ንምንጋፍ ዝኽፈል ኹሉ መስዋእቲ ኽንከፍል ተዳሊና ወዲእና ኢና። እንተነኣሰ ደቅናን ደቂ ደቅናን ብሰላምን ብራህዋን ህይወቶም ይቕፅሉ። ዘልኣለማዊ ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ስውኣትና !!!
AM
47
30
91
6.7K
Shewit Bitew (ወዲ ቢተው)
ኣብ ሻለቃታትን ሓይልታትን ዝግበር ዘሎ ስፖርታዊ ውድድር ብፅቡቕ መልክዕ ይቕፅል ኣሎ። ካብ ወታደራዊ ስልጠናታት ብዝሓለፈ እውን ኣብ ኸምዚኦም ዝኣመሰሉ ውድድራት ምስታፍ ንሓድነትና ምጥንኻር ዓብይ ኣስተዋፅኦ ኣለዎም። ዘልኣለማዊ ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ስውኣትና !!!
AM
27
16
74
7.7K
Shewit Bitew (ወዲ ቢተው)
ካብ ሌላን ጉሌላን ዝፀረየን ህዝባዊ ዝኾነን ሰራዊት ኣብ ሓራ መሬት ንሃንፅ ኣለና። ናይ ሓደ ጉጅለ መሳርሒ ዘይኾነ ሰራዊት ብምዃኑ ፣ ካብ ዲያስፖራ ተጋሩን ፣ ፈተውቲ ተጋሩን ብዝተረኸበ ዘየቋርፅ ሃፍቲ ስሩዕ መሃያን በጀትን ተጀሚሩ ኸምዝነበረን ሕዚ ድማ ብዝተጠናኸረ መልክዕ ይቕፅልን ኣሎ። መሃያን ቐለብን 4,000 + 2,400 = 6,400 ቕርሺ። ተዓወትን ፣ ለውጢ ፈጠርትን ኢና። ዘልኣለማዊ ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ስውኣትና !!!
AM
33
27
65
6.6K
Shewit Bitew (ወዲ ቢተው)
ንቐደም በሉ ብፆት። ዘልኣለማዊ ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ስውኣትና !!!
Shewit Bitew (ወዲ ቢተው) tweet media
AM
49
24
108
8.5K
Shewit Bitew (ወዲ ቢተው)
ገና ኽነንቀጥቕጦምን ኽነዛርቦምን ኢና ፣ ኹሉ ስራሕቲ ኣፃፊፍና ኣብ ናይ መወዳእታ ምዕራፍ በፂሕና ኣለና። ንእሽተይ ጥራሕ ዕግስ ንበል ፣ ቓልናን ተግባርናን ተወሃሂዱ ዝረኣየሉ ኹነታት በፂሑ ኣሎ። ትግራይ ናይ ኹላትና ተጋሩ እያ። ቃል ብፆትና ኣይነዕብርን ፣ ዘልኣለማዊ ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ስውኣትና !!!
Shewit Bitew (ወዲ ቢተው) tweet media
AM
90
58
157
24.7K
Shewit Bitew (ወዲ ቢተው)
ኣብ ስራሕ ኣለና ፣ ኣብ ተግባር ኣለና። ዘልኣለማዊ ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ስውኣትና !!!
Shewit Bitew (ወዲ ቢተው) tweet media
AM
86
60
188
31.4K
Shewit Bitew (ወዲ ቢተው)
ካብተን  ዘለዋ ግምባራት ሎሚ ዕለት 19/09/17 ዓ.ም ኣብ ሓዲኡ ልዕሊ መራሕቲ ሓይሊ ዝተገበረ ዘተ ናይ ሓሳባትን ቐፃሊ ኣካይዳን ዕውት ዝኾነ ምይይጥን ግምገማን ተገይሩ ኣሎ። ኣብ ስራሕን ተግባርን ኣለና ዘልኣለማዊ ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ስውኣትና !!!
AM
69
38
118
28.1K
Shewit Bitew (ወዲ ቢተው)
5, ናይ ሃይትራ ንኽልትኤን ዝኸውን ቻርጀረ = 07 6, ሃሪስ ሬድዮ = 01 7, ኬኒውድ = 06 8, ናይ ኬኒውድ ቅያር ባትሪ = 07 9, ቻርጀር ናይ ኬኒውድ = 03 10, ዝተፈላለዩ ናይ ርክብ ገመዳትን ናይ ፍሪኮንሲን ዘልኣለማዊ ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ስውኣትና !!!
AM
0
2
7
2.2K
Shewit Bitew (ወዲ ቢተው)
ትዕቢት ንዕቐትን ጃህራን ካብ መሪሕነት ሀገር ናብ ቁሸት ማሕተም ምእርራይ ኣውሪዱዎም ኣሎ። ምቕታል ፣ ምእሳር ፣ ምድሃልን ምፅራፍን ድማ ብረት ሓንጊጡ ደላይ ለውጢ ንኽለዓል ዓብይ ግደ ተፃዊቶም ኣለዉ። ካብ ሕሉፍ ክመሃሩ ዘይኽእሉ ፣ ቐፃሊ ናበይ ኸምንጓዓዝ ኣንፈት ዘይብሎም ፣ ካብ ህዝቦም ንላዕሊ ንባዕሎምን ጉጅለኦምን ጥራሕ ዝጭነቑ ፣ ህዝቢ ኣይንታዮም ዝኾኑ ፣ ንመወዳእታ ጊዜ ኽእለዩ እዮም። ንዘመኑ ዝምጥን ሓድሽ ፣ ፍትሓውን ዴሞክራስያውን ኣታሓሳስባ ብዓወት ንቕድሚት ዝመፅኣሉ ጊዜ ሕጂ እዩ። ዘልኣለማዊ ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ስውኣትና !!!
AM
32
32
99
8.9K