SBS Tigrinya

5.3K posts

SBS Tigrinya banner
SBS Tigrinya

SBS Tigrinya

@STigrinya

Australian news and information in Tigrinya – broadcasting across Australia on radio, online and mobile. See website for T&Cs & Privacy Policy: https://t.co/hZP4CxAula

Melbourne, Australia 가입일 Ocak 2019
37 팔로잉1.4K 팔로워
고정된 트윗
SBS Tigrinya
SBS Tigrinya@STigrinya·
“ኣብ ዉሽጢ ሃገር ዘድልዮም እንተዝማልኣሎም፡ ተጻወቲ ኤርትራ ብዝወጽእዎ ኣይምጠፍኡን” ነጋ ወልደጊዮርጊስ (ተንታኒን ጋዜጠኛን ስፖርት) sbs.com.au/language/tigri…
AM
0
0
0
18
SBS Tigrinya
SBS Tigrinya@STigrinya·
ኣብ መንጎ ክልተ ዓድታት: ናይ ደገ ሰራሕተኛታት ኣብ ሊባኖስ ኣብ ማሕበራውን ቁጠባውን ጽልዋ ኲናት ተኣሲሮም sbs.com.au/language/tigri…
AM
0
0
0
14
SBS Tigrinya
SBS Tigrinya@STigrinya·
ማእከላይ ኮሚቴ ህወሓት ብፕሪቶርያ ንዝፈረሰ መንግስቲ ዳግም ክቐውም ወሲኑ (ጸብጻብ) sbs.com.au/language/tigri…
AM
0
0
0
14
SBS Tigrinya
SBS Tigrinya@STigrinya·
"ሱዳን ንኽልተ ተመቒላ'ያ፡ ናብቲ ዝነበረቶ ክትምለስ'ውን ዝከኣል ኣይመስልን።" ቅልውላውን ራብዓይ ዓመቱ ዝሓዘ ሓድሕድ ኲናት ሱዳንን sbs.com.au/language/tigri…
AM
0
0
0
26
SBS Tigrinya
SBS Tigrinya@STigrinya·
ግብጺ ንልኡላውነት፡ ሓድነትን ጸጥታን ኤርትራ ምሉእ ደገፋ ከም እትህብ' ኣፍሊጣ (ጸብጻብ) sbs.com.au/language/tigri…
AM
0
0
0
9
SBS Tigrinya
SBS Tigrinya@STigrinya·
ሚልዮናት ተፈናቒሎም፡ እታ ሃገር ዳርጋ ተበታቲና፡ ኣብ ዓለም እቲ ዝዓበየ ምፍንቓል ተኸሲቱዋ ዘሎ ሱዳን sbs.com.au/language/tigri…
AM
0
0
0
17
SBS Tigrinya
SBS Tigrinya@STigrinya·
ካብ ምስሊ ናይ የሱስ ናብ 'ቅዱስ ኲናት': ዶናልድ ትራምፕ ግን ንገዛእ ርእሱ መለኮታዊት ጌሩ ይሓስባ ማለት ድዩ? sbs.com.au/language/tigri…
AM
0
0
0
11
SBS Tigrinya
SBS Tigrinya@STigrinya·
"ካልኣይ ዙር ዝርርብ ኣመሪካ ኢራን ኣብ ፓኪስታን ክግበር ይኽእል'ዩ።" ፕ/ትራምፕ። ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (15 ሚያዝያ 2026) sbs.com.au/language/tigri…
AM
0
0
0
7
SBS Tigrinya
SBS Tigrinya@STigrinya·
ዝርርብ ብዛዕባ ክብሪ መነባብሮ Talking about the cost of living ትምህርቲ ቋንቋ ንግሊዝ ምስ ኤስ ቢ ኤስ sbs.com.au/language/tigri…
0
0
0
11
SBS Tigrinya
SBS Tigrinya@STigrinya·
ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ሊዮ መበል 14 ፡ ንፈለማ ግዜ ናብ ሃገራት ኣፍሪቃ ይበጽሑ ኣለዉ ... ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (14 ሚያዝያ 2026) sbs.com.au/language/tigri…
AM
0
0
0
9
SBS Tigrinya
SBS Tigrinya@STigrinya·
ምስ ኢራን ዝተገብረ ዝርርብ ድሕሪ ምፍሻሉ፡ ዶናልድ ትራምፕ መጻብቦ ሆርሙዝ ክዕጾ ኣዚዙ sbs.com.au/language/tigri…
AM
0
0
0
10
SBS Tigrinya
SBS Tigrinya@STigrinya·
ፓኪስታን ኣብ ዘተ ሰላም ኣሜሪካ-ኢራን ከመይ ኢላ’ያ ዘይትጽቢታዊት ሸምጋሊት ኮይና sbs.com.au/language/tigri…
AM
0
0
0
9