VOA Tigrigna

20.7K posts

VOA Tigrigna banner
VOA Tigrigna

VOA Tigrigna

@VOATigrigna

VOA Tigrigna broadcasts a 30-minute Daily program at 1900 UTC/GMT. Programs include news, analysis,intervews and others from Eritrea, Ethiopia and the world.

Washington,DC 가입일 Şubat 2013
53 팔로잉6.2K 팔로워
VOA Tigrigna
VOA Tigrigna@VOATigrigna·
▶️ጋዜጣዊ መግለጺ ኣቶ ጌታቸው ረዳን ምላሽ ኣቶ ኣማኑኤል ኣሰፋን
AM
0
0
0
404
VOA Tigrigna
VOA Tigrigna@VOATigrigna·
ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ dlvr.it/TJW4lx
AM
0
0
0
290
VOA Tigrigna
VOA Tigrigna@VOATigrigna·
መቐለ - ድሕሪ 100 መዓልታት ሓድሽ ከንቲባ፡ ወጥሪ ይዓርግ dlvr.it/TJVyQT
AM
0
0
0
169
VOA Tigrigna
VOA Tigrigna@VOATigrigna·
▶ዞባዊን ኣህጉራዊን ሓጸርቲ ዜና 13 መጋቢት 2025
AM
0
0
0
218
VOA Tigrigna
VOA Tigrigna@VOATigrigna·
ሩስያ ኣብ ግዝኣታት ዩክሬን ደብዳብ ምክያዳ ተገሊጹ dlvr.it/TJVp1Y
AM
0
0
0
101
VOA Tigrigna
VOA Tigrigna@VOATigrigna·
🇸🇴▶ሓይልታት ጸጥታ ሶማልያ ድሕሪ ከበባ ሆቴል ካይሮ ከተማ በለድወይን 50 ዕጡቓት ምቕታሎም ገሊጾም
AM
0
0
0
150
VOA Tigrigna
VOA Tigrigna@VOATigrigna·
▶️ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ምስ ቀ/ሚ ኣየርላንድ ማይክል ማርቲን ኣብ ዋይት ሃውስ ተራኺቦም: ተዘራሪቦም
AM
0
0
0
110
VOA Tigrigna
VOA Tigrigna@VOATigrigna·
➡ልኡኻት ኣመሪካን ሩስያን ኣብ ሓጺር እዋን ኣብ ሞስኮ ተራኺቦም ን30 መዓልታት ምቍራጽ ተጻብኦታት ኲናት ዩክሬን ክዝትዩ ምዃኖም ኣሶሸይትድ ፕረስ ኣስፊሩ።
VOA Tigrigna tweet media
AM
0
0
0
71
VOA Tigrigna
VOA Tigrigna@VOATigrigna·
▶️ኣብ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ማእሰርቲን ካልእ ኣጸጋሚ ኩነታት ዝነበሩ ኣስታት ሓደ ሽሕ ኢትዮጵያዊያን ብመንግስቲ እታ ሃገር ዝካየድ ዘሎ ዜጋታት ናይ ምምላስ መስርሕ ሎሚ ረቡዕ ናብ ሃገሮም ምምላሶም ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኣፍሊጡ።
AM
0
0
0
176
VOA Tigrigna
VOA Tigrigna@VOATigrigna·
📜እዛ መዓልቲ ኣብ ታሪኽ ሚንስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ነበር ማድሊን ኦልብራይት ኣብ 12 መጋቢት 1999 ንምጽንባር ሃንጋሪ: :ፖላንድን ቸክ ሪፖብሊክ ናብ ኪዳን ሰሜን ኣትላንቲክ ኔቶ ዝሓዘ ሰነድ ሒዘን
VOA Tigrigna tweet media
AM
0
0
0
86
VOA Tigrigna
VOA Tigrigna@VOATigrigna·
ልዕሊ ሓደ ሽሕ ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ተመሊሶም dlvr.it/TJTkHV
AM
0
0
0
81
VOA Tigrigna
VOA Tigrigna@VOATigrigna·
▶ዞባዊን ኣህጉራዊን ሓጸርቲ ዜናታት 12 መጋቢት2025
AM
0
1
2
110
VOA Tigrigna
VOA Tigrigna@VOATigrigna·
ሕ/ኣፍሪቃ ምምስራት ጎናዊ መንግስቲ ሱዳን ዘለዎ ሓደጋ የጠንቅቕ dlvr.it/TJTXGt
AM
0
0
0
82
VOA Tigrigna
VOA Tigrigna@VOATigrigna·
🇸🇴▶ ዕጡቓት ኣል-ሸባብ ሰሉስ ኣብ ከተማ ባላደወይነ ዓበይት ዓዲን ሰበስልጣን መንግስትን ተኣኪቦብሉ ንዝነበሩ ሆቴል ድሕሪ ዝገበሩዎ መጥቃዕቲ ብውሑዱ 5 ሰባት ምቕታሎም ድምጺ ኣመሪካ ዘዘራረቦም መሰኻኽር ሓቢሮም።
AM
0
0
0
152
VOA Tigrigna
VOA Tigrigna@VOATigrigna·
ሰራዊት ፓኪስታን ጅሆ ንዝተታሕዙ 200 ተጓዓዝቲ ምድሓኑ ገሊጹ dlvr.it/TJTVTl
AM
0
0
0
64
VOA Tigrigna
VOA Tigrigna@VOATigrigna·
🇵🇭▶ብዓለማዊ መጋብኣያ ገበን ክድለ ዝጸንሐ ፕረዚደንት ፊሊፕነስ ነበር ሮድሪጎ ዱተርተ ሎሚ ሰሉስ ኣብ ማዕርፎ ነፈርቲ ማኒላ ፊሊፒነስ ብሓይልታት ጸጥታ እታ ሃገር ተቐዪዱ። ዱተርተ ድሒሩ ብነፋሪት ተሰቒሉ ንማእሰርቲ ንዘ-ሄግ ኣምሪሑ ኣሎ።
AM
0
0
0
88