Samson Haile

37 posts

Samson Haile banner
Samson Haile

Samson Haile

@SHaile894

ዕላማ'ዚ ፔይጅ ኤርትራዊ ሃገራዊ መንነት ምዕቃብን ምዂላዕን'ዩ።

Katılım Eylül 2024
564 Takip Edilen309 Takipçiler
Sabitlenmiş Tweet
Samson Haile
Samson Haile@SHaile894·
ማዕረ ማዕረ'ቲ ናይ "fb ፐይጅ" ኣብዚ X እውን ብንጥፈት ክዋሳእ እጅምር ኣለኹ። ዕላማ'ዚ "ፐይጅ" ብቐንዱ ኤርትራዊ ሃገራዊ መንነት ምዕቃብን ምዂላዕን'ዩ። ስፖርታዊ፡ ስነ-ጥበባዊ፡ ባህላዊ፡ ማሕበራውን ፖሊቲካውን ትሕዝቶታት ድማ ክጠቓለል ክፍተን'ዩ።
AM
8
30
90
2.9K
Samson Haile
Samson Haile@SHaile894·
ስጳኛ - ናትናኤል ተስፋጽዮን ደረጃ ዎርልድ ቱር ኣብ ዘለዎ ዙር ባስክ 3ይ ኣብ ዝኣተወሉ ህሞት! - ካልኣይ ናይ ዎርልድ ቱር ሽልማቱ እዩ። ኣብ 2024 ኣብ ኣውስትራልያ ብደረጃ ዎርልድ ቱር 2ይ ኣትዩ ነይሩ። - ኣብ ታሪኽ ቅ/ብሽክለታ ኤርትራ ኣገዳሲ እዩ።
AM
1
41
96
1.7K
Samson Haile
Samson Haile@SHaile894·
ስጳኛ - ተቐዳዳማይ ሙቪስታር ኤርትራዊ ናትናኤል ተ/ጽዮን ሕጂ ኣብ ዝተዛዘመ ሳልሳይ መድርኽ ዙር ዞባ ባስክ 3ይ ኣትዩ። ናትናኤል ኣብ ናይ ዎርልድ ቱር ቅድድም ሎሚ ንካልኣይ ግዜኡ መዳልያ ይሽለም ኣሎ። ቅድሚ ሎሚ ኣብ ካድል ኢቫንስ 2ይ ወጺኡ ነይሩ።
Samson Haile tweet media
AM
0
33
70
471
Samson Haile
Samson Haile@SHaile894·
ተቐዳዳማይ ኣስቤኮ ሴም እዮብ'ዩ - ዕዉት ዙር ዞባ ማእከል። "ሴም እዮብ" ትብል ስም ከኣ ኣብዚ ቅንያት ደሚቓ ቀንያ ነይራ - ኣብ ታሪኻዊ ዓወት ኹዕሶ እግሪ ሬድሲ ካመልስ። ተቐዳዳማይ ሴም ድማ ንኤርትራ ኣብ ካልእ ድስፕሊን ከዐውታ ነቒሉ - ኣብ ቅድድም።
Samson Haile tweet media
AM
0
22
42
331
Samson Haile
Samson Haile@SHaile894·
600 ዓመታት ዝገበረት፡ 40 ኪሎ ዝኽብደታ ጥንታዊት መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ገዳም ደብረቢዘን። ክልተ ወይ ኣርባዕተ ሰብ ኴንካ ኢኻ ተንቀሳቕሳ። ደብረቢዘን ብ1360 ዓ.ም ማለት ኣብ መበል 14 ክፍለ-ዘመን ብኣቡነ ፍሊጶስ ተመስሪቱ።
Samson Haile tweet media
AM
2
49
71
740
Samson Haile
Samson Haile@SHaile894·
ኤርትራ ኣብ ኣፍሪቃ ጀማሪት ቅድድም መኪና ምዃና ዝገልጽ መርትዖ እንሀ። ብ1937 ዘተኣታተወት ደቡብ ኣፍሪቃ ፈላሚት ምዃና ይንገረላ። ኤርትራ ግና ቅድሚ 1937 ቅድድም ተካዪድ ነይራ (ስእሊ ርአ)። ገና እቲ ብ1937/8 ዝተሰርሐ ቺነማ ኢምፔሮ ከይተሰረተ!!
Samson Haile tweet media
AM
5
57
107
1.5K
Samson Haile
Samson Haile@SHaile894·
ኣብ ዶጋሊ ብ1997 ዝተረኽበ 27 ሚልዮን ዓመታት ዝገበረ ጥንታዊ ዓሌት ሓርማዝ ብስም'ቲ ፈለማ ዝረኸቦ መልኣከ ገብረክርስቶስ ዝተባህለ ኤርትራዊ ሓረስታይ "Eretreum melakeghebrekrstosi" ተባሂሉ ይጽዋዕ ኣሎ።
Samson Haile tweet media
AM
2
46
84
2.7K
Samson Haile
Samson Haile@SHaile894·
ህዝባዊ ግንባር ኣብ 1980 እዩ ረፈረንደም ኣዊጁ! ማለት፥ - ተጋድሎ ሓርነት ካብ መሬት ኤርትራ ተጸሪጋ ከይወጽአት - 6ይ ወራር፡ ሰላሕታ፡ ወፍሪ ባሕረነጋሽ ከይተኻየዱ - ውቃው እዝን ናደው እዝን ከይተደምሰሱ - ሰራዊት ኢትዮጵያ ብፈንቅል ከይተፈንቀለ።
Samson Haile tweet media
AM
4
81
126
1.7K
Samson Haile
Samson Haile@SHaile894·
ሻምፕዮን ኤርትራ 2025 ሞናሊዛ ኣርኣያ ሎሚ 1.1 ኣብ ዝደረጃኡ ክላሲክስ Mouscron ምስ ጋንታኣ ጋንዮን ክትስለፍያ። እዚ 125 ኪ.ሜትሮ ዝሽፍን ካብ ዎርልድ ቱር ብሓደ ደረጃ ጥራይ ዝትሕት ውድድር ንሞናሊዛ ፋልማይ ዝዓበየ ናይ ፕሮፌሽናል ጸወታኣ'ዩ።
Samson Haile tweet media
AM
3
86
178
1.7K
Samson Haile
Samson Haile@SHaile894·
ሎሚ እንግሊዛዊት ክለብ ሺፊልድ ዩናይትድ ንዓወት ሴም እዮብን ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራን ብዝምልከት ዝዘርግሓቶ ጽሑፍ።
Samson Haile tweet media
AM
2
41
100
1.7K
Samson Haile
Samson Haile@SHaile894·
ርእሰ-ተኣማንነት ብዙሕነት ሃገራውነትን ትግሃትን ዝንጸባረቓ ቅላዕ ስእሊ!
Samson Haile tweet media
AM
3
65
136
1.9K
Samson Haile
Samson Haile@SHaile894·
ሓዲኦም ንኤርትራ ሓዲኦም ንኣመሪካ ወኪሎም ዝወዳደሩ ደቂ ጓሉ ንገዲም ተጻዋታይ በዂረጽዮን ገብረሂወት'ዮም። 1. ጸጋመይቲ - ሊሊ ዮውሃንስ(ሃ/ጋንታ ኣመሪካ) 2. የማናይ - ኤታን ዮውሃንስ ( ሃ/ጋንታ ኤርትራ) 3. ማእከላይ'ውን ሓዎም'ዩ።
Samson Haile tweet media
AM
3
69
125
1.9K
Samson Haile
Samson Haile@SHaile894·
ኣብ ሱፐር ዲቪዝዮን ሽወደን ምስ ሃማርቢ ዝስለፍ ኣጥቃዓይ ጳውሎስ ኣብርሃም ኣብ ናይ ሎሚ ጸወታ ሃትሪክ ሰሪሑ። እቲ ንተስፋልደት ተኪኤ ወዲ ጋንታኡ ዝኾነ ጳውሎስ ምስ ሃ/ጋንታ ሽወደን ኣይተሰለፈን ብምህላዉ ምስ ኤርትራ ክጽንበር ተኽእሎ ኣለዎ።
AM
0
40
74
2.1K
Samson Haile
Samson Haile@SHaile894·
እዛ ምጭውቲ እንስሳ-ዘገዳም'ዚኣ ፈለማ ብ1830 ዓ.ም ኣብ ኤርትራ ስለዝተዳህሰሰት "ኤርትራዊት ኢራብ (The Eritrean Gazzelle)" ዝብል ስም ተዋሂቡዋ። ንኤርትራዊት ኢራብ ካብተን ካልኦት ዓይነታት ኢራብ ዝፈልያ፡ ኣብ ጎና ዘሎ ጸሊም ሕንጣጥ እዩ።
Samson Haile tweet media
AM
0
47
99
1.3K
Samson Haile
Samson Haile@SHaile894·
ተኸላኻላይ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ጀማል ዓሊን ሓላው ልዳት ዮናታን ሱልጣንን ናብ ሎሚ ኣብዘውግሐ ለይቲ ናብ ኣውስትሬልያ ተመሊሶም ኣለዉ።
Samson Haile tweet mediaSamson Haile tweet mediaSamson Haile tweet media
AM
1
75
141
3.2K
Samson Haile
Samson Haile@SHaile894·
ሃብቶም ሳሚኤል ኣብ ኣመሪካ ኣብ ዝተገብረ ውድድር ትራክ ኣብ 10,000 ሜትሮ 1ይ ኣትዩ። ኣብ ዞባ ዓንሰባ ዝዓበየን ዝተመልመለን ሃብቶም ንሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ወኪሉ ኣብ ዝተፈላለየ ኣህጉራዊ ውድድራት ንኡድ ውጽኢት የመዝግብ ከምዝነበረ ይዝከር።
Samson Haile tweet mediaSamson Haile tweet mediaSamson Haile tweet media
AM
4
48
82
1.5K
Samson Haile
Samson Haile@SHaile894·
@SirakBahlbi @HABENA እወ ሲራክ። ኣብ ምክልኻል ዝተሰለፈ ንፉዕ ተጻዋታይ ነይሩ ሓደ።
AM
0
1
2
51
Sirak Bahlbi
Sirak Bahlbi@SirakBahlbi·
@SHaile894 @HABENA ሰናይ ብርሃነ ዝተባህለ ተጻዋታይ ምስ ሄኖክ ንኤርትራ ወኪሉ ተጻዊቱ ኔሩ፡፡
AM
1
1
6
326
Samson Haile
Samson Haile@SHaile894·
ኣብ ሽወደን፡ ኢጣልያን ስጳኛን ኣብ ዝለዓለ ሊጋት ዝተጻወተ ሄኖክ ጎይትኦም፡ ንሬድሲ ካመልስ ዝወከለ በዂሪ ዕባይ ድያስፖራ እዩ። ሄኖክ ኣብ ጋንታ Degerfors IF ዘሰልጥኖ ዘሎ ናሆም ነታባይ'ውን ኣሰሩ ሒዙ ኣሎ።
Samson Haile tweet mediaSamson Haile tweet mediaSamson Haile tweet media
AM
1
40
88
1.8K
Samson Haile
Samson Haile@SHaile894·
ሃገራዊት ጋንታ "ሬድሲ ካመልስ" ዝተሰምየት ኣብ 2004 ኣብ ዝተኻየደ በዂሪ ሃገራዊ ስፖርታዊ ዋዕላ'ዩ። ብእንግሊዝኛ ክኸውን'ውን ዋዕለኛታት ዓብላሊ ድምጾም ሂቦም። ሰፊሕ ክርክር ካብ ዝተኻየደለን ኣስማት 1. ሬድሲ ዶልፊንስ 2. ሬድሲ ካመልስ ነይረን።
Samson Haile tweet mediaSamson Haile tweet mediaSamson Haile tweet media
AM
4
37
59
1.3K
Samson Haile
Samson Haile@SHaile894·
ዓሊ ሱለይማን ኣብ ኣህጉራዊ ውድድር ፈለማ ሃትሪክ ዘመዝገበ ኣብ ሴካፋ 2021 እዩ። ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ባህርዳር ኣብ ዘካየዳኦ ግጥም ሰለስተ ሸቶታት ኣመዝጊቡ።
Samson Haile tweet media
AM
0
32
74
1.4K
Samson Haile
Samson Haile@SHaile894·
ገና 18 ዓመት ከይመልአ ንዓለም ፕሮፌሽናልነት ዝጽንበሮ ዘሎ ኣጥቃዓይ ሬድሲ ካመልስን ሺፊልድ ዩናይትድ ትሕቲ 18 ዓመትን - ሴም እዮብ ኣብርሃ ቦታኡ ተመሊሱ ኣሎ። ወላዲቱ ምስ ብርክት ዝበሉ መቕርብ ተቐቢላቶ።
Samson Haile tweet mediaSamson Haile tweet mediaSamson Haile tweet media
AM
2
66
132
2.2K