
Daniel Solomon
6.4K posts

Daniel Solomon
@asmaraasmra
Family first | ride my canyon | Love Cycling Specially Eritrean Cycling |Laugh until it hurts| & everything in between 🚵🏻♂️ 🍞☕️


Hello Romanians. Every single flight I board from the Middle East is loaded with Indians and blacks. Full. Thousands. These people are not going on holiday in Romania lol Your women refuse to breed with local men unless he’s rich (most arnt). Your women betray Romania and chase instagram likes and rich men from other nations. Your culture will soon be dead. No Romanians are being born. Extinction is coming.




ድሕሪ እቲ ድሙቕ ዓወት ዘሎ መሪር ሓቂ፦ ርሃጽ ተቐዳደምትናን እቲ ዘይመጣጠን ክፍሊትን! 🇪🇷💔 ሎሚ ዙር ርዋንዳ 2026 ክጅምር ከሎ፡ ኣዒንቲ ዓለም ናብቶም ልዕሊ 10 ዝኾኑ ኣናብስ ኤርትራ ተተኺለን ይርከባ። እቶም ብሃገራዊት ጋንታን ብዝተፈላለያ ኮንቲነንታል (Continental) ክለባትን ተሰሊፎም ዘለዉ ተቐዳደምቲ፡ ንኣኽራናት ኪጋሊ መንጸሮር ርእሲ ክኸንዎ ትጽቢት ይግበረሎም። ግናኸ፡ ሓደ ሰብ ክኣምኖ ዘይክእል መሪር ሓቂ ኣሎ። እዞም ህይወቶም ኣብ ሓደጋ ኣእትዮም፡ ብሰዓት 50-70 ኪሎሜተር ኣብ ኣጻድፍ ዝውንጨፉ፡ ኣብ ሰዓት ልዕሊ 800 ካሎሪ ዘጥፍኡ ተቐዳደምቲ፡ ዝኽፈልዎ "ደሞዝ" ምስ ድኻሞም ይመጣጠን ድዩ? 📊እስከ ስታቲስቲክስ ናይዚ ዓውዲ ስፖርት ንርአ • ክፍሊት፦ ከምዚኦም ዝበሉ ኣብ ደረጃ ዕቤት ዝርከቡ ተቐዳደምቲ ኣብ ኮንቲነንታል ክለባት ኮይኖም ዝኽፈሉዎ ደሞዝ ኣብ ከባቢ $500 (ሓሙሽተ ሚእቲ ዶላር) ጥራይ ምዃኑ እንተነጊርናኩም ክትኣምኑ ትኽእሉ'ዶ? • ዋጋ ብሽክለታ፦ ሓንቲ ንሳቶም ዝዝውሩዋ ብሽክለታ ጥራይ ዋጋኣ ካብ $10,000 - $15,000 ይበጽሕ። • ናይ ድኻም ሚዛን፦ ንሓሙሽተ ወይ ሽድሽተ ሰዓታት ኣብ ልዕሊ ኮረቻ ኮይኖም፡ ኣብ ትሕቲ ከቢድ ዝናብን ሃሩር ጸሓይን፡ ንኣሽሓት ሜትሮታት ዓቐበት ዳጻድፍን ዝድይቡ ተቐዳደምቲ፡ እዚ ክፍሊት እዚ ንናይ መግቦም ቀለብ እኳ ኣይበቅዕን እዩ። ⚠️ ስለምንታይ እዩ ክፍሊቶም ትሑት ኮይኑ? (UCI Continental Rules) ብመሰረት ሕጊ ዓለም-ለኸ ማሕበር ብሽክለታ (UCI)፡ ሰለስተ ደረጃታት ክለባት ኣለዋ፦ • WorldTour (ደረጃ 1)፦ ግዴታዊ ዝኾነ "ዝተሓተ ደሞዝ" ኣለዎም (ልዕሊ 40,000 ዩሮ ኣብ ዓመት)። • ProTeam (ደረጃ 2)፦ ንሳቶም እውን ውሑስ ዝኾነ ዝተሓተ ክፍሊት ኣለዎም። • Continental (ደረጃ 3)፦ መብዛሕትኦም ተቐዳደምትና ዘለዉሉ ደረጃ እዩ። እቲ ዘሕዝን ግን፡ UCI ነዘን ክለባት እዚኣተን "ዝተሓተ ደሞዝ" ክኸፍላ ሕጋዊ ግዴታ ኣየንበረለንን። ብዙሓት ክለባት ድማ ነዚ ጋግ እዚ ተጠቒመን ንተቐዳደምቲ ብናጻ ወይ ብኣዝዩ ትሑት ክፍሊት ከስርሓኦም ይረኣያ። እዚ ማለት፡ ንሃገራዊ ክብርን ንናይ ውልቂ ሕልሞምን ክብሉ ጥራይ እዮም እዚ ኩሉ መሪር መስዋእቲ ዝኸፍሉ ዘለዉ። እቲ ዝረኽብዎ ዘለዉ ፍረ ድኻሞም ምስቲ ዝፍስስ ዘሎ ደምን ረሃጽን ፈጺሙ ኣይመጣጠንን። 📣 እሞ'ኸ ደኣ ተቐዳደምቲ ኤርትራ ብዘይካ ሞራልን ጣቕዒትን፡ ዝበለጸ ቁጠባዊ ደገፍን ውሑስ ዝኾነ ናይ ውዕል ስምምዓትን የድልዮም ኣሎ። እዚ ዓውዲ እዚ ክሰፍሕ እንተኾይኑ፡ ተቐዳደምትና ካብዚ "ናይ ግርጭት ደሞዝ" ተላቒቆም ናብቲ ዝግብኦም ፕሮፌሽናል ደረጃ ክሰጋገሩ ኣለዎም። ስለ ዝኾነ ድማ ቅድሚ ዘኣገረ እቶም ኣብዚ ዓውዲ እትግደሱ ናይ ስካውተር ትምህርቲ ወሲድኩም ነዞም ብሉጻት ተቐዳደምቲ ናብ ዘሓሻ ሃገራት ከይዶም ርብሕ ዝበለ ደሞዝ ዝረኽብሉ ዕድል ዝኽፈተሉ ባይታ ክትፈጥርሎም መልእኽቲ ነሕልፍ። በሉ ኣብዛ ድሮ ክልተ መድረኻት ተላዒልዋ ዘሎ ዓመታዊ ትካየድ ዙር ርዋንዳ 2026 ዓወትን ጥዕናን ክሳብ ዛዛሚ ንኹሎም ተቐዳደምቲ ይምነየሎም! ©ሓውኹም ናትናኤል ዘሚካኤል ምንጪ• ካብ ዝተፈላለየ ሓበሬታታት ዝተወስደ

🆕💫 We are proud to announce the launch of the INEOS Grenadiers Racing Academy in 2026 - reinforcing our focus on identifying, preparing and developing the next generation of race-ready talent 👊 ineosgrenadiers.com/news/ineos-gre…






"Ethiopia and Eritrea are two states with virtually one people, profoundly connected culturally and historically, even as each maintains its own government, population, and borders." #HornOfAfricaUnity #RegionalBrotherhood #PeaceAndProsperity #TogetherForward

The world cannot afford another 30 years of conflict, poverty, displacement, and chaos in the Horn. The Eritrean gov't must be encouraged to abandon its misguided policy toward Ethiopia and the region, and to embrace practical steps toward integration.

The Gov't of Ethiopia is ready for dialogue and a different future. We call on the #international community to press and encourage the #Eritrean government to end its provocations and violations against Ethiopia and to engage in good-faith dialogue. #DialogueaLedPrinciple #RedSea





















