Nova Raya💎

10.9K posts

Nova Raya💎 banner
Nova Raya💎

Nova Raya💎

@HableYou

Tig💎

Tig💎 Se unió Ekim 2021
1.5K Siguiendo1.4K Seguidores
Tweet fijado
Nova Raya💎
Nova Raya💎@HableYou·
ኦ ሚካኤል ኦ ሚካኤል ኦ መንተብል ካህነ ኣርያም ትሰመይ ቢጸ ስራፌኤል ዘምርዑሳን ርዑስ ወዘምላዕላን ልዕለ ግዜ ጸወኢኩከ ቅረበኒ በምህርት ወሳሂለን (ወሳሂንል) ኣሜን፫
Nova Raya💎 tweet media
AM
0
5
10
3K
Dan Tigray 💊
Dan Tigray 💊@Great_Tigray7·
Omg this guy @MaylihamK is very toxic.. ጻዕዳ ሓሶት?Dan Tigray አይምልከተካን ናይ ሽረ ኢሉኒ ህዋሕት ክትነክእ ደሊኻ ኢሉ ይብል በስምአብ ናይ ብሓቂ ሕክምና የድልዮ እዩ.. ዘይበልክዎ አነ አብዝየለኽሉ ሓሶት ናይ ጥዕና አይኮነን... አነ ብዛዕባ ህዋሕት ይምልከተኒ ድዩ ኮይኑ? ትግራይ እምበር ሽረ ኢለ ተዛሪበ አይፈልጥን።አነ ዝበልኩዎ ዓድዋ ከባቢ እናጸዋዕኾ ናይ ከባቢ ፖለቲካ አይትስራሕ ክብሎ የስታውስ... ነዊሕ ግዜ እዃ ተዛሪብና ዘይንፈልጥ @digitalwayne74 ከምዚ ዓይነት host ጌርኩም ብዛዕባ ሰባት ክዛረቡ entertain ምግባር ግን መሕፈሪ እዩ። ብዛዕባ space ዘለዉ ሰባት ካብ ትዛረቡ አብቲ ዓብዪ ነገር focus ግበሩ።
New ላife 👸🏽🧘‍♂️@lucy122224

#ካብ_ፀብብነት_ንርሓቅ ማይ ልሓም ከምዚ ከዛርበካ ዝከኣለ ትርጉም ቃልሲ ተረድኡካ ዘይኮነስ ነቲ በታኒሓሳብካ ተጠቅምካ ሰባትን ዓዲን ክትፈላሊ ስለዝደለካ እዩ: ዝሰምዐካ ሰብ ተትረክብ እንታይ ከምትሰርሕ ብኣንደበትካ ኣብ ኣደባባይ ኣረጋግፅካዮ::ዝቅየመካ ነገር የብለይን እኳደኣስ ተሕዝነኒ::ኣብ ክንዲ መሰርታዊ ሕቶ ሓቲትካ መሰረታዊ መፍትሒ ንህዝቢና ምምፃእ ኣብ ከባብያዊ ተሎቁጥካ ትነብር :ኣንብብ ታርክ ህዝቢ ትግራይ ክትፈልጥ : ኣነ ግን ክብርቲ እየ ጏል ክቡራት እየ ..ሕተት ወይ ሕፍር ..መልሰይ ግድን ክበፅሐካ ኣለዎ. .ኣብፅሑሉ

AM
7
8
8
2.2K
Nova Raya💎 retuiteado
JOHN
JOHN@John_danaite·
ለባም ሕዝቢ ብኣኩም ንህበን ልቢ ተዝህልዎም ካባኩም ክንደይ ሰብ ምተምሀረ ኣበይቲ ኣዲ ራያ ቃላት የብለይን ምስጋና ንኣኩም ብየማን ብፀጋም ንዙይ ፍትሀዊ ግልፂ ዝኮነ ህቶ ክንደይ ነውራማት ንምጭዋይ ሀተፍተፍ ክብሉ ተኣዚብና ታሪኩም ኣንፀባራቂ እዩ
AM
1
22
27
2.2K
Nova Raya💎
Nova Raya💎@HableYou·
በቲ በለ በቲ ብኣባይ ህራስ የለይ🇪🇹😁 ስደተኛ ዕድ ዳዓርፈሉ ይግበሮ !!
Nova Raya💎 tweet media
AM
0
0
0
91
Nova Raya💎 retuiteado
ሓው'ዘን ሸገታት🫀
ሓው'ዘን ሸገታት🫀@RayetayTdf05·
ሠላም ንኹልኹም ደገፍቲ ጉማየ ፋውንዴሽን ጉማየ ፋውንዴሽን ካብ ልኾነ ፓለቲካዊ ውግንና ናፃ ልኾነ፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባን መቐለን ቢሮ ኸፊቱ ትግራይ ልምሕያው፣ ልምልማዕ፣ ልምዝማን ናባዕሉ ኣስተዋፅኦ ልክገብር ልተጣየሸ፣ ሕጋዊ በዓል ዓብይ ተስፋ ገባሪ ሰናይ ትካል እዩ። ዓለም ለኸ ክላስተራት ጉማየ ፋውንዴሽ ድማ እዞም ልስዕቡ እዮም። 1. ኤሜሪካ (GF-USA) 2. ካናዳ (GF- Canada) 3. እንግሊዝ (GF-UK) 4. ኣውሮጳ (GF-EU) 5. ማእኸላይ ምብራቕ (GF-Middle East) 6. ኤዠያ ፓስፊክ (GF-Asia Pacific) 7. ኣፍሪቃ (GF-Africa) ኣብ ሕድሕድ ክላስተር ለለዉ ሃገራት መተሓባበርቲ እናወከልና ንርከብ። እቲ ትካል ናትኹም ሞራል፣ ሓገዝ፣ ምምትሕብባር የድልዮ። ኹሉ ነገር ውሑዳት እዮም ልጅምርዎ! ምትሕብባር ተሃልዩና ዓብይ ዓለም ለኸ ትካልና ሃምልኾን ከይትጠራጠሩ። ስለዚ ኣብ ቐረባ በብክላስተሩ ዙም ኣኼባ ገይርና ዕላማን ራእን እቲ ስለነቕርብ፣ ኹሉ ደጋፊ Gumaye Foundation በብ ክላስተራቱ ክውደብ እንሃዎ የቐንየልና!🙏
ሓው'ዘን ሸገታት🫀 tweet mediaሓው'ዘን ሸገታት🫀 tweet media
AM
1
13
11
532
Nova Raya💎 retuiteado
ሓው'ዘን ሸገታት🫀
ሓው'ዘን ሸገታት🫀@RayetayTdf05·
ተጋዳላይ ከያኒ ሃይለ መርጌታ (ወዲ ማርጌ)ካብ ድሓመም ልዕሊ 2ተወርሒ ገብሩ እንሆ።አብ ትሕቲ ኣቦይእዝጊ ና ሰብ መዳሕንቱ ሰብ ይኡ። እዚ ብዓል ጥዑም ሓሎ ሓውና ናዓቕምና ንሓግዞ👏ትሕግዝዎ ትኽእሉይ ትደልዩይ ብ ናባዕሉ ሒሳብ ቑፅሪ 1000218741448 ሃይለ መርጌታ Zell +1(619)4887862 ደረሰኝ ብ inbox መልእኽቲ ኣቕምጡለይ👏። @ABPF14 @HableYou @hlfi2A @neo_tigray @Dr_HagosAbrha @Tigray_My_DNA @digitalwayne74 @Humanityismyid1 @AzebAz6 @TigrayDF @tigray128188412 @MahiRaya29 @Akebom29 @selamawit55180 @GebreLeya @kibramebrahtu @Barchu_1_9 @hopegeb @eh_ev46886 @mesiihiluf
ሓው'ዘን ሸገታት🫀 tweet media
AM
1
30
21
1.5K
Nova Raya💎 retuiteado
Masharada Raya
Masharada Raya@MasharadaSolo·
ተጋዳላይ ከያኒ ሃይለ መርጌታ (ወዲ ማርጌ)ካብ ድሓመም ልዕሊ 2ተወርሒ ገብሩ እንሆ ግን ክሳዕ ሐዚ ጉቡእ ሕክምና ኣየግነየይ ፣ ስለዚ ናብ ጥዑይ ሕክምና ወፅኡ ንክሕከም በብድኻኣልናዮ ናዓቕምና ንሓግዞ 🙏 ትሕግዝዎ ትደልዩ ብ ናባዕሉ Account 000218741448 ሃይለ መርጌታ Zell +1(619)4887862 ደረሰኝ ብ inbox መልእኽቲ ኣቕምጡለይ 🙏🙏 @ABPF14 @HableYou @hlfi2A @neo_tigray @Dr_HagosAbrha @Tigray_My_DNA @digitalwayne74 @Humanityismyid1 @AzebAz6 @TigrayDF @tigray128188412 @MahiRaya29 @Akebom29 @selamawit55180 @GebreLeya @kibramebrahtu @Barchu_1_9 @hopegeb @eh_ev46886 @mesiihiluf
AM
2
14
11
632
Masharada Raya
Masharada Raya@MasharadaSolo·
ልፀገበስያ ልጠመየ ለሎ ኣይመስሎይ 🤔 ናቦ ልመን ንሃቦ ሃምልባሃል ፣ ጓልቱ መሃንዲስ ጠፍኣት ተጋሩ ዝኾነ መለስ ዜናዊ ሰምሃል ህወሓት ዘሳደዶም ተጋሩ የለውን፤ህወሓት ኣይትተንክፍዎ ትብል ኣላ። እዞም ሰባት ናይ ህዝቢ ትግራይ ስቓይ ክኾኑ ድዮም ተፈጥሮም 🤔
AM
9
8
14
1.7K
Nova Raya💎 retuiteado
crazy
crazy@batsebacrazy·
TPLF militants are committing war crimes in the people’s of Raya, Tigray. They are killing, kidnapping and arresting civilians as well as deteriorating the innocent residents of The city Mekhoni, Raya,Tigray. #TplFmustgo #TPLFisterrorgroup @ICC @amnestyusa @UNHumanRights
English
2
28
17
1.6K
Nova Raya💎 retuiteado
Hope✍
Hope✍@hopegeb·
ሞኾኒ ዓደይ ፀላእኺ ይብከይ 💔
AM
4
5
13
964
Nova Raya💎 retuiteado
A.B.P.F
A.B.P.F@ABPF14·
ጫፍ ጭካኔ ዕጡቓት ጉጀለ ኮርን ልዑኡን ኣብ ከተማ መኾኒ ኣብ ከባቢ ዕዳጋ ብዕራይ ሓደ ሰላማዊ ሰብ 5 ጥይቲ ኣብ ዝባኑ ብምርክፍካፍ ዝቀተሉ እንትኾን ንካሊእ ድማ ኣቁሲሎም እናሃው። #ህዝቢ_ራያ_ምጭፍጫፍ ደው ይበል #ራያ_ሞኾኒ ጽንዓት ንመላእ ቤተሰብ
A.B.P.F tweet media
AM
2
17
15
670
Masharada Raya
Masharada Raya@MasharadaSolo·
The #Tigray Security Force’s brutal actions in #Mokoni against civilians demanding leadership that reflects the people’s choice are unacceptable. This cruelty must stop immediately,& the voices of the people must be respected& protected. @USEmbassyAddis @UKinEthiopia
Masharada Raya tweet mediaMasharada Raya tweet media
English
3
34
23
2.9K