ማይሊሓም መቐለ

425.4K posts

ማይሊሓም መቐለ banner
ማይሊሓም መቐለ

ማይሊሓም መቐለ

@MaylihamK

https://t.co/tOKDz3yY5z

Paris, France Katılım Şubat 2022
3.8K Takip Edilen5.5K Takipçiler
ማይሊሓም መቐለ
ማይሊሓም መቐለ@MaylihamK·
@MizerTigrewayti እዛ በለፅ እዚኣ እየ ልፀልኣ ሰለማዊ ሰልፊ ወፂእና ቅርሺ ኣዋፂና ትብል ሸፈጥ ግደፉ ብ ኤርትራውያን ኣብ ልዕሊ ትግራዋይ ዝበፅሓ ግፍዒ ጨፍጫፍ ዓቐን የብሉን ። 2pac ኣብዚ ሰሙን ዳ ጎበዛይ ተጋሩ እርኩሳት እኹም ትብል ነይርኻ ኣረ ክንደይ ተዛሪብካ ።
AM
1
0
0
179
ሚዘር ኣላ 'ኮ ✨
ሚዘር ኣላ 'ኮ ✨@MizerTigrewayti·
እዞም ሰባት እንታይ ዩ ፀገሞም? ሓንጊርና ኣስመራ ዘየብፃሕናዮም ድዩ ክንድዚ ዓገርገር
AM
10
2
5
877
ማይሊሓም መቐለ
ማይሊሓም መቐለ@MaylihamK·
@neba_tdf ኣዩ ነባ አሁን አማኑኤል የመናገር ሞራል አለው ? 8 ወር ሙሉ ተደብቆ ያሳለፈው ቢያንስ እነደብረፅዮን ከነ ሙሉ ጥፉታቸው ሁሉም መንከራ ስቃይ በየበረሃው ነበሩ አሳልፈዋል ። ኣዩ ትግራይ መጫወቲት እኒ …..ኮይንኺ ።
AM
0
0
0
21
ሚዘር ኣላ 'ኮ ✨
ሚዘር ኣላ 'ኮ ✨@MizerTigrewayti·
ትዊት ይዘጋጀ፣ሰለማዊ ሰልፊ ይወፃእ 😂 TDF ይዕወት ኣብ ምስራቅ ኣፍሪካ ከም ትግራዋይ ተዋጋኣይ የለን 😂@MaylihamK ሃልዋትናን ድሕንነትናን ብቅልፅምና💀🤣
AM
1
1
3
258
ማይሊሓም መቐለ
ማይሊሓም መቐለ@MaylihamK·
@DanielsonKassa1 ሻዕቢያ በናተ ፍቃድ የትግራይ ህዝብ ላይ ያደረሰው ጭፍጨፋ ግፍ ግድያ ቁጥር ስፍር የለውም። አሁንም ቢሆን ሻዕቢያ ትግራይ ውስጥ አለ ዳር ድንበር ማስከበር.ግን አሰብ የኢ/ያ መሆኑ አምናለው ከሃዲዎቹ መለስ ና ስብሓት ለ ኤርትራ አሳልፈው የሰጡት።
AM
0
0
2
198
Pulp Faction
Pulp Faction@DanielsonKassa1·
ጀነራል ባጫ ደበሌ ገባ መቀሌ ውሻቢያን ተነኮሱት። አሪፍ ነው።ዙርን ማክረር ግድ ነው። ወጥር 🤔
AM
43
41
142
9.2K
ማይሊሓም መቐለ retweetledi
Masharada Raya
Masharada Raya@MasharadaSolo·
ህዝቢ ራያ ብጨካናት ዕጡቓት ህወሓትን ሻዕቢያን ፈጠርቲ ራዕዲ ይጭፍጨፍ ኣሎ። ፅንዓት ይሃብኻ ህዝበይ 💔😭
AM
4
55
37
4.8K
ማይሊሓም መቐለ retweetledi
Masharada Raya
Masharada Raya@MasharadaSolo·
ግፍዓዊ ቅትለት ኣብ ከተማ መኾኒ💔 ---------------- ዕጡቓት ህወሓት ኣብ ከተማ መኾኒ ኣብ ከባቢ ዕዳጋ ብዕራይ ሐዚ ሓደ ሰላማዊ ሰብ ዝቀተሉ እንትኾን ንካልኦት ክልተ ሰባት ድማ ኣቁሲሎም። እቶም ዝቆሰሉ ኣብ ሕክምና ኣለው። እቲ ሞት ኣብ ክሳዱ ብጥይት እዩ። ጽንዓት ንመላእ ቤተሰብ 💔 @reda_getachew @neo_tigray @RayetayTdf05
AM
0
30
25
5.1K