A.B.P.F

267K posts

A.B.P.F banner
A.B.P.F

A.B.P.F

@ABPF14

(A B P F) #TigrayGenocide #Justice4Tigray

Katılım Mart 2021
5.8K Takip Edilen5.7K Takipçiler
Sabitlenmiş Tweet
A.B.P.F
A.B.P.F@ABPF14·
Subscribers, like comments ንግበረሎም ንሰብ ንምሕጋዝ ሰብ ምዃን እኹል እዩ!! Being human is enough to help someone!! ንድኻ ዚሐልየሉ ብጹእ እዩ፣ እግዚኣብሄር ብመዓልቲ መከራ የናግፎ። መ.ዳዊት 41÷1 #TigrayGenocide @sadormedia" target="_blank" rel="nofollow noopener">youtube.com/@sadormedia
0
99
43
12.1K
A.B.P.F retweetledi
ሓው'ዘን ሸገታት🫀
እምበተይ ዓሰሱ ሃመየኽን? ሃመ እንሆ ጸጋ ጥዕኛኽን? ወያ ደራሁኽን ስጡሕ ላበንጨራ ኣብየናና ነገር ላፋሕጠራ ሓልዋኣን ከይበልዐን ጨጨራ አረጋይ ብዕራይኽን ሃመይ እንሆ? ምቸአላይ በቕልኽን ሃምይ እንሆ ካ ማሳዋ ልግናሕ ዳ ኣርሆ ሓናይቶ ግመልኽን ሃመይ ንሆ ገሙጽቲ ላሕምኽን ፣ ሰናይት ጤሊኽን ብርሃነ ኻልቢኽን ትኣስራቶም ያ፣በይንኽን ቓርኽን ሃመየኽን እምበይተይ ዓሰሱ? ሳዋኽን መጭጩ፣ ጣይታኽን ዓስዕሱ ሰለስተ ወሻሽም ሓደ ባዓል እንዳ ሓጭርይ ነዊሕ ልላመዳ ረጉዲይ ቓጥንይ ልለመዳ ሃመይ ኣብለን ምስሓደ ክጸምዳ? ዕጥሩ ይኣ፣ ብሎም ሓምይለውኽን ሰብሕትይ ብሩንዶይ ላማረፅኽን ትሓውሽሎም ፣ሓዋሽሎሙኽን ሕልምልም፣ ላበልኽን ዕልምልም ፣ቓርኽን ጉዑሽ ሳዋ ጽራይ መስሉና ሕትሞ፣ሳዋ ፣ጉዑሽ መሲሉን ጀንጆሪኖ ጓልኽን፣ ጠምሊሓ፣ ጠምሊሓ ሃም ኣስተየትና ዕንጉለይ ለሙንይ ምፍላዩ ኣብዪና ዓጀውጀው ብለና ፣ኹላትና ሰኽርና ውዝፍይ ፣ዝፍዝፍይ ኻሻዕይ ፣ጎፋፍይ ዳዕጓስይ፣ጎሳስይ ፣ወልድኽን ትህባና ታይ ኢና በዲልና? ሓደ ብዓፈና ሓዲኦም በጽምዶ ላበሉ እንድዮምና መለሶ ወሰዶ ብሰንክኽን ፣ ዓዲ ትሓሚሱ እምበይተይ ዓሰሱ ቕልጥፍ ብለን ይጽወያና መልሱ?@rangorayatay
ሓው'ዘን ሸገታት🫀 tweet media
AM
1
3
5
367
A.B.P.F retweetledi
ሓው'ዘን ሸገታት🫀
ካብ መፅሓፍ በዓል ጋዳ" ዝተወሰደት ግጥሚ "#ጉድኺ_ዓዲጉደም" ትጋበዙ።@Dr_HagosAbrha ብዕርኹም ይጠጥዕ ✍️👏 እዛ መፅሓፍ ትደልዩ ፎተይቲ ምንባብ ስነጽሑፍ እንድሕር ሃልኹም ብውሽጢ ርኸቡና👏@AlexBerhe6 @Ali37839382 @tsigeG12 @MahiRaya29 @MaylihamK @tigray128188412 @neo_tigray @hopegeb @HanaBeyene10 @Akebom29 @TigrayDF @Sarah27340692 @tsigeG12 @jerry_kidus @kibrom_G_chael @kibramebrahtu @mesiihiluf
ሓው'ዘን ሸገታት🫀 tweet mediaሓው'ዘን ሸገታት🫀 tweet media
AM
0
14
12
330
A.B.P.F retweetledi
Masharada Raya
Masharada Raya@MasharadaSolo·
መፅሓፍ #በዓል_ጋዳ 🦅 #challenge ኣነ 100 መፅሓፍ ሸምተ እነሀኹ ፣ ሃየ መፅእኹም ሸምቱ 🤝 መፅሓፍ #በዓል_ጋዳ ብ ዶክተር ሓጎስ ኣብርሃ ኣባይ ምረቓ መፅሓፍ "በዓል ጋዳ @Dr_HagosAbrha እንኳዕ ኣፈፀመኩም ኣያሓው 🙌🏾
Masharada Raya tweet mediaMasharada Raya tweet media
AM
2
7
8
439
A.B.P.F
A.B.P.F@ABPF14·
#ባዓል_ጋዳ ድትብል መፅሐፍ ተመራቃ እናሃ ብኩቡር ሓውና ዶክተር ሓጎስ አብርሃ ድትድረሰት "ቃል ፍደል ፈጢሩ"
A.B.P.F tweet media
AM
0
5
5
99
A.B.P.F
A.B.P.F@ABPF14·
ክሎም መራሕቲ #ሃይማኖት_ትግራይ ክብልዎ ዝግባ ናይዞም #ሼኽ አቦና ርዲት ትሕዞም እዩ። እወ #ሰላም ተሃልዩ እዩ ኹሉ ዝህልይ ሕርያና #ሰላም እዩ። ዕድመይ ጥዕኛይ ያሃበልና። #ይአክል ሞትይ ስደትይ ትግረዋይ!
AM
0
7
5
162
A.B.P.F retweetledi
NeoTigrayH@2022
NeoTigrayH@2022@neo_tigray·
#አሰፍ ምሰ ህዝባ እያ ዘላ።ሓሳባ ድማ ተዓዋታይ እዩ “ህዝብትግራይ ኣቕሓ ሰይኮነን ማንም ዝቀባበሎ….” 💯👏🏽👏🏽👏🏽🙌🏼 እንታይ ትብል ከምዘላ ትንታነ ንለባማት ክገድፎ… #ህዝቢትግራይዝበለይዕወት❗️
AM
3
8
8
617
A.B.P.F
A.B.P.F@ABPF14·
@neo_tigray ዝገርመኒ ረብሓ ወልቀ ስብ ራብሓ ህዝቢ እዩ ዳበልኻ በህዝቢ ምሽቃጥ ነውሪ እዩ። ካብ መራሕቲ ጀምሩ እስካብ ጥቅመኛታት ኹሉ ህዝቢ መሸቀጢ እዩም ገይሮሞ፣ ረብሓ ህዝቢ ማለት ህዝቢኻ አበይን ዓይነት መከራ ከምዘሎ ምርዳእ ማለት እዩ ዋለ ዲያስፖራ ???
AM
0
1
2
74
NeoTigrayH@2022
NeoTigrayH@2022@neo_tigray·
አራምባና ቆቦ እዩ ዋላ አታሓሳሰብኦም 😂😂🤣 ላብ ልዓምበረ እዮም ንኹሉ ነገር ብረብሓ ጥቕሞም እምበር ብረብሓ ህዝቢ ትግራይ ሰይልክዕዎይ ጠንጋራ ልኾነ አረአእያ እዩ ዘለዎም።
A.B.P.F@ABPF14

እዙይ ሕዝኻስ ላብዓዲ ስብ ዶ በሉ ዓዲና ላብ ሻዕብያ ልኸደ ቅዱስ ላብ አአ ለኸደ ሩኩስ አነስ ሃም ዓርቅቲ ሃም ሙሁራት አብ ሚዲያ መፅኦም አራምባና ቆቦ ታውግእለው ታ ይባሃል። ያቁሩሮ

AM
1
2
2
69