固定されたツイート
Nova Raya💎
10.9K posts


Omg this guy @MaylihamK is very toxic.. ጻዕዳ ሓሶት?Dan Tigray አይምልከተካን ናይ ሽረ ኢሉኒ ህዋሕት ክትነክእ ደሊኻ ኢሉ ይብል በስምአብ ናይ ብሓቂ ሕክምና የድልዮ እዩ.. ዘይበልክዎ አነ አብዝየለኽሉ ሓሶት ናይ ጥዕና አይኮነን... አነ ብዛዕባ ህዋሕት ይምልከተኒ ድዩ ኮይኑ? ትግራይ እምበር ሽረ ኢለ ተዛሪበ አይፈልጥን።አነ ዝበልኩዎ ዓድዋ ከባቢ እናጸዋዕኾ ናይ ከባቢ ፖለቲካ አይትስራሕ ክብሎ የስታውስ... ነዊሕ ግዜ እዃ ተዛሪብና ዘይንፈልጥ @digitalwayne74 ከምዚ ዓይነት host ጌርኩም ብዛዕባ ሰባት ክዛረቡ entertain ምግባር ግን መሕፈሪ እዩ። ብዛዕባ space ዘለዉ ሰባት ካብ ትዛረቡ አብቲ ዓብዪ ነገር focus ግበሩ።
New ላife 👸🏽🧘♂️@lucy122224
#ካብ_ፀብብነት_ንርሓቅ ማይ ልሓም ከምዚ ከዛርበካ ዝከኣለ ትርጉም ቃልሲ ተረድኡካ ዘይኮነስ ነቲ በታኒሓሳብካ ተጠቅምካ ሰባትን ዓዲን ክትፈላሊ ስለዝደለካ እዩ: ዝሰምዐካ ሰብ ተትረክብ እንታይ ከምትሰርሕ ብኣንደበትካ ኣብ ኣደባባይ ኣረጋግፅካዮ::ዝቅየመካ ነገር የብለይን እኳደኣስ ተሕዝነኒ::ኣብ ክንዲ መሰርታዊ ሕቶ ሓቲትካ መሰረታዊ መፍትሒ ንህዝቢና ምምፃእ ኣብ ከባብያዊ ተሎቁጥካ ትነብር :ኣንብብ ታርክ ህዝቢ ትግራይ ክትፈልጥ : ኣነ ግን ክብርቲ እየ ጏል ክቡራት እየ ..ሕተት ወይ ሕፍር ..መልሰይ ግድን ክበፅሐካ ኣለዎ. .ኣብፅሑሉ
AM
Nova Raya💎 がリツイート

ደዓዲ ይበሎ
ኽረምቲ አብ ራያ 💚
እዚ እኽሊ ዓዲ አትዩ መሞርዐይኽን ይገበሮ እዘን አሕዋተይ 😅
@asfaw_eskd89387
@Meseret23
@mesiihiluf
@hlfi2A
@HableYou
AM
Nova Raya💎 がリツイート

ሠላም ንኹልኹም ደገፍቲ ጉማየ ፋውንዴሽን
ጉማየ ፋውንዴሽን ካብ ልኾነ ፓለቲካዊ ውግንና ናፃ ልኾነ፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባን መቐለን ቢሮ ኸፊቱ ትግራይ ልምሕያው፣ ልምልማዕ፣ ልምዝማን ናባዕሉ ኣስተዋፅኦ ልክገብር ልተጣየሸ፣ ሕጋዊ በዓል ዓብይ ተስፋ ገባሪ ሰናይ ትካል እዩ።
ዓለም ለኸ ክላስተራት ጉማየ ፋውንዴሽ ድማ እዞም ልስዕቡ እዮም።
1. ኤሜሪካ (GF-USA)
2. ካናዳ (GF- Canada)
3. እንግሊዝ (GF-UK)
4. ኣውሮጳ (GF-EU)
5. ማእኸላይ ምብራቕ (GF-Middle East)
6. ኤዠያ ፓስፊክ (GF-Asia Pacific)
7. ኣፍሪቃ (GF-Africa)
ኣብ ሕድሕድ ክላስተር ለለዉ ሃገራት መተሓባበርቲ እናወከልና ንርከብ።
እቲ ትካል ናትኹም ሞራል፣ ሓገዝ፣ ምምትሕብባር የድልዮ። ኹሉ ነገር ውሑዳት እዮም ልጅምርዎ! ምትሕብባር ተሃልዩና ዓብይ ዓለም ለኸ ትካልና ሃምልኾን ከይትጠራጠሩ።
ስለዚ ኣብ ቐረባ በብክላስተሩ ዙም ኣኼባ ገይርና ዕላማን ራእን እቲ ስለነቕርብ፣ ኹሉ ደጋፊ Gumaye Foundation
በብ ክላስተራቱ ክውደብ እንሃዎ
የቐንየልና!🙏


AM
Nova Raya💎 がリツイート

ተጋዳላይ ከያኒ ሃይለ መርጌታ (ወዲ ማርጌ)ካብ ድሓመም ልዕሊ 2ተወርሒ ገብሩ እንሆ።አብ ትሕቲ ኣቦይእዝጊ ና ሰብ መዳሕንቱ ሰብ ይኡ። እዚ ብዓል ጥዑም ሓሎ ሓውና ናዓቕምና ንሓግዞ👏ትሕግዝዎ ትኽእሉይ ትደልዩይ ብ ናባዕሉ ሒሳብ ቑፅሪ 1000218741448
ሃይለ መርጌታ
Zell +1(619)4887862
ደረሰኝ ብ inbox መልእኽቲ ኣቕምጡለይ👏።
@ABPF14 @HableYou @hlfi2A @neo_tigray @Dr_HagosAbrha @Tigray_My_DNA @digitalwayne74 @Humanityismyid1 @AzebAz6 @TigrayDF @tigray128188412 @MahiRaya29 @Akebom29 @selamawit55180 @GebreLeya @kibramebrahtu @Barchu_1_9 @hopegeb @eh_ev46886 @mesiihiluf

AM

youtu.be/pdFkXojTq4g?si… ኣብ ኣትኹም ሪአዩላ😍 @AzebAz6 @Barchu_1_9 @berry_7378 @MahiRaya29 @RayetayTdf05 @mesiihiluf @HableYou @MasharadaSolo @Meseret23

YouTube
AM
Nova Raya💎 がリツイート

መራሕቲ ሰራዊት ትግራይ እዚ ይመስሉ 💔
@TigrayDF @ainkekulu @hopegeb @Meseret23 @MasharadaSolo @digitalwayne74 @batsebacrazy @AzebAz6 @neo_tigray @Hamesa_Tsegemat @Dr_HagosAbrha
AM
Nova Raya💎 がリツイート

ተጋዳላይ ከያኒ ሃይለ መርጌታ (ወዲ ማርጌ)ካብ ድሓመም ልዕሊ 2ተወርሒ ገብሩ እንሆ ግን ክሳዕ ሐዚ ጉቡእ ሕክምና ኣየግነየይ ፣ ስለዚ ናብ ጥዑይ ሕክምና ወፅኡ ንክሕከም በብድኻኣልናዮ ናዓቕምና ንሓግዞ 🙏
ትሕግዝዎ ትደልዩ ብ ናባዕሉ Account
000218741448
ሃይለ መርጌታ
Zell +1(619)4887862
ደረሰኝ ብ inbox መልእኽቲ ኣቕምጡለይ 🙏🙏
@ABPF14 @HableYou @hlfi2A @neo_tigray @Dr_HagosAbrha @Tigray_My_DNA @digitalwayne74 @Humanityismyid1 @AzebAz6 @TigrayDF @tigray128188412 @MahiRaya29 @Akebom29 @selamawit55180 @GebreLeya @kibramebrahtu @Barchu_1_9 @hopegeb @eh_ev46886 @mesiihiluf
AM
Nova Raya💎 がリツイート

TPLF militants are committing war crimes in the people’s of Raya, Tigray. They are killing, kidnapping and arresting civilians as well as deteriorating the innocent residents of The city Mekhoni, Raya,Tigray.
#TplFmustgo
#TPLFisterrorgroup
@ICC
@amnestyusa
@UNHumanRights
English
Nova Raya💎 がリツイート
Nova Raya💎 がリツイート

The #Tigray Security Force’s brutal actions in #Mokoni against civilians demanding leadership that reflects the people’s choice are unacceptable. This cruelty must stop immediately,& the voices of the people must be respected& protected.
@USEmbassyAddis @UKinEthiopia


English






