Filmona Teklay

16K posts

Filmona Teklay banner
Filmona Teklay

Filmona Teklay

@Filmona12

“My country, right or wrong; if right, to be kept right; and if wrong, to be set right.” #Eritrea #EDF #PFDJ #YPFDJ

Eritrea Katılım Kasım 2020
766 Takip Edilen13.6K Takipçiler
Sabitlenmiş Tweet
Filmona Teklay
Filmona Teklay@Filmona12·
ወዲ ሓወይ ቁዱስ ዕበየለይ 🙏🏿🇪🇷✊🏿ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና !! ዓወት ንሓፋሽ ! النصر للجماهير #Eritrea #PFDJ #EDF #PIA #YPFDJ
AM
8
56
107
934
Filmona Teklay
Filmona Teklay@Filmona12·
ጺምዶ ! ሓፋሽ ይንቓሕ ይወደብ ይታዓጠቕ !!:: ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና !! ዓወት ንሓፋሽ ! النصر للجماهير #Eritrea #PFDJ #EDF #PIA #YPFDJ
AM
0
3
4
50
Filmona Teklay
Filmona Teklay@Filmona12·
ሌላ ምስ ፕሮፌሰር ኣይዳ ሃብተጽዮን (Professor Aida Habtezion)፡ ሓኪምን ተመራማሪት ስነ-ፍልጠትን 🇪🇷 ፕሮፌሰር ኣይዳ ሃብተጽዮን፡ ኣብቲ ሓደ ካብቶም ዝዓበዩን ጸለዉትን ዓለምለኻዊ ትካላት መድሃኒትን ክታበትን ዝኾነ ፋይዘር (Pfizer): ዋና ሓኪምን (Chief Medical Officer) ሓላፊት ዓለምለኻዊ ሕክምናዊ ድሕነትን ኮይና ተገልግል ዘላ በላሕ ኤርትራዊት ክኢላ ስነ-ፍልጠትን ሕክምናን (Physician-Scientist) እያ። ኣብ ኣስመራ ዝተወልደት ዶ/ር ኣይዳ፡ ሎሚ ሓንቲ ካብተን ኣብ ዓለምለኻዊ ጽልዋ ዘለዎም ላዕለዎት መራሕቲ ዓውዲ ሕክምና ኮይና ትርከብ። ናይ ትምህርቲ ጉዕዞኣ ምስ ብሉጽ ኣካዳሚካዊ ስርሓት ዝተኣሳሰረ ኮይኑ፡ ኣብ ካናዳ ብስነ-ቀመም (Chemistry) ናይ መጀመርታ ዲግሪኣ፡ ብስነ-ምግቢ (Nutritional Sciences) ድማ ካልኣይ ዲግሪኣ ረኺባ። ካብ ዩኒቨርሲቲ ማክማስተር (McMaster University) ናይ ሕክምና ዲግሪ (MD) ምስ ረኸበት፡ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ቶሮንቶ (University of Toronto) ብስነ-ሕክምና መዓንጣን ከብድን (Gastroenterology) ከምኡ’ውን ጸላም ከብዲ (Hepatology) ዓሚቝ ስልጠና ወሲዳ። ድሕሪኡ ናብቲ ኣብ ኣሜሪካ (USA) ዝርከብ ውሩይ ስታንፎርድ ዩኒቨርሲቲ (Stanford University) ብምግዓዝ ብስነ-ምክልኻል ሕማማት (Immunology) ፍሉይ ስልጠና ወሲዳ። ፕሮፌሰር ኣይዳ ናብዚ ናይ መሪሕነት ቦታ ቅድሚ ምስጋራ፡ ኣብ ስታንፎርድ ዩኒቨርሲቲ ናይ ሕክምና ፕሮፌሰርን ልዕሊ 85 ስነ-ፍልጠታዊ ምርምራት ዘሕተመት ክብርቲ ተመራማሪትን እያ። ብተወሳኺ ፕረዚደንት ናይቲ ኣመሪካዊ ማሕበር (American Pancreatic Association) ኮይና ዘገልገለት ክትከውን ከላ፡ ኣብ 2021 ድማ ሓንቲ ካብተን ‘100 ብሉጻት ጸለዉቲ ኣፍሪቃውያን’ ተባሂላ ተረቑሓ እያ። ሎሚ ብመንገዲ እቲ ዘለዋ ዓለምለኻዊ መድረኽ ኣቢላ፡ መድሓኒ ህይወት ዝኾኑ ዓበይቲ ስነ-ፍልጠታዊ ርኽበታት ናብ ኩሉ ክፋል ዓለም፡ ብፍላይ ድማ ናብ ዝተፈላለዩ ሕብረተሰባት ኣፍሪቃ ንምብጻሕ ትሰርሕ ኣላ። ፕሮፌሰር ኣይዳ ዘመስከረቶ ብቕዓት፡ ኤርትራውያን ኣብ ዓለምለኻዊ መድረኽ ኣብነታውያን ኮይኖም ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ክበጽሑ ከም ዝኽእሉ ዘርኢ ሓበን እዩ። ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና !! ዓወት ንሓፋሽ ! النصر للجماهير #Eritrea #PFDJ #EDF #PIA #YPFDJ
Filmona Teklay tweet mediaFilmona Teklay tweet media
AM
2
6
8
109
Filmona Teklay retweetledi
Biniam Berhe 🇪🇷
#Eri101: 📘 No ifs or buts: the UN Charter, AU Constitutive Act, & international law are unequivocal on sovereignty, territorial integrity, & political independence. 🚘Treating neighboring states like junkyard cars—stripped for parts to fill perceived gaps—is illegal & dangerous.
English
7
193
219
3.5K
Filmona Teklay retweetledi
Embassy of Eritrea to Ethiopia PM to AU & ECA
It was a pleasure to meet today with H.E. @willynyamitwe, Ambassador/PR of Burundi, Chairperson of the @_AfricanUnion Permanent Representatives’ Committee (PRC), and exchange views on preparations for upcoming AU partnership engagements with the EU, Japan, India, and Türkiye.
Burundi Embassy in Addis Ababa@BurundinAddis

Amb. @willynyamitwe, Chair of the Permanent Representatives’ Committee, received H.E. @biniamb, Chargé d’Affaires en pied of #Eritrea & Chair of the Sub-Committee on Multilateral Cooperation, for consultations on upcoming engagements with #India, #Türkiye, #EU and other partners.

English
2
183
239
3.6K
Filmona Teklay retweetledi
Masoud Pezeshkian
Masoud Pezeshkian@drpezeshkian·
I strongly condemn attacking Iran’s energy infrastructure. Such aggressive acts will yield nothing for the Zionist–American enemy & their supporters. This will complicate the situation & could have uncontrollable consequences, the scope of which could engulf the entire world.
Masoud Pezeshkian@drpezeshkian

أدينُ بشدّةٍ استهدافَ البُنى التحتية للطاقة في إيران. إنّ هذه الأعمالَ العدوانية لن تُحقّق أيّ مكسبٍ للعدوّ الصهيوني–الأمريكي وداعميه. بل ستُعقّد الأوضاع، وقد تُفضي إلى تداعياتٍ خارجةٍ عن السيطرة تمتدّ آثارها لتطال العالم بأسره.

English
960
5.2K
19.9K
596.7K
Filmona Teklay
Filmona Teklay@Filmona12·
ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና !! ዓወት ንሓፋሽ ! النصر للجماهير #Eritrea #PFDJ #EDF #PIA #YPFDJ
Ministry of Information, Eritrea@shabait

ጥዕና ጾም ኣብ ኣካላትና ዝፈጥሮ ለውጥን ዝህቦ ጥቕምን ሱሌማን ኣሕመድ ጾም መግቢን ማይን ካብ ምውሳድ ንዝተወሰነ ሰዓታት ምቝጣብ ማለት እዩ። እቲ ምቚጣብ ካብ ዝተወሰነ መግብታት ክኸውን’ውን ይኽእል እዩ። ዝበዝሕ እዋን ደቂ ሰባት ንሃይማኖታዊ ጥቕምታት ኢሎም እዮም ጾም ዘካይዱ። ካብኡ ሓሊፉ ግና ኣብ ጥዕናና ሓያሎ ረብሓታት ከም ዘለዎ እዮም ክኢላታት ዘመልክቱ። ሰብነትና ምስ ጾም ክፋለጥ ዝጅምር፡ ንመጨረሻ ግዜ መግቢ ምስ በላዕና ድሕሪ ዘሎ ናይ ሽዱሽተ ክሳብ ሸሞንተ ሰዓታት እዩ። እዚ፡ ኣምዑትና ነቲ ካብ መግቢ ዝረኽቦ መኣዛዊ ትሕዞ መጽዩ ካብ ዝውድኦ ንደሓር ማለት እዩ። ብድሕሪ’ዚ ኣካላትና እቲ ዘድልዮ ጸዓት ኣብ ጭዋዳታትናን ኣብ ጸላም ከብድን ተኸዚኑ ንዘሎ ‘ግሉኮዝ’ ከህልኾ ይጅምር። እዚ እንተተወዲኡ፡ ሰብነትና ካልእ ኣማራጺታት ብምንዳይ፡ ነቲ ኣብ መላእ ሰብነትና ተኣኪቡ ዝጸንሐ ስብሒ የቃጽሎ። ኣብዚ ኩሉ ዝካየድ መስርሕ’ዚ፡ ኣብ ሰብነትና ካልእ ጽቡቕ ክስተት እዩ ዝፍጠር - ጥዕናዊ ረብሓ። ሰብነትና፡ እቲ ሓይሊ ንምርካብ ዘቃጽሎ ስብሒ፡ ኣብ ኣካላትና ከቢድ ጥዕናዊ ሳዕቤን ከውርድ ዝኽእል ብምዃኑ ካብ ጾም እቲ ዝዓበየ ንረኽቦ ጥቕሚ እዚ እዩ። በዚ ኣገባብ ክብደት ምጉዳል፡ ዓቐን ኮሌስትሮል ምጉዳል፡ ካብቶም ጎሊሖም ዝረኣዩ ለውጥታት እዮም። ኣብ ግዜ ጾም፡ ኣብ ደምና ናይ ዝህሉ መጠን ሽኮር’ውን ይጎድል እዩ። ምጉዳል ዓቐን ሽኮር ድኻምን ምድንዛዝን ዝኣመሰለ ስምዒት ክፈጥር ንቡር እዩ። ይኹን’ምበር ካብ ልክዑ ንታሕቲ ከይጎድል ምክትታል ኣገዳሲ እዩ። ኣብ ቀዳሞት 3 ክሳብ 7 መዓልታት ጾም ሰብነትና ንጾም እናተለማመዶ ክኸይድ ስለ ዝጅምር፡ ኣብ ሰብነትና ተኸዚኑ ዝጸንሐ ስብሒ ብገዛእ ርእሱ እናተሰባበረ ናብ ሽኮር ኣብ ደም ክቕይሮ ይርአ። ዝወሰድናዮ ፈሳሲ፡ ብሰንኪ መዓልታዊ ኣከታቲልና ንገብሮ ጾም፡ እናጎደለ ስለ ዝኸይድ፡ ናብ ንቕጸተ-ሰብነት ከይነምርሕ፡ ጾም ኣብ እንፈትሓሉ (ማለት ኣብ ‘እነፍጥረሉ’) እዋን ብብዝሒ ፈሳሲ ክንወስድ እዩ ዝምከር። ጾም ኣብ እንፈትሓሉ እዋን፡ ሓይሊ ዝህቡ ዝተመጣጠኑ መግብታት ምውሳድ ኣገዳሲ እዩ። ካብ 8 ክሳብ 15 መዓልታት ጾም ኣብዞም መዓልታት’ዚኦም ሰብነትና ንጾም ምሉእ ብምሉእ ስለ ዝለማመዶ፡ እቲ ኣብ ቀዳሞት መዓልታት ነርእዮ ዝነበርና ድኻምን ቀጨውጨውን ብመጠኑ ክጎድል እዩ ዝጅምር። ክኢላታት ስነ መግቢ፡ ጾም ኣብ ሰብነትና ሓያሎ ጽቡቕ ነገራት ሒዙ ከም ዝመጽእ እዮም ዝዛረቡ። ኣብ ካልእ ግዜ ንወስዶ ዝነበርና ሓያሎ ካሎሪ ዘለዎ መግብታት፡ ኣብ መካኒካዊ ስርዓት ሰብነትና ሓያሎ ተጽዕኖ ብፍጣር፡ ውሽጣዊ ኣካላትና ሓያሎ ብድሆታት ክገጥሞ እዩ ዝርአ ነይሩ። ኣብ ግዜ ጾም እዞም ኣካላት’ዚኦም ግዜያዊ ሩፍታ ክረኽቡ ከም ዝረኣዩ እዮም እቶም ክኢላታት ዝዛረቡ። ካብ 16 መዓልታት ንደሓር ዘሎ ናይ ጾም መዓልታት ኣብዞም ናይ ጾም መዓልታት’ዚኦም፡ ኩሎም ውሽጣዊ ኣካላት ሰብነትና፡ ከም ጸላም ከብዲ፡ ኩሊትን ቆርበት ሰብነትን፡ ኣብ ውሽጦም ዝጸንሐ መርዛም ነገራት ብምጽራይ (detoxification) ጥዕንኦም ክዕቀብ ይረኣዩ። ኣብዚ ግዜ’ዚ ኩነታት ጥዕና ናብ ዝበለጸ ደረጃ ክወርድ ስለ ዝጅምር፡ ኣብ ኩነታት ኣመጋግባና ጥንቁቓት ክንከውን ከም ዘለና እዩ ዝምከር። ኣብ ግዜ ጾም ኣብ ኣካላትና ዝረኣዩ ለውጥታት፦ • ዓቐን ኢንሱሊን (ንካርቦ ሃይድሬድ ዝልውጥ ዓይነት ፕሮቲናዊ ሆርሞን)፦ ኣብ ደምና ዝህሉ ዓቐን ኢንሱሊን ክጎድል ይጅምር። እዚ ድማ ኣብ ሰብነትና ዝርከብ ስብሒ ንኽቃጸል የቀላጥፍ። • ዕብየት ናይ ሆርሞን፦ ኣብ መጠን ደም ዝርከብ ዕብየት ናይ ሆርሞን ብሓሙሽተ ዕጽፊ ክዓቢ ይርአ። እዚ ሆርሞን እናዓበየ ኣብ ዝኸደሉ እዋን ድማ፡ ምቅጻል ስብሒን ንጥፈታት ጭዋዳን ከም ዝቀላጠፍ ይገብር። ካልእ ኣካላዊ ረብሓታት ድማ ኣለዎ። • ዋህዮኣዊ ጽገና፦ ንስርዓተ ጽገና ዋህዮ ከም ዝሕይል ይገብሮ። ንኣብነት ኣብ ዋህዮታትና ዝርከቡ ተረፍ መረፍ ጎሓፍ ብቐሊሉ ንደገ ከም ዝወጹ ይገብር። • ስርዓተ ጅን፦ ካብ ሕማም ኣብ ምክልኻልን ነዊሕ ዕድመ ናይ ምጽናሕን ኣብ ዝኣመሰሉ ስርዓተ ጅን ኣገደስቲ እወታዊ ለውጥታት ይፈጥር። ረብሓታት ጾም ንመርዝን ረስሓትን ኣብ ምልጋስ (Detoxification)፦ ኣብ ዝተፈላለዩ ክፍሊ ኣካላትና ኣብ መዓንጣ፡ ጸላም ከብዲ፡ ሳንቡእ ወይ ኣብ ቆርበት ዝርከብ መርዚ ወይ ረስሓት ብምእላይ ሰብነትና ናጻ (neutralizes) ዝገብር ኣገባብ ‘ዲቶክሲፊኬሽን’ (detoxification) ይበሃል። ዝኾነ መግቢ እንተዘይወሲድና፡ ኣካላትና ኣብ ሰብነትና ጸዓት ክረብክ ናብ ዝተኸዘነ ስብሒ እዩ ዘምርሕ። ካብቲ ዝተኸዘነ ስብሒ ከሚካላዊ መስርሕ ብምክያድ ድማ፡ ዝተፈላለዩ ኣካላትና ዘድልዮም ጸዓት ከም ዝረኽቡ ይገብር። ኣብ ከምዚ ኩነት፡ ደምና ብዝለዓለ ዓቐን ናይ ኢንዶርፊን (endorphin) ማለት ብሆርሞናት መተሓላለፊ መልእኽቲ ስለ ዝመልእ፡ ንቑሓት ክንከውን ንኽእል። ኣእምሮና’ውን ጥዑይን ዝተዛነየን ይኸውን። emቀመማዊ ፍወሳ - ኬሞተራፕይ (Chem­motherapy)፦ ብሰንኪ ጾም፡ ኣብ ሰብነትና ኣብ ዘሎ መጠን ግሉኮስ (ተፈጥሮኣዊ ሽኮር) ዝፍጠር ከሚካላዊ ለውጢ፡ ኣንጻር ጥረ ወይ ሕበጥ ውጽኢታዊ ዝኾነ ከሚካላዊ ፍወሳ ከም ዝካየድ ዝተፈላለዩ ሕክምናዊ መጽናዕትታት የረድኡ። ብርግጽ፡ ንዝተወሰነ ሰዓታት ዝኾነ ካሎሪ ዘይምህላኽ ኣብ ምዕቃብን ምክልኻልን ዋህዮታት ሰብነት ሓያሎ ለውጥታት እዩ ዝርአ። እዚ ድማ፡ ብመንሽሮን ዝተፈላለዩ ሕበጥን ንዝሳቐዩ ሕሙማት ኣዝዩ ኣገዳሲ ምዃኑ ይንገር። ጾም ኣብ ዋህዮታት ሰብነት ብሰንኪ ከሚካላዊ ፍወሳ ክፍጠር ንዝኽእል መርዛዊ ኣሉታዊ ሳዕቤን ብልዑል ዓቐን እዩ ዘጒድሎ። በዚ ድማ ኣብ ኣካላትና ክፍጠር ንዝኽእል ጥረን ሕበጥን ከም ዝጎድል ይገብር። ይኹን’ምበር፡ እዚ ዓይነት ፍወሳ’ዚ ናይ ክኢላታት ምክትታል ዘድልዮ ብምዃኑ ቅድሚ ክንጥቀመሉ ምፍታንና ንክኢላታት ክንውከስ ኣድላዪ ይኸውን። ምኽሳዕ (obesity)፦ ምኽሳዕ ንምጉዳል ጾም ብዝሓየለ መልክዑ ክግልገለሉ ጸኒሑ እዩ። ጾም፡ ኣብ ጸላም ከብዲ ዝርከብ ኤንዛይም፡ ኣብ ዝተፈላለየ ከፍሊ ኣካላትና ብፍላይ ድማ ኣብ ሽምጥና ዝርከብ ሰብሒ፡ ከምኡ’ውን ኮሌስትሮል ብቕጽበት ከም ዝቃጸል ብምግባር ንጥዕናና ኣገዳሲ ዝኾነ ናይ ሓሞት ኣሲድ (bile acids) ናይ ምፍጣር ዓቕሚ ኣለዎ። እዚ ኣገዳሲ ናይ ሓሞት ኣሲድ ንመስርሕ ሜታቦሊዝም ብምቅልጣፍ ኣብ ሰብነትና ዝርከብ ስብሒ ብቐሊሉ ናብ ጸዓት ክቕይሮ ይኽእል። ብሓገዝ ክኢላታት ሕክምና ዝካየድ ጾም፡ ብዘይ ዝኾነ ኣሉታዊ ሳዕቤን፡ ኣብ ሰብነትና ተኸዚኑ ዝርከብ ዘየድሊ ስብሒ ንምቅጻል ዝሕግዝ እቲ ዝበለጸ ኣገባብ እዩ። ነድሪ ላልሽ (Pancreatitis)፦ ላልሽ፡ መግቢ ንምሕቃቕ ዝሕግዝ መረቕ ከምኡ’ውን ኢንሱሊን ኣብ ምፍራይ ልዑል ግደ እትጻወት ኣካል እያ። እታ ላልሽ ቀቀልጢፋ እናሻዕ ናይ ምቅጻል ባህሪ ከተርኢ እንተጀሚራ ድማ፡ ነድሪ ላልሽ ተፈጢሩ ኣሎ ማለት እዩ። ምጻም’ምበኣር እቲ ዝበለጸ ነዚ ከምዚ ዓይነት ጸገም ንምፍዋስ ዘገልግል ኣገባብ እዩ። ናይ ፍወሳ መካኒዝም (Healing Mechanism)፦ ጾም፡ ናይ ምሕካምን ምሕዋይን ዓቕሚ ኣካላትና የሐይሎ። ኣብ ከስዐና ንዝተወሰነ ሰዓታት መግቢ ምስ ዘይህሉ፡ ኣካላትና ኣብ ክንዲ ኣብ ምሕቃቕ መግቢ፡ ኣብ ሜታቦሊዝምን ስርዓተ ምጽዋር ዓቕምን ኣብ ዝኣመሰሉ ካልእ ኣገደስቲ ንጥፈታት ንኸተኵር እዩ ዝግደድ። ንጥዕና ልብን መትንን (Cardiovascular Health)፦ ንዝተወሰነ ሰዓታት ዝካየድ ጾም፡ ዋህዮታት ሓንጎል ማለት ‘ኒውሮንስ’ ከም ዝነቓቕሑ ስለ ዝገብር፡ ኣብ ሰብነትና ዝህሉ ግሉኮስ ኣብ ምቍጽጻርን ንጥዕና ልብን መትንን ኣብ ምሕላውን ልዑል ተራ እዩ ዘለዎ። እዚ ብዝተፈላለዩ ሕክምናዊ መጽናዕትታት ክረጋገጽ ክኢሉ እዩ። ጾም ንጥዕናና ዝጎድእ መዓስ እዩ? ኣብ ግዜ ጾም ሰብነትና፡ ኣብ ጭዋዳታትናን ጸላም ከብድን ተኸዚኑ ዝጸንሐ ሽኮር ተጠቒሙ ምስ ወድአ፡ ነቲ ዘድልዮ ጸዓት ካብቲ ኣብ ሰብነትና ዝተኸዘነ ስብሒ እዩ ከዳልዎ ዝጅምር። እዚ ግና ንሓጺር ግዜ ጥራሕ እዩ ክካየድ ዝኽእል። እንተ ነዊሑ፡ ኣካላትና ነቲ ዝተኸዘነ ፕሮቲን (መኣዛ) እውን ከቃጽሎ ይጅምር። ኣብ ከምዚ ደረጃ እንተተበጺሑ ድማ፡ ጥዕናዊ ረብሓ ናይ ጾም ዘይኮነ፡ ጥሜት ወይ ዓጸቦ እዩ ዘኸትል። እዚ ኩነት’ዚ እቲ ካብ መግብን መስተን ናይ ምሕራም ግዜ ንሓያሎ መዓልታት ወይ ልዕሊ ሰሙን ከየቋረጽካ ምስ ዝቕጽል ዘጋጥም እዩ። ዓይነታት ጾም • ንዝተወሰነ ሰዓታት ምጻም፦ እዚ ካብ 7 ሰዓታት ክሳብ ንክልተ ሰለስተ መዓልታት ዝቕጽል ጾም እዩ። እዚ ዓይነት ጾም እዚ ናይ ድቃስ ጸገም፡ ናይ ጸዓት ምምዝባዕ፡ ጸገም ናይ ምንቃሕ፡ ጸገም ናይ ስምዒት ህዋሳትን ንዘለዎም ሰባት ኣዝዩ ኣገዳሲ እዩ። • ምቑጣብ ካሎሪ፦ ኣብ እትወስዶ ካሎሪ ምቊጽጻርን ምጉዳልን ሓደ ናይ ኣመጋግባ ስርዓት እዩ። እዚ ኣብ ጥዕና ልቢ፡ ጸቕጢ ደም፡ ምጒዳል መጠን ስብሒ፡ ተኣፋፍነት ናይ ኢንሱሊንን ልዑል ረብሓ እዩ ዘለዎ። • ንነዊሕ እዋን ዝጸንሕ ጾም፦ እዚ ካብ 48 ሰዓታት ክሳብ 30 ወይ 40 መዓልታት ብዘይ መግቢ ምጽናሕ የጠቓልል። እዚ ዓይነት ጾም’ዚ ብኸቢድ ሕዱር ሕማም ዝተጠቕዑ ሰባት ኣብ ትሕቲ ክትትል ክኢላታት ሕክምና ዝካየድ ዓይነት ጾም እዩ። • ሃይማኖታዊ ጾም፦ እዚ ንዝተወሰነ እምነት ዝካየድ ዓይነት ጾም እዩ። ዝተፈላለየ እምነት ዝኽተል ህዝቢ ዓለምና ብዝተፈላለየ ኣገባብ ሃይማኖታዊ ጾም የካይድ እዩ። እዚ ዓይነት ጾም ምስቲ ኣብ ላዕሊ ዝተጠቕሰ ዝተወሰነ ሰዓታት ጾም ዝመሳሰል እዩ።

AM
0
11
16
253
Filmona Teklay
Filmona Teklay@Filmona12·
THAT SEALS IT!!!!!! 🙌 MAX DOWMAN SCORES HIS FIRST PREMIER LEAGUE GOAL!!! 🔴 2-0 🔵 (90+6)
English
0
0
2
237
Filmona Teklay
Filmona Teklay@Filmona12·
ዓወት ንሓፋሽ ! النصر للجماهير #Eritrea #PFDJ #EDF #PIA #YPFDJ
Ministry of Information, Eritrea@shabait

Auditor General holds consultative meeting with partner institutions The Office of the Auditor General held a tripartite consultative meeting with representatives of Government institutions and the Ministry of Finance and National Development to discuss key audit findings and enhance coordination in public financial management. The meeting brought together senior officials from various audit client institutions and the Ministry of Finance and National Development to review major audit observations identified during the 2025 audit engagements. The discussion aimed at improving the management of financial transactions, the preparation of financial statements, and strengthening property and asset management practices across public sector entities. At the meeting, Mr. Gherezgiher, Auditor General, presented common audit findings that frequently arise in Government institutions. The discussion provided an opportunity for the Ministry of Finance and National Development to clarify its expectations and provide guidelines to public institutions regarding proper financial recording procedures and compliance with financial management regulations. Mr. Gherezgiher further noted that such consultations play a significant role in improving communication between oversight institutions and Government entities. Strengthening coordination between the Office of the Auditor General, the Ministry of Finance and National Development, and public institutions contributes to improving financial management practices and ensuring effective stewardship of public resources. Heads of Departments from the Ministry of Finance and National Development emphasized the importance of maintaining accurate financial records, preparing timely and reliable financial statements, and ensuring proper management of Government property. They also encouraged institutions to strengthen their internal controls and accounting practices to enhance transparency and accountability in the use of public resources. Participants at the meeting, commending the initiative to organize such a meeting, highlighted the importance of continued dialogue and coordination to address recurring audit issues and strengthen public financial management systems.

العربية
0
15
19
256
Filmona Teklay
Filmona Teklay@Filmona12·
ዓወት ንሓፋሽ ! النصر للجماهير #Eritrea #PFDJ #EDF #PIA #YPFDJ
Ministry of Information, Eritrea@shabait

ቍጠባዊ ኣገዳስነት መዓምቝ ባሕሪ ዘወልዲ ሃይለ ልዕሊ 70 ሚእታዊት ክፋል እዛ እንነብረላ ፕላኔት፡ ብማያዊ ኣካል ዝቖመ ምዃኑ ኣብ ዝተፈላለየ ኣጋጣሚታት ይግለጽ እዩ። እዚ ማያዊ ኣካል ንውቅያኖሳት፡ ባሕርታት፡ ቀላያትን ኣፍላጋትን የጠቓልል። ማያዊ ኣካል ኣብ ምድንፋዕ ቍጠባ ሃገራት ዓለም ዘይነዓቕ ተራ ይጻወት። መዓምቝ ባሕሪ ከኣ ካብቶም ኣብዚ እዋን ብቝጠባዊ ኣገዳስነቱ ዝያዳ ኣቓልቦ ዝስሕብ ዘሎ ግዝኣት እዩ። “መዓምቝ ባሕሪ” ክበሃል ከሎ፡ ንዓሚቚ ክፋል ውቅያኖሳትን ባሕርታትን ዝውክል ኮይኑ፡ ዕምቈቱ ብርሃን ጸሓይ ክበጽሖ ዘይክእል፡ ልዕሊ 200 ሜትሮ ትሕቲ ጽፍሒ ባሕሪ የጠቓልል። እዚ ዕምቈት ማያዊ ኣካል ብርሃን ጸሓይ ዘይበጽሖ ብምዃኑ፡ ብጽማረ ጸሓይ ዝፍጠሩ ኣትክልቲ ዘይርከብዎ ኣከባቢ እዩ። መዓምቝ ባሕሪ ከከም ቅርጺ ባይታ ባሕሪ፡ ኣብ ውሽጢ ክሊ ቁጠባዊ ግዝኣት ሃገራት ወይ ድማ፡ ካብ ክሊ ቍጠባዊ ግዝኣት ሃገራት ወጻኢ ይዝርጋሕ። ካብ መዓምቝ ባሕሪ ዝርከብ ድምር ቁጠባዊ ትሕዝቶ ኣብዞም ዝስዕቡ ጸጋታት ብምክፍፋል ክርአ ይከኣል። ዓሳታት፦ ዓሳታት ማእከላይ ቀጸላ ባሕሪ (መዞፐላጂክ)፡ ታሕተዋይ ቀጸላ ባሕሪ፡ (ባዚፐላጂክ) ከምኡ’ውን፡ ኣብ ባይታ ባሕሪ ዝርከቡ ዓሌታት ድርዓውያን ዓሳታት ኣብ ልዕሊ 200 ሜትሮ ዕምቈት ዘሎዎ ዝርከቡ እዮም። ብደረጃ ዓለም ኣስታት 76 ኣቢሎም ዝበጽሑ ቍጠባዊ ኣገዳስነት ዘሎዎም ዓሌታት ዓሳታት ብትካል ውድብ መግብን ሕርሻን ተለልዮም ኣለዉ። ኣብ 2014 ዝተገብረ ቁጠባዊ መጽናዕቲ ኣስታት 9.5 ቢልዮን ዶላር ንዓመት ዝበጽሕ ቍጠባዊ ረብሓ ካብ ዓሳታት መዓምቝ ባሕሪ ጥራይ ከም እተረኸበ ይግለጽ። ዕንባባታት ባሕሪ፦ ኣዝዮም ክቡራት ዝኾኑ ዕንባባታት ባሕሪ ካብቶም ልዑል ቍጠባዊ ኣገዳስነት ዘሎዎም ፍጡራት መዓምቝ ባሕሪ እዮም። ቀይሕ ዕንባባ ባሕርን (Corallium rubrum) ሊላ ዕንባባ ባሕርን (Pleu- ኣብ ባሕሪ ዝግበር ሕርሻ ማይ መዓምቝ ዕደና መዓምቝ ባሕሪ rocorallium elatius) እቶም ክልተ ኣዝዮም ክቡራት ንመጋየጺ ዝጠቕሙ ተለልዮም ዘለዉ ዓሌታት ዕንባባታት ባሕሪ እዮም። ትካል መግብን ሕርሻን ኣብ ናይ 2014 ጸብጻቡ ካብ ዘስፈሮ፡ ቀይሕ ዕንባባ ባሕሪ 55 ቶን ኣብ ዓመት፡ ሊላ ዕንባባ ባሕሪ ድማ 19 ቶን ናብ ዕዳጋ ዓለም ቀሪቡ። ዘይተጻረየ ወይ ዘይተመስርሐ ንጽል ዋጋ እዞም ዓሌታት ንሓደ ኪሎ ግራም 1,500 ዶላር ከምኡ’ውን፡ 2,000 ዶላር ብቕደም ተኸተል ኣቢሉ ይበጽሕ። ቍጠባዊ ኣበርክቶ ናይዞም ዓሌታት ድማ፡ ቀይሕ ዕንባባ ባሕሪ 83 ሚልዮን ዶላር ንዓመት፡ ሊላ ዕንባባ ባሕሪ ከኣ 38 ሚልዮን ዶላር ንዓመት ምዃኑ እቲ ዝተገብረ ጸብጻብ ይሕብር። ምንጪ መድሃኒት፦ ኣብ መዓምቝ ባሕሪ ዝርከቡ ህይወታውን ኣብ ምምስራሕ ዝተፈላለዩ ኣፋውስ ከም ቀንዲ ንጥረ ነገራት ኮይኖም የገልግሉ። ካብ’ዚ ማያዊ ኣካል ዝርከቡ ህይወታውያን ንኣብነት ንሕማም መንሽሮ፡ ብቫይረስ ዝመጽኡ ሕማማት፣ ናይ መትንታት ሕማምን ልዑል መጠን ሽኮርን ክፍውሱ ዝኽእሉ ኣፋውስ ንምምዕባል ዝሕግዙ ቀመማት ከምዘለዎም ብናይ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ትካል ምሕደራ መግብን መድሃኒትን ተለልዮም ፍቓድ ተዋሂቡዎም ኣብ ኣህጉራዊ ዕዳጋታት ተዘርጊሖም ይርከቡ። ቍጠባዊ ኣታዊ’ዞም ዓይነት ኣፍውስ ዓመታዊ ኣስታት 2.3 ቢልዮን ዶላር ኣቢሉ ይበጽሕ። እዚ መጠን ቍጠባዊ ኣበርክቶ ንኹሉ ካብ ኩሉ ማያዊ ኣካል ዝርከብ ትሕዝቶ ዘጠቓልል እዩ። ካብ መዓምቝ ባሕሪ ዝርክቡ ህይወታውያን ዝርከብ ቀመማት ንምጽናዕ ከቢድ ወጻኢታት ዝሓትት ብምዃኑ ብልክዕ ኣሃዝ ክግለጽ ኣጸጋሚ እዩ። ነዳዲ ዘይቲ፦ ነዳዲ ዘይቲ ሓደ ካብቶም ቀንዲ መትንታት ቍጠባ ዓለምና ብምዃኑ፡ ነዚ ኣገዳሲ ባህርያዊ ጸጋ ንምዕዳን ሃገራት ዘይተኣደነ ወጻኢታት ክገብራ ይርኣያ። ከም መርኣያ ናይዚ ክንዮ ቍጠባ ኣብ ፓለቲካውን ወተሃደራውን ሓይሊ ሃገራት ዘይንዓቕ ጽልዋ ኣለዎ። ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፡ ብራዚል፡ ኣንጎላን ኖርወይን እተን ብቐዳምነት ኣብ ዕደና ነዳዲ ዘይቲ መዓምቝ ባሕሪ ዝነጥፋ ኣርባዕተ ሃገራት ዓለም እየን። እዘን ሃገራት ንበይነን 6.1 ሚልዮን በርሚል ንመዓልቲ ክዕድና ከለዋ፡ ብገምጋም ንሓደ በርሚል ብ99 ዶላር ብምሻጥ ክሳብ 217 ቢልዮን ዶላር ክረኽባ ከም ዝኸኣላ ኣብ 2014 ዝተገብረ ገምጋም ይሕብር። ካብ ዓሚቝን ኣዝዩ ዓሚቝን ባሕሪ መዓልታዊ 32 ሚልዮን በርሚል ዘይተጻረየ ነዳዲ ዘይቲ ይዕደን። እዚ ኣሃዝ 19 ሚእታዊት ካብቲ ብደረጃ ዓለም ዝዕደን ነዳዲ ዘይቲ ይሕዝ። ክቡራት ማዕድናት፦ ኣብ መዓምቝ ባሕሪ ካብ ዝርከቡ ባህርያዊ ሃብቲ ኣገደስቲ ብረታውን ዘይብረታውን ማዕድናት እዮም። ገለ ካብቶም ኣብ መዓምቝ ባሕሪ ዝርከቡ ማዕድናት ማንጋነዝ፡ ኒከል፡ ነሓስ፡ ኮባልትን መሊበደኑምን እዮም። ኣብ 2014 ዝተገብረ ጸብጻብ፡ ካብ 1.5 ክሳብ 3 ሚልዮን ቶን ኣብ ዓመት ክዕደን ከሎ፡ ዓመታዊ ኣስታት 28.5 ቢልዮን ዶላር ዝኸውን እቶት ክርከብ ክኢሉ። ኣብ “ሶልዋራ” ዝተባህለ ኣብ መዓምቝ ባሕሪ ዝርከብ መዐደኒ ማእከል ንኣብነት ካብ ነሓስ፡ ወርቅን ብሩርን ኣስታት 665 ሚልዮን ዶላር ኣታዊ ክርከብ ተኻኢሉ። ምኽዛን ካርቦን፦ ልዕሊ 50 ዕጽፊ ናይቲ ኣብ ጠፈር ዝርከብ ካርቦንዳይኦክሳይድ፡ ኣብ ውቅያኖሳት ይርከብ። ካርቦንዳይኦክሳይድ ብፊዚካላዊ መስርሕ ካብ ጠፈር ናብ ውቅያኖሳት ይሕወስ። ምንቅስቓስ ማዕበል ውቅያኖሳትን ባሕርታትን ኣብ ምትሕውዋስን ምኽዛንን ካርቦንዳይኦክሳይድ ልዑል ተራ ይጻወቱ። ብተወሳኺ፡ ቀጻሊ ዝኾነ ስነ-ህይወታዊ መስርሕ ነቶም ስነ- ህይወታዊ ትሕዝቶ ዘለዎም ጥረ ነገራት ካብ ቀጸላታት ማይ ናብ መዓምቝ ባሕሪ ኣብ ምስጣም ልዑል ግደ ኣለዎም። ህይወታውያን መዓምቝ ባሕሪ ብወገኖም፡ ካርቦን ኣብ ኣካሊቶም ብምዕቃብ፡ ኣብ ምሓዝ ናይዚ ካርቦናዊ ውህደት ዘይነዓቕ ግደ ይጻወቱ። መዓምቝ ውቅያኖሳትን ባሕርታትን ካብ ላዕለዋይ ቀጸላ ማያዊ ኣካል ብጸሓያዊ ጽማረ ከምኡ’ውን፡ ካብ ኢንዱስትሪታት ዝፍጠር ካርቦንዳይኦክሳይድ ኣብ ምእካብ ልዑል ተራ ይጻወቱ። ብደረጃ ዓለም ኣስታት 1.4 ጂጋ ቶን (1.4 ቢልዮን ቶን) ካርቦን ከምኡ’ውን፡ 0.4 ጂጋቶን (400 ሚልዮን ቶን) ካርቦን ዳይኦክሳይድ ኣብ መዓምቝ ባሕሪ ይሰጥሙ። እዚ መጠን ኣብ መዓምቝ ባሕሪ ዝጽንበር ካርቦን ዳይኦክሳይድ 8.5 ዶላር ንሓደ ቶን ብድምር 3.2 ቢልዮን ዶላር ንዓመት ይትመን። እዚ ብሰንኪ በካሊ ጋዝ ኣብ ሕብረሰተ-ሰብ ከጋጥም ዝኽእል ዝነበረ ሃስያ ኣብ ግምት ምስ ዝኣቱ፡ እቲ ዋጋ ናብ 417 ዶላር ንሓደ ቶን ክበጽሕ ከሎ፡ ድምር ዘድሕኖ ዋጋ ድማ ኣስታት 159 ቢልዮን ዶላር ንሓደ ዓመት ኣቢሉ ይበጽሕ። ስነ-ፍልጠታዊ መጽናዕትን ምርምርን፦ ኣብ መዓምቝ ባሕርታትን ውቅያኖሳትን ዝካየዱ መጽናዕትታት፡ ንሕብረተ-ሰብ ኣዝዮም ጠቐምቲ ዝኾኑ ርኽበታት ንምድህሳስ ርሒብ ባይታ ይፈጥሩ። ካብቶም ኣብቲ ኣከባቢ ክርከቡ ዝኽእሉ ዕድላት ምዕባለ ባዮ- ተክኖሎጂ፡ ምፍራይ መድሃኒትን ምቍጽጻር ክሊማዊ ለውጢን ዘለዎ ልዑል ተራ ኣብ ምርዳእ ሓጋዚ እዩ። በዚ መሰረት፡ ብደረጃ ዓለም ነዚ ኣከባቢ ንምጽናዕ ቀሊል ዘይኮነ ወፍርታት ንምክያድ ኣተባባዒ ይገብሮ። እዚ ተበግሶ፡ ኣብ ምዕባለ ስነ- ፍልጠታዊ መጽናዕትን ትምህርትን ሓያል ድርኺት ብምፍጣር፡ ብዙሓት ምሁራት ናይዚ ዓውዲ ከም ዝስስኑ ይገብር። ምንጪ መዘናግዒ፦ ገለ ግዱሳት ቱሪስት፡ ኣብ መዓምቝ ባሕሪ ሳብማሪናት ብምጥቃም ክዘናግዑ ልዑል ድሌት ዘሕድሩ ኣለዉ። ቍጽሪ ኣብዚ መዓምቝ ባሕሪ ኣትዮም ክዘናግዑ ዝደልዩ ቱሪስት ውሑድ’ኳ እንተኾነ፡ እተን ንዓታቶም ናብቲ መዓምቝ ንምውሳድ ዝጥቀሙለን ሳብማሪናት ልዑል ወጻኢታት ዝሓታ ብምዃነን፡ ኣብ ምስሳን ቱሪዝማዊ እቶት ዘይንዓቕ ኣበክርክቶ ኣለዎ። በዚ መሰረት፡ ካብዚ ጽላት ዝርከብ ኣታዊ ዓመታዊ ኣስታት 4 ሚልዮን ዶላር ኣቢሉ ይበጽሕ። ብሓፈሻኡ ክግምገም እንከሎ፡ ካብ መዓምቝ ባሕሪ ዝርከብ ቍጠባዊ ረብሓ፡ ኣስታት 267 ቢልዮን ዶላር ንዓመት ኣቢሉ ክበጽሕ እንከሎ፡ እቲ 92 ሚእታዊት ካብ ዘይህይወታውያን (ማዕድናትን ነዳዲ ዘይትን)፡ 5 ሚእታዊት ካብ ህይወታውያን (ዓሳታትን ዕንባባታት ባሕርን)፡ 2 ሚእታዊት ካብ ማሕበራዊ ኣገልግሎት (ስነ-ፍልጠታዊ ምርምርን፡ ቱሪዝምን) ከምኡ’ውን፡ 1 ሚእታዊት ካብ ምእካብ ካርቦን ዝርከብ ቍጠባዊ ረብሓ የጠቓልል። ዋላኳ ከምቶም ዓበይቲ ውቅያኖሳት ኣይኹን’ምበር፡ ቀይሕ ባሕሪ’ውን ክሳብ 1900 ሜትሮ ዝበጽሕ ዕምቈት ዘለዎ መዓምቝ ዝርከቦ ብምዃኑ፡ እቶም ኣብ ላዕሊ ዝተጠቕሱ ረብሓታት ክርከቦ ዝለዓለ ተኽእሎ ኣሎ። ካብ መዓምቝ ባሕሪ ዝርከብ ቍጠባዊ እቶት ማዕረ ክንድ’ዚ ኣገዳሲ እንተ ደኣ ኮይኑ፡ ሃገርና ኤርትራ እውን ካብ’ዚ ኣከባቢ ክትረኽቦ እትኽእል ቍጠባዊ እቶት ልዑል ምዃኑ ብምርዳእ፡ ነዚ ባህርያዊ ሃብቲ ቀጻልነቱ ብዘውሓሰ ኣካባቢ ብዘይምህሳይ ንወለዶታት ንምቕጻል ዘኽእል ብመጽናዕቲ ዝተደገፈ ምሕደራ ባህርያዊ ሃብቲ ከድሊ እዩ። ስለዚ ሚኒስትሪ ሃብቲ ባሕርን ካልኦት ተዋሳእቲ ኣካላት ባሕሪን፡ ነዚ ናይ መጻኢ ምንጪ ቍጠባዊ ረብሓ ናይ ምዃን ልዑል ተኽእሎ ዘለዎ ሃብቲ ኣብ ምክትታሉ፡ ምጽንዑን ምዕቃቡን ብዝለዓለ ትኩርነት ክሰርሑ ይግባእ።

العربية
0
22
23
340
Filmona Teklay
Filmona Teklay@Filmona12·
ዓወት ንሓፋሽ ! النصر للجماهير #Eritrea #PFDJ #EDF #PIA #YPFDJ
Eritrea at the UN@Eritrea_UN

Successful afternoon at #CSW70 with the #Eritrean Delegation. At the @AfricanUnionUN , the Delegation joined the @AU_CIEFFA & @FAWEAfrica session on inclusive legislative and equitable systems to accelerate girls' education in #Africa. #Eritrea spotlighted its ongoing work on gender inclusivity in education. The Delegation then attended the @UN_Women and Qatar briefing on the UN Gender Equality Acceleration Agenda, delivering an intervention on #Eritrea's historical commitment to gender equality, embedded in national development strategies since independence, as well as the progress shared on #Eritrea's efforts, including @NUEWEritrea initiatives, to reduce harmful practices such as #FGM during Finland’s side event. The Chair’s message of @UN_CSW 70th Session resonated: impact over rhetoric. #Eritrea's record demonstrates that commitment.

العربية
0
15
27
299
Filmona Teklay
Filmona Teklay@Filmona12·
ዓወት ንሓፋሽ ! النصر للجماهير #Eritrea #PFDJ #EDF #PIA #YPFDJ
Ministry of Information, Eritrea@shabait

Diaspora nationals commemorate International Women’s Day Nationals residing in various countries have commemorated International Women’s Day, 8 March, with patriotic zeal under the theme “Our Values – Our Shield.” At commemorative events conducted in the Italian cities of Milano, Roma, Bologna, Bari, Catania, Parma, Pisa, Palermo, Napoli, Padova, Firenze, and Verona, participants expressed readiness to preserve the rights gained through struggle and sacrifice by strengthening participation in national affairs. Nationals in the Canadian cities of Toronto, Kitchener, Guelph, Ottawa, Winnipeg, Calgary, and Edmonton celebrated International Women’s Day, expressing commitment to transfer the history and values of Eritrean women to future generations. Similarly, nationals in the US cities of Raleigh, Durham, Chapel Hill, North Carolina, and Minnesota enthusiastically celebrated the day, featuring cultural and artistic programs depicting its significance. Nationals in the Scandinavian cities of Stockholm, Sweden; Oslo, Norway; and Helsinki, Finland, expressed conviction to strengthen organizational capacity and participation in national development programs. Eritrean nationals in Switzerland also celebrated International Women’s Day featuring various programs. Likewise, nationals in the UK cities of London, Manchester, Birmingham, Sheffield, Leeds, Nottingham, Coventry, Newcastle, and Leicester celebrated the day with programs depicting the history of Eritrean women during the armed struggle for independence, in safeguarding national sovereignty, and in participation in national affairs. Nationals in the German cities of Bielefeld, Frankfurt, Kaiserslautern, Karlsruhe, Kassel, Cologne, Offenbach, Mainz, Nuremberg, Ulm, Tübingen, Reutlingen, Wuppertal, Giessen, and Darmstadt enthusiastically commemorated International Women’s Day featuring various cultural and artistic programs. Similarly, the Eritrean community in Egypt; nationals in the Netherlands cities of The Hague, Zwolle, Leeuwarden, Utrecht, Amsterdam, and Rotterdam; nationals in the South African city of Johannesburg; nationals in the Belgian cities of Brussels and Antwerp; nationals in Juba, South Sudan; as well as nationals in various cities of Angola celebrated the day featuring various programs depicting the history of Eritrean women at various staged of the history of the country. They also expressed commitment to strengthen organizational capacity and participation in national development programs. #Eritrea

العربية
0
11
9
230
Filmona Teklay
Filmona Teklay@Filmona12·
ዓወት ንሓፋሽ ! النصر للجماهير #Eritrea #PFDJ #EDF #PIA #YPFDJ
Ministry of Information, Eritrea@shabait

ወራር ቀይሕ ኮኾብን ታኼላ ቀይሕ መስመርን መበል 18 ክፋል ኣብ ዓንቀጻት 17ን ቅድሚኡ ዝነበራን ብዛዕባ ኵነታት ሻድሻይ ወራርን ፍሽለቱ ኣብ ሰሜናዊ ምብራቕ ሳሕልን ተሪኽና ነይርና። ኣብ መወዳእታ፡ ኣብ ትሕቲ ውቃው እዝ ዝነበራ ኣሃዱታት ጸላኢ ዓቕሚ ሰበን ተዳኺሙ፡ ብኣርባዕተ ሻለቃ ቆይሙ ዝነበረ ብርጌድ ናብ ሰለስተ ሻለቃ፡ ከምኡ እናበለ ዓቕሚ ሻለቃታትን ሻምበላትን ናብ ዝተሓተ እናተጨበጠ፡ ሰራዊት እዚ ውቃው፡ ጠቕላላ ናይ 13,727 ሰብኣዊ ክሳራ ከም ዘጋጠሞ ተሪኽና። ካብዚ ቀጺልና ንኣመሰራርታ ግንባር ናቕፋ ነቕርበልኩም ኣመሰራርታ ግንባር ናቕፋ ህዝባዊ ሓይልታት ካብ ዝምስረት ጀሚሩ፡ ፖለቲካዊ ፖሊሲታቱን ስትራተጂኡን እናመዓራረየ’ዩ ጕዕዞኡ ዝቐጸለ። ከበድትን መድረኾም ዘይሓለዉን ንህላወኡ ናብ ዝፈታትኑ ተስፋ ቀቢጻዊ ውግኣት ከካይድ ኣይተቐዳደመን። ኣብ ደባይን ሓውሲ ደባይን ዝተሰረቱ ንኣሽቱ ስልታውያን ውግኣትን ግጥማትን ዘተኮሩ ስራሓት ብምክያድ’ዩ ቃልሱ ቀጺሉዎ። ብሓቂ ድማ መብዛሕትኦም ስልታውያን ውግኣትን ግጥማትን በቲ ስትራተጂ እናተኣልዩን እናተቐለሱን፡ ተገምጢሎም ነቲ ስትራተጂ የገልግሉ ስለ ዝነበሩ በቲ ሓደ ወገን፡ ሓይልን ጥንካረን ግንባር እናጎልበቱ፡ ንሓይልን ጥንካረን ጸላኢ ኣዳኺሙ እናንቆልቆለ ከም ዝመጽእ ገይሩ። ከም ምዕባለ ኸኣ ኣብ ከባቢ መወዳእታ ዓመተ 1976 እቲ ቅድታት ኲናት ተንቀሳቓስን ቀዋምን መልክዕ እናተሓዋወሰ ማዕቢሉ። ኩሎም ዝካየዱ ዝነበሩን ዝተኻየዱን ስልታውያን ውግኣትን ግጥማትን ድማ ስርሒታዊ መልክዕ እናሓዙ መጺኦም። ከም ውጽኢቱ ድማ ሰውራ ኤርትራ ኣብ 1977 ዓ/ም ኣብ ዲቕ ዝበለ መጥቃዕታዊ መድረኽ ስለ ዝተሰጋገረ፡ ዓበይቲ ስርሒታዊ መጥቃዕትታት ክፍኑ ጀሚሩ። ስለዝኾነ ከኣ ከተማታት ኤርትራ ቃሩራ፡ ናቕፋ፡ ኣፍዓበት፡ ከረን፡ ደቀምሓረ፡ ሰገነይቲ፡ ደንጎሎ፡ ጊንዳዕ፡ ነፋሲት፡ ዝበዝሕ ክፋል ባጽዕ፡ ኮታ ዝበዝሕ ክፋል መሬት ኤርትራ ሓራ ወጺኡ። ጸላኢ ድማ ኣብ ውሑድ ቦታታት ኤርትራ ጥራይ ተሓጺሩ ተሪፉ። እቲ ሃዋሁ ኣብ ከምዚ ዓይነት ደረጃ ምስ በጽሐ፡ ኩነታት ብኸምቲ ዝጀመሮ ልሙድ መስርሕ ኮይኑ ክቕጽል ኣይከኣለን። ምኽንያቱ፡ ነቲ ሓፈሻዊ ወተሃደራዊ ምዕባለታት ዝጸሉ ካልእ ግዳማዊ ረቛሒታት ኣብ ከባቢ መወዳእታ ዓመት 1977 መጀመርታ 1978 ክርኣዩ ጀሚሮም። እቲ ምትእትታው ናይ ሽዑ ልዕለ-ሓያል ሕብረት ሶቬት ነበርን መሻርኽታን ኣብ ጎድኒ ጸላኢ ነቲ ሚዛን ሓይሊ ክቕይሮ ክኢሉ። ወተሃደራዊ ስርዓት ደርግ ኣብ ስልጣን ምስ መጽአ፡ ጉዳይ ኤርትራ ብሰላማዊ መንገዲ ክፍታሕ ድሌት ኣይነበሮን። ብኣንጻሩ ብሓይሊ ብረት ክፍታሕ ኣለዎ ዝብል ውሳነ ስለ ዝወሰደ፡ ንሰውራ ኤርትራ ንምድምሳስ ምስ ናይ ግዳም ሓይልታት ክመሻጠር ጀሚሩ። ኣብ መወዳእታ ድማ ብሰንኪ ዝሰዓበ ከቢድ ተኸታታሊ ወራር ጸላኢ ኵነታት ምዝላቕ ስዒቡ። ድሕሪ ቀዳማይን ካልኣይን ወራራት ጸላኢ ዝሰዓበ ወራር ጸላኢ፡ ኣብ ጥሪ 1979 ዓ/ም ሰራዊትን ኣጽዋርን ብባሕሪ ኣብ ማርሳ ተኽላይ ስለ ዘውረደ፡ ግንባር ማዕሚደ ተሪፉ ኣብ ከባቢ ገንፈሎም ዝነበረ ዕርድታት ህዝባዊ ሰራዊት ተገድፈ። ጸላኢ ኣፍዓበት ድሕሪ ምቍጽጻር’ውን ንናቕፋ ንምሓዝ ጕዕዞኡ ቀጸለ። ነዚ ንምምካት ተባሂሉ ኣብ ቀዳማይ ሰሙን ናይ ወርሒ ለካቲት 1979 ግንባር ናቕፋ ተመስሪቱ። እዚ ግንባር ክተሓዝ እንከሎ ዝነበረ ኣሰላልፋ ህዝባዊ ሰራዊት፤ ብጸጋም ካብ ታባ ተኣማመን (ታብ ብልሓት) ጀሚሩ ማይ ማኦ፡ መርከብና ጌርካ ፊደል-ፐ ብብርጌድ 58 ተታሒዙ ነይሩ። ካብኡ ንየማን ከኣ ታባ ሰላም፡ ግሎብ፡ ሪጎለ፡ ዋንጫ ኣቢሉ ክሳብ ደንደን ብብርጌድ 51። ካብ ደንደን ጀሚሩ ንየማን ድማ ብብርጌድ-8 ተታሒዙ ነይሩ። ቦጦሎኒ 76.3 (ከቢድ ብረት) ኣብ ምሉእ’ቲ ግንባር ተዘርጊሓ ነይራ። ህዝባዊ ሰራዊት ካብ ከባቢ ቆጋይ ኣዝሊቑ ኣብ ሓራስ ሓርማዝ ድብያ ብምግባር፡ ነቲ እግሪ እግሪ ዝስዕብ ዝነበረ ጸላኢ ብዕለት 4/2/79 ጸረ-መጥቃዕቲ ብምውሳድ ክሳራ ኣውሪዱ ከም ዝደናጎይ ገይሩዎ። ብዕለት 6/2/79 እውን፡ ጸላኢ ካብ ጸጋማይ ታባ ተኣማመን ክሳብ ደንደንን ሓሬናን ከቢድ መጥቃዕቲ ኣካይዱ። ብፍላይ ኣብ ከባቢ ደንደንን ፊደል “ፐ”ን ተደጋጋሚ ፈተነታት ገይሩ ጸቕጢ ክፈጥር ፈቲኑ። ናህሩ ግን ከም ዝዕገት’ዩ ተገይሩ። ግንባር ናቕፋ ኣብ ወርሓት ሓደን ክልተን ኣዝዩ ዘስካሕክሕ ቍሪ’ዩ ዘለዎ። ምስ ጥሜት ዕርቃን ድፋዓት ዘይምህላውን ተደማሚሩ ቀሊል ዘይኮነ ተጸዋርነት ዝሓትት ብድሆ ናይ ባህሪ ኣጋጡሙ ነይሩ። ብርጌድ 70 ናይ ህዝባዊ ግንባር፡ ብዕለት 13/2/79 ካብ ማዕሚደን ሳሕልን ተጓዒዙ ኣብ ከባቢ ተኣማመን ክሳብ ከባቢ ደንደንን ሓሬናን ዓሪዱ። ብናይ ፊትንፊት ስልቲ ውግእ፡ ኣንጻር ገዚፍን ሓያልን ሰራዊት ጸላኢ መጠነ ሰፊሕን ዝተወሃሃደን ቅልጡፍን መጥቃዕቲ ኣካየደ። ናብ ድፋዓት ጸላኢ ብነድሪ ነነጢሩ ብምእታው፡ ኣብ ልዕሊ ጸላኢ ኣሰንባሪ ዝኾነ ሰብኣውን ንዋታውን ክሳራታት ኣውረደ። በዚ በርቃዊ መጥቃዕቲ’ዚ፡ ብሓደ መዓልቲ ጥራይ ጸራሪጉ ክሳብ ኢትተሓልበብ፡ ጎቦ በያንን ጎቦ ኣምባን ኣብጺሑዎም። ካብ ድፋዓት ህዝባዊ ሰራዊት 20 ኪ/ሜተር ብዕምቆት ዝረአ ቦታታት እዩ። ኣብ መንጎ ሳልሳይን ራብዓይን ወራር ናይ ኣስታት ክልተ ኣዋርሕ ግዜ ስለ ዝነበረ፡ ህዝባዊ ሰራዊት ነቲ ግዜ ብግቡእ ተጠቒሙሉ እዩ። ብመጠኑ ናይ ምክልኻል ብቕዓት ዘለዎ ካናለታትን ድፋዓትን ጁባታትን መአዘዚታትን ሃኒጹ። ራብዓይ ወራር ክጅመር ከሎ፡ ካብ ፊደል-ፐ፡ ግሎብ ደንደን ክሳብ ፈርኔሎን ቴስታን ብሓባር ዕለት 1/4/79 ጀሚሩ ብኹሉ’ቲ ግንባር ከም ዘይተዓጻጸፍ ንምግባር፡ ብነፈርትን መዳፍዕን ረሻሻትን ብዕምቆት ክሳብ ከተማ ናቕፋ ን10 መዓልታት ዘየቋርጽን ትንፋስ ዘይህብን ደብዳብ ኣካይዱ። ብፍላይ ነቶም ፍሉይ ጠመተ ገይሩ ንምስባሮም ዝተሃላለኾም ዝነበረ ድፋዓት ፊደል-ፐ፡ ደንደን፡ ፈርኔሎ፡ ሩባ ሞዖ ሰጊሩ (ናዅራን ቴስታን) ኣዝዩ ጽዑቕ ብምንባሩ፡ ቀትሪ ምድሪ ብትክን ደሮናን ንሓድሕድካ ክትረአአ ዘየኽእል ከቢድ ደብዳብ ኣካየደ። ጸላኢ፡ ጻዕቂ ኣጋር ሰራዊት ኣሰሊፉ - ብታንክታት ክሃጅም ምቹእ ስለ ዘይነበረ - ንኸባቢ ፊደል-ፐ ክፍንጥስ ተደጋጋሚ ፈቲኑ ተተጸፊዑ ይምለስ ነበረ። ይዅን’ምበር፡ ብሓደ ጸቢብ ቦታ ፈንጢሱ ድፋዕ ሰበረ። ግን እቲ ብየማነ-ጸጋም ዝነበረ ተጋዳላይ ብዝተፈጥረ ኵነታት ከይተዳህለ ቅጽበታዊ ስጉምቲ ንምውሳድ፡ “ረ” ዝመስል ቅርጺ ብምስራሕ ድፋዑ ከይለቐቐ’ዩ ዝዋጋእ ነይሩ። ድፋዕ ሰይሩ ዝኣተወ ጸላኢ ናብ ከተማ ናቕፋ ቀሪቡ’ኳ እንተነበረ፡ ህዝባዊ ሰራዊት ካብ የማነ ጸጋም ግንባር ካብ ድፋዓት ሰሓሒቡ፡ ማለት ነቲ ድፋዕ እናርቀቐ ከምኡ’ውን ኣብ ናቕፋ ዝነበረ ክፍልታትን ናይቶም ሓይልታት ተረኛ መጋቦ ዝነበሩን ብሓባር ወዲቡ ተሪር ጸረ-መጥቃዕቲ ወሰደ። ንዝኣተወ ጸላኢ ደምሲሶም’ውን ድፋዖም መሊሶም። ናብ ደንደን ዝወፈረ ጸላኢ’ውን ክግለጽ ዘይከኣል ከቢድ ዘናውጽ ደብዳብ ተሰንዩ’ዩ ተበጊሱ። ግን፡ ተደጋጋሚ ከጥቅዕን ብዘስካሕክሕ ግብረመልሲ ተዳኺሙን ተቛሲሉን ካብ ምምላስ ሓሊፉ ካልእ ውጽኢት ኣይነበሮን። ፈርኔሎ ለጠቕ ዝበለ ንኣሽቱ ኩጀታት ስብርባር መሬትን ብምዃኑ፣ ናይ ቀደም መስመር ጽርግያ ስለ ዝነበሮን፣ ጸላኢ ብታንክታት ዝተሰነየ መጥቃዕቲ ንምግባር ዝሓሸ ቦታ ኢሉ መረጾ። ከም ኣዝዩ ኣገዳሲ ቦታ ርእዩ፡ ናይ መዳፍዕን ነፈርትን ጽዑቕ ደብዳብ ኣሰንዩ፡ ብኣጋር ሰራዊትን ታንክታትን መጥቃዕቲ ኣካይዱ። ድሕሪ ሓያል ርብርብ ከኣ ብታንኪ ፈንጢሱ ድፋዕ ሰይሩ’ኳ እንተ ነበረ፡ ኣሃዱታት ህዝባዊ ሰራዊት ነቲ ዘይጽወር ደብዳብን ጸቕጢ ናይ ሰራዊትን ታንክታትን መኪቱ፡ ነተን ድፋዓት ዝረገጻ ሰለስተ ታንክታት ብናይ ቅርበት ተዅሲ ኣርፒጅን ቢቴንን ብቦምባ ኢደን ኣቃጺሉ። ንፍናን ጸላኢ ባይታ ምስ ኣዝበጦ፡ ኣብ ልዕሊ ሰቡን ንብረቱን ዓቢ ክሳራ ብምውራድ ብሓያል ወኒ ድፋዓቱ መሊሱዎ። ብኸምዚ ድማ ራብዓይ ወራር ድሕሪ ናይ ዓሰርተ መዓልታት ትንፋስ ዘይህብ ፈተነታት ጸላኢ ክሳራን ቅብጸትን ተሰኪሙ ኣብ ምዝዛሙ በጺሑ። ጸላኢ፡ ሓምሻይ ወራር ክዳሎ ኣስታት ሰለስተ ኣዋርሕ’ዩ ወሲዱ። ግንባር ናቕፋ፡ በዚ ዝተረኽበ ዕድል፡ ብካናለታት ዝተሰርሐ ብቑዕ መከላኸሊ መስመር ዝተሃደመ መታኾስን መውዓልን ዝነበሮ ድፋዓት፡ ካብ ኣግራዕ ብዝመጽአ ኣግራብ ተሃኒጹ። ሓምሻይ ወራር እምበኣር፡ ኣብ ግንባር ናቕፋ 15 ሓምለ 1979 ዓ/ም ካብ ጸጋማይ ጫፍ ታባ ተኣማመን ክሳብ የማናይ (ከባቢ ቴስታ) ኣልማማ ጽዑቕ ደብዳብ ገይሩ’ዩ ዝጀመረ። ከባቢ ተኣማመን ፊደል-ፐን ግሎብን ጸጋማይ ዝኾነ መጥቃዕቲ ክገብር ከሎ፡ ቀንዲ ታርጌት ጸላኢ ካብ ደንደን ክሳብ ቴስታ፡ ኣርሃጸት ኮይኑ ብፍላይ ከኣ ንፈርኔሎ ምስንጣቕ ዝዕላማኡ መጥቃዕቲ’ዩ ነይሩ። ከቢድ ናይ ረሻሻትን መዳፍዕን ሞርታራትን ነፈርትን ተጠቒሙ፡ ኣጋር ሰራዊት ምስ ታንክታት ተወሃሂዱ፡ ፈተሽቲ ፈንጂ ታንክታት ኣምሪሑ መጥቃዕቲ ወሲዱ። እተን ታንክታት ከምቲ ኣብ ራብዓይ ወራር ዝፈተንኦ፡ ድፋዓት ህዝባዊ ሰራዊት ረጊጸን ክሓልፋ’ኳ እንተተበገሳ፡ ገሊአን ተቓጺለን ገሊአን ድማ ተማሪኸን። እቲ ምስአን ዝተበገሰ ኣጋር ሰራዊት ከኣ ከም ቆጽሊ ረገፈ። ኣብዚ 11 መዓልታት ዝወሰደ 5ይ ወራር ጸላኢ ተደጋጋሚ ከጥቅዕ፡ ወገን ጸረ-መጥቃዕቲ ገይሩ ክመልሶ ከቢድ ምርብራብ ተኻየደ። ህዝባዊ ሰራዊት፡ ኣብ ልዕሊ ጸላኢ ተደጋጋሚ ጸረ-መጥቃዕቲ ብምፍናው ዘፍ ኣበሎ። ሓምሻይ ወራር እምበኣር ጸላኢ ዝተዳኸመሉ፡ ፍናን ህዝባዊ ሰራዊት ዝበረኸሉን ዓወታት ዝጨበጠሉን ወራር ኮይኑ ሓለፈ። ጸላኢ ንምጥፋእና ወራር ድሕሪ ወራር ዘበገሰሉ፣ ዓለም ከኣ መዓስ ንድምሰስ ትጸናተወሉ ዝነበረት እዋን ብምንባሩ፡ ኣብ ውግእ ተረባሪብና ህላወና ንምርግጋጽ ሓያል መኸተ ዘርኣናሉ መድረኽ’ዩ። እተን ሓምሽተ ወራራት ጸላኢ ምስ ከሰረን ዝተኸስተሉ ነገር እንተድኣ ነይሩ፡ እናተዳኸመ ዓቕሙ ከም ዘንቆልቆለ እዩ። ብሰንኪ ምድምሳስ ኣሃዱታት ጸላኢ ዋሕዲ ዓቕሚ ሰብ ኣጋጢሙወን ከም ሓድሽ ንምውዳበን ካብ ዝጸንሐን ኣቃውማ ክፈርሳ ተራእያ። እቲ መጠናኸሪ ዓቕሙ እናወሓደ፡ ዳርጋ ኣብ ሰፊሕ ከባቢታት ኤርትራ ተዘርጊሑን ማህሚኑን ስለ ዝነበረ፡ ድሕሪ 5ይ ወራር ቀልጢፉ ካልእ ወራር ከበግስ ኣይከኣለን። እዚ ኸኣ፡ ርኡይ ናይ ድኻሙ ምልክት ነበረ። ህዝባዊ ግንባር፡ ድሕሪ ናይ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ኣብ ልዕሊ ጸላኢ ዝወሰዶ ገምጋም፡ ንድኹም ጎድኒ ሰራዊት ደርግ መዝመዞ። ኣብ ታሕሳስ 1979 ከኣ፡ ኣብ ግንባር ናቕፋ ሰፊሕ ናይ ጸረ-መጥቃዕቲ ተበግሶ ወሰደ። ተበግሶ ግንባር ናቕፋ ካብ ዕለት 2 ክሳብ 16 ታሕሳስ ተኻየደ። እቲ መጥቃዕቲ ብቐንዱ ኣብቲ ግንባር ዓሪዱ ንዝነበረ ጸላኢ ንምድምሳስ ዕላማ ሒዙ ነቐለ። ስልቲ ናይቲ መጥቃዕቲ፡ ብቐንዱ ኣብ ክልተ ክንፍታት ዘተኮረ ኮይኑ፡ ብማእከል እውን ናይ ምብሳዕ ስጉምቲ ተወስደ። ኩሉ ኣብቲ መጥቃዕቲ ዝተሳተፈ ኣሃዱታት ህዝባዊ ሰራዊት በብቕድሚኡ ዝነበረ ጸላኢ እናጸራረገ ናብ ሕዳይ ገጹ ወረደ። ድሕሪ’ዚ፡ ካብ ሞትን ምምራኽን ዘምለጠ ጸላኢ ንብረቱን ኣጽዋሩን ገዲፉ ንኩብኩብ ገጹ ሃዲሙ። ኣሃዱታት ህዝባዊ ሰራዊት ደድሕሪኡ ብምስዓብ ክሳብ ከባቢ ዓሾሩብ በጽሐ። ጸላኢ ዝገደፎ ዕምቆት ቦታ ክርአ እንከሎ፡ ልዕሊ 50 ኪሎ ሜተር ይበጽሕ ነይ ሩ ። #Eritrea ሌ/ኮሎኔል በዅረጼን ገብረሚካኤል (ኢ.ፒ.ኣር.ፒ) ይ ቕ ጽ ል

العربية
0
31
33
361
Filmona Teklay
Filmona Teklay@Filmona12·
ዓወት ንሓፋሽ ! النصر للجماهير #Eritrea #PFDJ #EDF #PIA #YPFDJ
Ministry of Information, Eritrea@shabait

ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ንገስጋስ መሰላት ደቂኣንስትዮ ዘብርህ መደብ ወዲቡ ቀዋሚ ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ብ8 መጋቢት ኣብ ኒውዮርክ፡ ኣብ ኤርትራ ኣብ ምርግጋጽ ሕጋዊ መሰላት ደቂኣንስትዮ ተመዝጊቡ ንዘሎ ገስጋስ ዘብርህ መደብ ወዲቡ። ኣብ’ዚ “መብጽዓ ኤርትራ ንምሕያል ደቂኣንስትዮን ኣዋልድን ብሕጋዊ ምምሕያሻት፡ ኣብ ምብራኽ ንቕሓት ዘተኰረ ጐስጓሳትን ዘነጻጸረ ተበግሶታትን” ብዝብል ቴማ፡ ጐኒ-ጐኒ መበል 70 ኣኼባ ኮሚሽን ሕቡራት ሃገራት ንደረጃ ደቂኣንስትዮ ዝተኻየደ መደብ፡ ብጸንባሪን ኮም ማእከል ዝገበረን ኣገባብ፡ ተራ ደቂኣንስትዮ ኣብ ስርዓተ ፍትሒ ንምውሓስ፡ ኤርትራ ንእትኽተሎ ሜላታትን ገስጋሱን ዘብርህ’ዩ። ቀዋሚት ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ሕቡራት ሃገራት ወ/ሮ ሶፊያ ተስፋማርያም እትርከቦም ኣባላት ኤምባሲ፡ ካብ ፈለማ እዋን ናጽነታ ጀሚራ፡ ኤርትራ ንጉዳይ ማዕርነት ጾታ ኣብ ሃገራዊ ሕጋውን ትካላውን መዋቕር ብምእታው ብዕቱብ ክትሰርሓሉ ምጽናሓ፣ በዚ ድማ ደቂኣንስትዮ ሓያሎ መሰላተን ከምእተረጋገጸ ኣብሪሆም። ኣብ’ቲ ኣኼባ፡ ወከልቲ ኣባላት ሕቡራት ሃገራት፡ ትካላት ናይ’ቲ ውድብ፡ ከምኡ’ውን ውድባት ሲቪል ማሕበረሰብ ተሳቲፎም ነይሮም። #Eritrea

العربية
0
24
30
277