Sabitlenmiş Tweet
Sami Tes
3.7K posts

Sami Tes
@SamiTes13
i am from eritrea the land of the heroes and heroiens. ERITREA FIRIST
London, England Katılım Ağustos 2021
659 Takip Edilen361 Takipçiler
Sami Tes retweetledi

#Eritrea is back! 🇪🇷
What a moment! The national football team soaks in the victory with pure pride and unity.

English
Sami Tes retweetledi
Sami Tes retweetledi

ሸቶ ቅዲ ብስክሊት (ኣራብሽቶ) ኣብ ግዜ ጸወታ ክምዝገብ ክረአ ኣዝዩ ሒደት ኢዩ፡ እንተ ዓሊ ሱሌማን ግን ሱቕታ ኣይመረጸን ካብ ላዕሊ ኣንሳፊፉ ኢዩ ኣመዝጊብዋ።
በዚ ኸኣ እታ ዘይትምሕር ቀታሊት ሸቶ፡ ንሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤስዋቲኒ ዘይትገድፍ በሰላ እንክትከውን፡ ንሬድሲ ካመልስ ብመንጽሩ በርሃው ዘበለ፡ ዝመጽእ እዋናት ማዕረ ክንደይ ቀላል ጋንታ ከም ዘይኮነት መልእኽቲ ንኹለን ናብ ዝቕጽል መድረኽ ሓሊፈን ዝርከባ መዛኑኣ ዘመሓላለፈት ፍጻሜ ኮይና ተሰኒዳ ትርከብ።
ዓሊ ሱሌማን እንተሎ ሸቶ'ሎ ዝብል ክልሰ ሓሳባዊ ድማ ብግብሪ ተንጸባሪቑ።
ክብሪ ንሰብ ግብሪ!
Kudos #Eritrea
AM
Sami Tes retweetledi
Sami Tes retweetledi

ኤርትራ ክብራ ዓቂባ!
ዓሊ ሱሌማን ከም ብተይ ዓንዲሩ!
ድምር ክልተ እግሪ ኤርትራ ን ኤስዋቲኒ ሓፈሻ 4-1 ብምርታዕ ኣፍ ልባ ነፊሓ ወጽያ፡፡
Kudos #Eritrea



AM
Sami Tes retweetledi
Sami Tes retweetledi
Sami Tes retweetledi

The Eritrean national football team, known as the Red Sea Camels, are on their way to Eswatini to prepare for the crucial second-leg tie against the hosts in the preliminary round of the 2027 AFCON qualifiers.
Eritrea currently hold a 2-0 advantage from the first leg, which was played on neutral ground in Meknes, Morocco.
The return leg is scheduled for Tuesday, 31 March 2026, at Somhlolo National Stadium in Eswatini. A positive result would see Eritrea advance to the group stage and mark their appearance in the AFCON qualifiers #Eritrea


English
Sami Tes retweetledi

ወራር ቀይሕ ኮኾብን ታኼላ ቀይሕ መስመርን
መበል 19 ክፋል
ክቡር ኣንባቢ፡ መበል 19 ክፋል ዓንቀጽ ናይዚ ኣርእስቲ’ዚ ኣብ ዝሓለፈ ዓርቢ 20 መጋቢት ክቐርብ ዝግባእ’ኳ እንተነበረ፡ ብሰብኪ ሕጽረት ግዜ ኣብ ዕለቱ ከነቕርቦ ብዘይ ምኽኣልና ይቕረታ እናሓተትና፡ ኣብ ዓንቀጻት 18 ክፋል ቀሪቡ ዝነበረ ትረኻና፡ ንኣመሰራርታ ግንባር ናቕፋ ዝምልከት ምንባሩ ነዘኻኽር። ግንባር ናቕፋ ኣብ መስርሕ ምዝላቕ ብፍላይ ኣብ ወርሒ ለካቲት 1979 ከም ዝተመስረተ፣ እቲ ግንባር ክምስረት ከሎ ኣብኡ ብዛዕባ ዝነበራ ሓይልታት ህዝባዊ ግንባርን ክሳብ ምፍሻል ሓምሻይ ወራር ድሕሪ ዝገበራኦ ምርብራባት ከኣ፡ ብተበግሶ ጸረ-መጥቃዕቲ ናይ ህዝባዊ ሰራዊት፡ ጸላኢ 50 ኪሎሜተር ንዕምቆት ከም ዝተደፍአ ተመልኪትና ነይርና። መቐጸልታ ናቱ እንሆ፤
ድሕሪ ናይ ታሕሳስ 1979 ተበግሶ መጥቃዕቲ ህዝባዊ ሰራዊት፡ ኣተሓሕዛ ድፋዕ ወገን ካብ ከባቢ ዓሸሮም ንምብራቕ ሸነኽ - ካብ ዓሊጎኖን መድሃሮን ዝበሃል ቦታ - ክሳብ ከባቢ መፍገርገሊል፣ ብምዕራብ ከኣ ክሳብ ከባቢ ኣድያብ ይዝርጋሕ ነይሩ። ስለ’ዚ ግንባር ደንደን ንድሕሪት ተሪፉ ናብ ዓሸሮም እትው ኢልካ ከም ዝተሓዝ ተገይሩ ነበረ። ሻድሻይ ወራር ክጅመር እናተቐራረበ ምስ መጽአ ግን እዚ ኣተሓሕዛ ድፋዕ’ዚ ተሪፉ፡ ህዝባዊ ሰራዊት ሓርነት ኤርትራ፡ ካብ የማን ግንባር ናቕፋ (ታባ ሸከነብ ገምገም ሃበሮ) ጀሚሩ ናብ ዓላጋ፣ ብኡ ኣቢሉ ናብ ግርግር፡ ራርሕ፡ ራስ ሓርማዝ፡ ሓርጠጠት፡ ዓብደልሓሰብ፡ መሸታይ ይተኣሳሰር ነበረ። ቅርጺ ናይቲ መሬት በረኽትን ኣጻድፍን ዝበዝሖ፡ ዓበይቲ ኣኻውሕ፡ ሩባታት፡ ስንጭሮን ምጡን ኣግራብን ዘሎዎ እዩ። በዚ ምኽንያት፡ ጸላኢ ብቐሊሉ ክደፍሮም ዘይክእል ሰንሰለት ድፋዓት ነበሩ።
ኣብዚ ዓሪደን ዝነበራ ኣሃዱታት ህዝባዊ ሰራዊት፥ ብርጌድ 51 ካብ ዝባን ሮረት ጀሚራ ክሳብ ጸጋማይ ጫፍ ናይ እምባ፡ ሳይበርያን ራርሕን ትዝርጋሕ። ከም ቀዳማይ ድፋዓት ከገልግሉ ዝተወሰኑ፥ ቆገት፡ መሸታይ፡ ዓብደልሓሰንን ሓርጠጠትን ኮይኖም፡ ኣብዚ ናይ ሓለዋ ጋንታታት ዓሪደን ነይረን። እቲ ቀንድን ዳሕረዋይን ድፋዓት ግን ዝባን ሮረት’ዩ ነይሩ። እቲ ቀዳማይ ድፋዓት፡ ንሓለዋን ንናይ ጸላኢ ምንቅስቓስ ከም መደናጎዪን ክኸውን ዕላማ ዝገበረ ስለ ዝነበረ፡ ኣብ መጀመርታ ጻዕቂ ምስራሕ ድፋዓት ኣብቲ ዳሕረዋይ መስመር ይካየድ ነይሩ። ካብ ወርሒ ታሕሳስ 1981 ንደሓር ግን፡ ከም ሓድሽ መሰረታዊ ናይ ኣተሓሕዛ ምቅያያራት ተገይሩ። እቲ ቀዳማይን ከም ናይ ሓለዋ ቦታን ዝረአ ዝነበረ ዕርድታት፡ ከም ቀንድን ቀዋምን መዋግኢ ቦታ ከም ዝኸውን ገይርካ ተታሒዙ።
ካብዚ ድሒሩ ዝመጽአ ናይ ኣተሓሕዛ ድፋዕ ውሳነን ዝተሰርሐ ዓይነት ድፋዓትን ምስ እንርኢ፡ ተጋዳላይ ምሉእ ግዜኡን ጉልበቱን ናብ ምስራሕ ድፋዓት ኣተኲሩ ንጥፈታት ኣካይዱ። እቲ ድፋዓት ሓድሕዱ ዝተሓላሎን ካብ ደብዳብ መዳፍዕ ተጸዋርነት ዘለዎን ጽኑዕን ኮይኑ ተሃንጸ።
ድሕሪ ተበግሶ ግንባር ናቕፋ (መጥቃዕቲ ታሕሳስ 1979) ዝነበረ ኣተሓሕዛ ድፋዕ ብርጌድ 58 ድማ፡ ኣብ ጸጋማይ ክንፊ ናይቲ ግንባር (ኣብ ከባቢ ሞጋዕ) ብምዕራድ፡ ኣብ ብዓል መፍገርገሊል፡ ከባቢ ዳዕሮታት፡ ፈልከት፡ ማዕሚደን ከባቢኡን ትንቀሳቐስን ዘየቋርጽ ኮለላታትን ትገብር ነበረት። እዚ ኣተሓሕዛ’ዚ ግን ከም ስትራተጂ ዘይጥዑምን ተኣፋፍን ብምንባሩ፡ ንነዊሕ ክትዓርደሉ ኣጸጋሚ ክኸውን ከም ዝኾነ ርዱእ ነበረ። መጽናዕቲ ድሕሪ ምግባር’ውን ከም ዘየዋጽእ ተገምገመ’ሞ፡ እቲ ምሉእ ግንባር ንድሕሪት ስሒቡ ክዓርድ ተወሰነ። ሻድሻይ ወራር ኣብ ምብጋሱ ኸኣ፡ እታ ብርጌድ ነዚ ዝስዕብ ዝመስል ኣሰላልፋ ሓዘት፥
ክልተ ሓይሊ ቦጦሎኒ 58.3ን ሓንቲ ሓይሊ ወያነን ኣብ ታባታት መሸታይን ጨሓትን፣ ክልተ ሓይሊ ናይ ወያነ ምስ ሓንቲ ሓይሊ ናይ ቦጦሎኒ 58.3 ኣብ ዳሕረዋይ ድፋዕ (ከባቢ ሮረት) ዓረዳ። ሓደ ቢቴንን ሓደ ዶሽካን ዝሓዘት ጋንታ ከቢድ ብረት ብርጌድ 58፡ ከምኡ’ውን ሓንቲ ዶሽካን ክልተ ሞርታር 82 ሚ.ሜ. ዝሓዘት ሓይሊ ካብ ብርጌድ ከቢድ ብረት 76 ምስተን ኣብ መሸታይን ጨሓትን ተመዲበን ዝነበራ ኣሃዱታት ነይረን። ቦጦሎኒ 58.1 ግን፡ ኣብ ናይ ዕለት 13/2/82 መጥቃዕቲ ቆጋይ ስለ ዝተሳተፈት፡ ድሒራ ኣብ ዕለት 17/2/82 እያ ናብ ግንባር ናቕፋ ተጸንቢራ። ቦጦሎኒ 58.2 እውን ብዓንተቦኡ ብምኽንያት ውግእ ሕድሕድ ካብ ኣሃዱኣ ተፈልያ ስለ ዝነበረት፡ ሻድሻይ ወራር ክጅመር ከሎ ኣብ ባርካ እያ ፈሊማቶ።
ቅድሚ ምጅማር ሻድሻይ ወራር ብወገን ብርጌድ 77 ዝነበረ ኣተሓሕዛ ድፋዓቱ ምስ እንርኢ፥ ካብ እስር ዓብን ራርሕን ብምሉኡ፣ ሩባ ግርግርን ዓላጋን ኣጠቓሊላ ክሳብ ሽካናብ ትዝርጋሕ ነይራ። ነዚ ድፋዓት’ዚ፡ ቦጦሎኒ 77.3 ብምልእታ፣ ካብ ቦጦሎኒ 77.2 ክልተ ሓይሊ፣ ክልተ ሓይሊ ወያነ፣ ሓንቲ ጋንታ ካብ ብርጌድ 76 ሒዘንኦ ነበራ። ቦጦሎኒ 77.1 ብየማን ጫፍ ናይቲ ግንባር፡ ናብ ወገን ሃበሮን ሩባ ዓንሰባን ብምዝርጋሕ ዓሪዳ ነበረት።
እስር-ዓቢ ድፋዓት ኣይነበሮን፣ ሓድሽ ቦታ ስለ ዝነበረ፡ ካብ ራርሕ፡ ግርግር፡ ዓላጋ ክሳብ ሽክናብ ግን ስሩሕ ድፋዓት ነይሩዎ። ብሓይሊ ደረጃ ዝተሃደመ ናይ ትሕቲ መሬት ገዛውቲ፡ ብካናለ ዝተራኸበ ድፋዓት፣ ገሊኡ ኸኣ ብጋንታ ደረጃ ዝተሃደመ መዕቆብን ብካናለ ዝተራኸበ ዕርድታትን ነይሩዎ።
ኣብቲ ግዜ’ቲ ንጥፈት ስለያ ብርጌዳት ወገን ወሳኒ ዝኾነ ዕማም ይፍጸም ነበረ። ኩነታትን ንጥፈታትን ጸላኢ ንምቍጽጻር፡ ኩለን ስለያ ብርጌዳት ህ.ሰራዊት ኣብ ከባቢአንን ዘዞብአንን ንምንቅስቓስ ጸላኢ ብጽኑዕን ንቑሕ ምክትታልን ይገብራ ነበራ። ምእንቲ ኣብ ግዜ ኩነታት ሽግራት ከይፍጠር፡ ኩላቶም ኣባላተን፡ ቅርጺ መሬትን ኣብ ዝነበራኦ ከባቢታት ዝግበር ምንቅስቓሳትን ብደቂቕ ንምፍላጥ መጽናዕትታት ምክያድ ዕለታዊ ንጥፈታተን ኮይኑ ነበረ። ካርታ ምስ መሬት ብምውህሃድ ኣስማት ቦታታት ይዅን ማያት ከም ዝፍለጥን ኣብ ካርታ ከም ዝሰርሕን ተገይሩ።
ብዘይካ’ቲ ብኣሃዱታት ስለያ ዝተኻየደ ንጥፈታት፡ ነፍሲ-ወከፍ ብርጌድ ብሓይሊ ደረጃ ኣብ ሰሳልስቲ፡ ብጋንታ ደረጃ ምሸት ምሸት፡ ናብ ቅድሚት እናኣሕለፈት ምክትታል ተካይድ ነይራ። ኣብ ንጥፈት ኮለላ’ውን፡ መጀመርታ ብሓለፍቲ ደረጃ፡ ድሓር’ውን ነፍሲ-ወከፍ ሓላፊ ተራ ተጋደልቲ ብምሓዝ ከም መእተውን መውጽእን ዘገልግሉ ኣገደስቲ ቦታታት ከም ዘጽንዕ ተገይሩ። ብዋርድያታት ብምክታታልን ካብ ዝሰለሙ ወተሃደራት ጸላኢ ሓበሬታ ብምእካብን ጭቡጥ ኩነታት ምንቅስቓስ ጸላኢ ክፍለጥ ይከኣል ነይሩ።
ኣሃዱታት ህ.ሰራዊት ዝጥቀማሉ ዝነበራ ማይ ካብ ድሕሪ ድፋዓተን እዩ። ካብ ከባቢ ሸክናብን ግርግርን ብጉልበት ተጋደልትን ብኣእዱግን ይጓረት ነይሩ። ኣብ ከባቢ ሓርጠጠት፡ ዓብደል ሓሰን፡ ገባሉን መሸታይን ካብ ሩባ ጉድ ይጥቀማ ስለ ዝነበራ፡ ኩሉ ራሕቂ ነይሩዎ። ኣብ ከባቢ ራስ ሓርማዝ ግን ብቦጥ ይጥቀሙ ነበሩ።
ኣብ ግንባር ናቕፋ ዓሪደን ዝነበራ ኣሃዱታት ከቢድ ብረት ወገን፡ ሓይልታት ቦጦሎኒ 76.3 እየን። ብተወሳኺ ሓይሊ 101 ዝተባህለት ናይ ወያነ’ውን ነይራ። ኣብቲ ግንባር ኣብ ድፋዓት ተዓጢቖም ካብ ዝነበሩ ኣጽዋር ቦጦሎኒ ከቢድ ብረት 76.3፥ ንሃበሮ ኣብ ዝጥምት ከባቢ (ኣብ ሸከናብ) ሓደ ዶሽካን ብወገን ወያነ ዝእለ ካልኣይ ዶሽካን ነይሮም። ኣብ ዓላጋ ሓደ ብራውን፣ ኣብ ግንባር ሓምል ሓደ ብራውን ምስ ክልተ ናይ 81 ሚ.ሜ ሞርታር፣ ኣብ ራርሕ ሓደ ብራውን፣ ኣብ ሸልዒት ሓደ ቢቴን፣ ኣብ ጽርግያ፡ ብሓንቲ መስርዕ 76.323ን ሓንቲ መስርዕ ወያነን ዝእለ 75 ሚ.ሜ መድፍዕ፣ ኣብ ከባቢ ጽርግያ ሓደ ዶሽካ፣ ከምኡ’ውን ብሓንቲ መስርዕ 76.322ን ሓንቲ መስርዕ ወያነን ዝተታሕዘ ናይ 120 ሚ.ሜ ሞርታር ነይሩ። ኣብ ሓርጠጠት ሓደ ብራውን። ኣብ መሽታይ ብኽልተ መስርዕ ናይ 76.323ን መስርዕ ወያነን ዝእለ ሓደ ዶሽካን ክልተ ሞርታር 81 ሚ.ሜተርን ተሰሊፎም ነይሮም።
ካብ ድፋዕ ወጻኢ ምስ ናይ ጸላኢ ምንቅስቓስ እትተዓጻጸፍ ከም ትሕጃ ዝተታሕዘት ጋንታን ኣብ ራርሕ’ውን ሓደ ዶሽካን ክልተ ሞርታር 82 ሚ.ሜተርን ሒዛ ዝተሰለፈት ጋንታ ከቢድ ብረት ነይረን።
ዓቕሚ ሰብ ተዋጋኢ ሰራዊት ቦጦሎኒ ከቢድ ብረት 76.3 ከባቢ 413 ይበጽሕ ነይሩ። ኣብ ክፍልታቱ ምስ ዝነበሩ 24 ተጋደልቲ፡ ድምር ዓቕሚ ሰብ ቦጦሎኒ 437 ነይሩ። እዚ፡ ንትምህርትን ጦፍን ዝተንቀሰቐሱ፡ ከምኡ’ውን ሕሙማት ካብ ዓቕሚ ኣውጺእካ እዩ።
ኣብቲ ግንባር ተሰሊፈን ዝነበራ ብርጌዳት ህ.ሰራዊት ሓድሕደን ተመሳሳሊ ዝኾነ ትሕዝቶ ዕጥቅን ዓቕሚ ሰብን ነይሩወን። ሓንቲ ብርጌድ ብሰለስተ ኣጋር ቦጦሎንታትን ካብ 40 ዘይሓልፍ ዓቕሚ ሰብ ዘለዎ ኣሃዱ ከቢድ ብረትን ዝቖመት’ያ ነይራ። ናይ ሓንቲ ቦጦሎኒ ዓቕሚ ሰብ ብማእከላይ ገምጋም 423 ይበጽሕ። ድምር ዓቕሚ ሰብ ሰለስቲኤን ቦጦሎኒታ ምስ ኣሃዱ ከቢድ ብረት ብርጌድን ክፍልታት ብርጌድን ጠቕላላ ካብ 1,370 ዝሓልፍ ኣይኮነን። እዚ ማእከላይ ገምጋም’ዚ ቅድሚ ወራር ምጅማሩ ዝነበረ ናይ ሓንቲ ብርጌድ ብዝሒ ሰራዊት ወገን እዩ። ምናልባት ኣብ ዓቕሚ ናይ ወሰኽ ለውጢ እንተ ኣምጺኡ፡ ኣብቲ ግንባር ብዝተሰለፈ ናይ ሓደ ቦጦሎኒ ዓቕሚ ሰብ ወያነ ዝመጽአ ለውጢ ጥራይ እዩ ዝኸውን። ኣብዚ ክዝንጋዕ ዘይብሉ ግን፡ ወራር ምስ ተጀመረ ኣብ ካልእ ግንባራት ካብ ዝዓረዳን ካብ ክፍልታት ውድብ ዝኸተታን ኣሃዱታት ምድራብ ከም ዝነበረ ኣብቲ ስዒቡ ዝመጽእ ዓንቀጻት ንርእዮ ክኸውን እዩ።
ኣብ ግንባር ናቕፋ ናይ ዝተሰለፈ ድሕረ-ባይታ ሰራዊት ጸላኢ
እቲ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ (ብናይ ሽዑ ኤርትራን ትግራይን) ዓስኪሩ ዝነበረ ሰራዊት ስርዓት ደርግ “ካልኣይ ኣብዮታዊ ሰራዊት” ተባሂሉ ይጽዋዕ ነበረ። ብፍላይ ካብ 1978 ዓ/ም ብዝተፈላለያ ግብረሃይላት ዝተወደባ ኣሃዱታት ሰራዊት ጸላኢ ንዓቕሚ ካልኣይ ኣብዮታዊ ሰራዊት ብዝተዓጻጸፈ ደረጃ ኣዕበያኦ። ኣብዚ ግዜ’ዚ ካልኣይ ኣብዮታዊ ሰራዊት ማእከላይ ቤት ጽሕፈቱ ኣብ መቐለ ገይሩ፡ ነቶም ኣብ ምብራቕ (ውግእ ሶማል) ዝነበሩ ኣሃዱታት፡ “በምብራቅ የተገኘ ድል በሰሜን ይደገማል፡” እናበለ ብዝተፈላለዩ መኣዝናት ናብ ምድሪ ኤርትራ ኣውሓዞም።
ግብረሃይል 501 ብኮሎኔል ረጋሳ ጅማ እናተመርሐ ብሕሞራ ኣቢሉ ናብ ኦምሓጀር፡ ተሰነይን ኣቝርደትን ክወፍር ተልእኾ ተዋህበ። ግብረሃይል 502 ብኮሎኔል ኣስራት ብሩ እናተመርሐ ካብ ሽረን ሽራሮን ንሻምብቆን ባረንቱን ክሕዝ፣ ግብረሃይል 503 ብኮሎኔል ካሳ ገብረማርያም እናተመርሐ ኣብ “ሀ”ን “ለ”ን ተመቒሉ፡ ንኡስ ግብረሃይል “ለ” ብዓድዋ፡ ራማ፡ ዓዲዃላን መንደፈራን ገይሩ ኣስመራ ክኣቱ፣ ንኡስ ግብረሃይል “ሀ” ብኮሎኔል ታሪኩ ኣይኔ እናተመርሐ ብግርሁስርናይ፡ ጸሮና፡ ማይዓይኒ ኣቢሉ ናብ ደቀምሓረ ክኣቱ፣ እቲ ብኮሎኔል ኣበራ ኣበበ ዝምራሕ ግብረሃይል 505 ድማ፡ ከምቲ ኣብ ዝሓለፈ ዓንቀጻትና ዝገለጽናዮ፡ ምስ ኣብ ዳህላክ ንኣስታት ሰለስተ ወርሒ ፍሉይ ስልጠና ዝወሰደ ዘርኣይ ደረስ ሜካናዝድ ብርጌድ ንመስመር ኣስመራ ምጽዋዕ ክኸፍቱ፣ ንኡስ ግብረሃይል 503 “መ” ኣብ ዓድቐይሕ ዝነበረ፣ ግብረሃይል 506 ኣብ ኣስመራ ዝነበረ፣ ግብረሃይል 509 ከኣ ኣብ ባረንቱ ዝጸንሐ እዮም።
ቅድሚ ምጅማር ሻድሻይ ወራር፡ እቲ ኣብ ግንባር ናቕፋ ዓሪዱ ዝነበረ ሰራዊት ጸላኢ ብግብረ ሃይል 508 ይፍለጥ ነበረ። ሱር መሰረት ናይ’ዚ ግብረሃይል’ዚ ኸኣ ግብረ ሃይላት 501ን 502ን ነበሩ። ግብረሃይል 501 ካብ ሕሞራ ተበጊሱ ኣቑርደት ምስ በጽሐን፡ ግብረሃይል 502 እውን ካብ ሽረን ሽራሮን ተበጊሱ ኣብ ባረንቱን ኣቑርደትን ምስ በጽሐን፡ ክልቲኦም ግብረሃይላት ኣብ ሓደ ብምጭፍላቕ ንግብረሃይል 508 መስረቱ።
ግብረሃይል 508 እምበኣር፡ ድሕሪ ምስረታኡን ህዝባዊ ሰራዊት ካብ ዕላበርዕድን ከረንን ድሕሪ ምዝላቑን፡ ብሓጋዝ ኣቢሉ ናብ ከረን ኣትዩ ኣብ ግንባር ገንፈሎም ዓሪዱ ጸንሐ። እዚ ግብረሃይል’ዚ ምስ ንኡስ ግብረሃይል 506 “ሀ” ናብ ኣፍዓበት ከምርሕ እንከሎ፡ ንኡስ ግብረሃይል 506 “ለ” ግን ካብ ከረን ጀሚሩ ክሳብ ኣፍዓበት ንዘሎ መስመር ክሕሉ ድሕሪት ተረፈ። ግብረ ሃይል 508 ብምሉኡን ንኡስ ግብረሃይል 506 “ሀ”ን ብሓባር ግን ኣብ መጀመርታ ሰሙን ናይ ወርሒ ለካቲት 1979 ናብ ግንባር ናቕፋ ኣተዉ። ግብረሃይላት 506 ኣብ ግጥማት ውግእ ምዝላቕ ስለ ዝተዳኸመ፡ ኣብ ውሽጢ ግብረሃይል 508 ፋሕ ከም ዝብል ብምግባር ሓቒቑ ተረፈ።
ግብረ ሃይል 508 ኣብ ግንባር ናቕፋ ራብዓይን ሓምሻይን ወራራት ኣከታቲሉ ወፍርታት ኣካይዱ፣ ኣይሰለጦን። ከቢድ ክሳራታት’ውን ኣጋጠሞ። ናይ ምግባር ዓቕሙ እናጸንቀቐ ከም ዝመጽአ ምስ ተፈልጠ ከኣ፡ ህዝባዊ ሰራዊት ኣብ ልዕሊኡ ናይ ጸረ-መጥቃዕቲ (ተበግሶ ታሕሳስ 1979) ወሰደ። ግብረ ሃይለ 508 ካብ ኩሉ ሒዙዎ ዝጸንሐ ቦታታት ተደፊኡ ኣብ ከባቢ ኣፍዓበት ዓሽሮም መከላኸሊ ድፋዓት መስረተ። እዚ 13 መዓልታት ዝወሰደ ደምሳሲ መጥቃዕቲ’ዚ፡ ንጸላኢ ካልእ ከም ዘይሓስብ’ዩ ገይሩዎ። ኣብ ጽዑቕ ዝኾነ ወተሃደራውን ስነ ኣእምሮኣውን ስርሓት ከም ዝጽመድ ኮይኑ ኣንፈቱ ክሳብ ዝስሕት ኮነ። #Eritrea
ሌ/ኮሎኔል በዅረጼን ገብረሚካኤል (ኢ.ፒ.ኣር.ፒ)
ይ ቕ ጽ ል


AM

@FrancisChipp All of them. U r a mean person always talking ISAK .who bring u a trophy after many years . He is gone chill u r a lowly team u deserve to be where u r.get lost.
English

Liverpool fans turning on Isak because he wants to move to a bigger club, unbelievable.
terry@terrygittens73
@FrancisChipp Dickhead.
English
Sami Tes retweetledi

His Excellency Ambassador Ali Ibrahim Ahmed, Ambassador of the State of Eritrea to the State of Qatar, received His Excellency Ambassador Ahmed Abdulrahman Al-Sharim, Ambassador of the State of Kuwait.
The two sides discussed bilateral cooperation between Eritrea and Kuwait, in light of the strong fraternal relations binding the two countries.
@EritreaInfo2020 #Eritrea #Kuwait

English
Sami Tes retweetledi
Sami Tes retweetledi
Sami Tes retweetledi

Sami Tes retweetledi

@AbiyAhmedAli ( ጨቅላ)
🫱 ከ70,000 በላይ ኢትዮጵያውያን ስደተኞች በሱዳን እንደሚኖሩስ አታውቅም?
👉 ከ2,000,000 በላይ ኢትዮጵያውያን በኬንዳ በመጠልያ እንደሚኖር አታውቅም?
👉 በኢትዮጵያ በየቀኑ ከ10-20 ሰዎችን በረሃብ በመድኀኒት እጦት ሂወታቸው እንደሚያጡ አታውቅም?
#Ethiopia

AM
Sami Tes retweetledi

🇪🇷⚽RED SEA CAMELS RISE! Eritrea Kicks Off AFCON with Power & Pride
🟢✨ A Statement Victory — Eritrea 2️⃣-0️⃣ Eswatini 🇸🇿
Against all odds, with limited preparation, Eritrea steps onto the pitch and delivers a commanding win that signals one thing loud and clear:
👉🏽 Eritrean Football is BACK.
🚀 ⚡ MATCH HIGHLIGHTS & IMPACT
🔴 Clinical Performance
• Sharp execution, discipline, and hunger brought a deserved 2-0 victory
🟡 No Time? No Problem!
• Minimal preparation — yet maximum determination
🟢 Crucial 3 Points Secured
• A powerful start that sets the tone for the AFCON journey
🌍💡 WHY THIS MOMENT MATTERS
🔵 A New Era Begins
• Eritrea is rewriting its football story — from overlooked to unstoppable
🟣 Diaspora + Homegrown Power 🤝
• Talents from across the globe reconnecting with the homeland 🇪🇷
• Passion + Identity = Performance
🟠 Beyond Cycling Greatness 🚴♂️
• Yes, the world knows @GrmayeBiniam
• But now it will feel Eritrea’s football heartbeat too ⚽🔥
🦁🔥 THE SPIRIT OF ERITREA
🟥 Resilience. Unity. Pride.
• From streets to stadiums — football runs deep in Eritrean culture
• A generation ready to restore pride & redefine perception
🌟 WHAT’S COMING NEXT?
⚡ The world is about to witness:
• A fearless team
• A united football identity
• A nation playing with heart beyond limits
🧠💬 Wisdom of the Game
“Victory belongs to those who prepare in spirit, even when time is short.”
📣🔥 FINAL WORD
🇪🇷 This is more than a win — it’s a WARNING.
The Red Sea Camels are not just participating…
👉🏽 They are coming to compete. To inspire. To rise.
#Eritrea 🇪🇷 #AFCON #RedSeaCamels #EritreaRising #AfricanFootball #DiasporaPower #FootballPassion #Victory #NewEra #AwetNehafash
English
Sami Tes retweetledi

GOALLLLLLL !
#Eritrea has just scored their first goal of the match against Eswatini in the 2027 AFCON qualifying preliminary round first leg (played in Meknes, Morocco).
The score is now Eritrea 1–0 Eswatini

English
Sami Tes retweetledi














