Ei|🇪🇷|🇮🇹

5.1K posts

Ei|🇪🇷|🇮🇹 banner
Ei|🇪🇷|🇮🇹

Ei|🇪🇷|🇮🇹

@william3_rona

🚀🚀

Asmara Eritrea 📍 Katılım Haziran 2022
164 Takip Edilen101 Takipçiler
Sabitlenmiş Tweet
Ei|🇪🇷|🇮🇹
Ei|🇪🇷|🇮🇹@william3_rona·
When I look at my country, it feels like Switzerland🇨🇭even better because of the beautiful nature and weather in Eritrea🇪🇷
Ei|🇪🇷|🇮🇹 tweet media
English
21
64
188
4.7K
Ei|🇪🇷|🇮🇹 retweetledi
Iran Army Media
Iran Army Media@IranArmyMedia·
ZXX
59
347
4.3K
59.5K
Ei|🇪🇷|🇮🇹 retweetledi
Africa First
Africa First@AfricaFirsts·
Did you know? Ostrich, the biggest bird in the world, can only be found in Africa.
Africa First tweet media
English
15
15
168
3.3K
Ei|🇪🇷|🇮🇹 retweetledi
The Horn African Guy
The Horn African Guy@hornafricanguy·
Lily Yohannes is playing against Arsenal in the UEFA Champions League semi-final on April 25.
The Horn African Guy tweet media
English
3
27
81
1.5K
Ei|🇪🇷|🇮🇹 retweetledi
Nay ERITREA
Nay ERITREA@EritreaNay·
ኣብ ሃገረ ስዊድን ዘለኩም ኤርትራውያን:እዚ ካብ ሰንዓፈየ ቢሉ ዑቕባ ዝሓተተ ትግራዋይ (ወዲ ራያ) ቃለ-መሕተቱ:ጸሚቕኩም ንመንግስቲ ስዊድን ኣቅርቡ:: -ሚልዮናት ኣለኒ ይብል? ምንጪ? -መንግስቲ ክግልብጥየ ይብል -ምስ ናይ ሱዳን መራሒ (RSF) እሰርሕየ....
Nay ERITREA tweet media
AM
0
5
5
167
Ei|🇪🇷|🇮🇹 retweetledi
Amb. Sophia Tesfamariam
Amb. Sophia Tesfamariam@AmbStesfamariam·
Welcomed H.E. Ambassador Lukman Al-Faily, Permanent Representative of #Iraq to the United Nations, on a courtesy visit to @Eritrea_UN. We exchanged views on opportunities to strengthen bilateral relations and advance shared priorities at the @UN as we navigate evolving global challenges. Our vantage point must matter, bringing forward alternative voices that challenge the status quo and prevailing narratives that do not reflect the realities and aspirations of our peoples. I am also grateful for the thoughtful gesture of presenting me with his book, The Iraqi Character, a meaningful contribution to deepening mutual understanding and dialogue.
Amb. Sophia Tesfamariam tweet mediaAmb. Sophia Tesfamariam tweet media
English
0
94
142
2.1K
Ei|🇪🇷|🇮🇹 retweetledi
Alg
Alg@GirmaTelk·
Those who dream of a bad Eritrea and those who have not tired of spreading bad Eritrea propaganda for30 years are still going onbut Eritrea is moving in all directions and has proved that nothing can stop it from its course.Listen to the National Footbal Federation of Eritrea🇪🇷👇
English
13
40
94
2.5K
Ei|🇪🇷|🇮🇹 retweetledi
EuroFoot
EuroFoot@eurofootcom·
🇫🇷 PSG vs LIVERPOOL 🏴󠁧󠁢󠁥󠁮󠁧󠁿 Score predictions for tonight? 👀
EuroFoot tweet mediaEuroFoot tweet media
English
194
78
658
45.1K
Ei|🇪🇷|🇮🇹 retweetledi
Embassy of Japan in Eritrea
Embassy of Japan in Eritrea@JAPANinERITREA·
On April 8, 2026, Amb. Matsuo paid a courtesy call to Amb. Zemede Tekle, Commissioner of Culture and Sports. The Ambassadors reached a consensus to continue exchanging views in order to promote cultural and sports exchanges and cooperation between the two countries. 🇯🇵🇪🇷
Embassy of Japan in Eritrea tweet media
English
0
56
77
1.5K
Ei|🇪🇷|🇮🇹 retweetledi
Alg
Alg@GirmaTelk·
Eritrean rider Danayoum Fitsemeberhan, a member of Asbeco Club he has signed a one-year contract with Chinese club Joyrun & Hurricane Cycling Team starting yesterday, April 8 -2026 Congratulations Danayom Fitsemeberhan🇪🇷
Alg tweet media
English
0
25
57
650
Ei|🇪🇷|🇮🇹 retweetledi
ERI PHTO33
ERI PHTO33@m_erite·
Marcato Asmara 1930 #Eritrea
ERI PHTO33 tweet media
Italiano
0
4
24
332
Ei|🇪🇷|🇮🇹 retweetledi
ERI PHTO33
ERI PHTO33@m_erite·
Eid al-Fitr prayer in tessenei 1930 - 1937 #Eritrea
ERI PHTO33 tweet media
Deutsch
0
9
28
498
Ei|🇪🇷|🇮🇹 retweetledi
Ministry of Information, Eritrea
ዝተወደበ ፖለቲካዊ ሓሶትን ብትረኻ ዝቘመት ኢትዮጵያን Redseabeacon.com 15 መጋቢት, 2026 ብኣሮን ኣብርሃ ሸፈጥ ዘይብሉ ፖለቲካ ኣሎ ክበሃል ኣይከኣልን። መራሕቲ ጌጋ ክሓብኡ፡ ዓወታት ከጋንኑ፡ ንኽሳራ ከኣ ምስምስ ክፈጥሩሉ ይስምዑ። ኩሉ ፖለቲካዊ ሸፈጥ ግና ሓደ ዓይነት ኣይኮነን። ገሊኡ ግዝያዊ ክኸውን ከሎ ገሊኡ ግና ተሃኒጹ ዝደልደለ እዩ። ፖለቲካዊ ፈላስፋ ሃና ኣረንት፡ ዘመናዊ ፖለቲካ ብሸፈጥ ጭብጥታት እትሓብኣሉ መንገዲ ጥራይ ዘይኮነስ ንሓቂ ንባዕላ ክትክእ ዝፈታተን ሓደገኛ መድረኽ እናኾነ ይኸይድ ከም ዘሎ ተዘኻኽር። ነዚ ተርእዮ እዚ ከኣ “ዝተወደበ ፖለቲካዊ ሓሶት” ብምባል ትጽውዖ። ወረቓቕቲ ፔንታጎን ምስ ተሓትመ፡ ኣብቲ ብ1971 ዘቕረበቶ “ብፖለቲካ ምሕሳው” ዝብል ጽሑፋ፡ መንግስታት ናይ ህዝቢ ኣተሓሳስባ ንምቕያር ዘኽእል ስርዓተ ትረኻታት ከም ዝሃንጹ ትገልጽ። እቲ ትረኻታት ፍጹም መሰረት ዘይብሉ ሓሶታት ኣይኮነን። ንህልዊ ኩነታት ህዝቢ ከመይ ክርድኦ ከም ዘለዎን ክስሕቶ ብዘይክእል ኣገባብ ተዋዲዱ ዝተቐርጸን መቓን እዩ ዝዳለወሉ። እዚ ሜላ እዚ ክሰርሕ ከም ዝኽእል ምስ ተረጋገጸ፡ ከምቲ ሃና ኣርነት ዝበለቶ ፖለቲካ ኣብ ዝተዋደደ ናይ ሓሶት ዓለም ክሰርሕ ይጅምር። ጭብጥታት ድማ ከይተደምሰሱ ኣብቲ ኣብ ዙርያኦም ዝተደኰነ ሓሶት ከም ካልኣዊ ኮይኖም የገልግሉ። ኣብዚ ዘለናዮ ናይ ፖለቲካ ሃዋህው፡ ነዚ ክስተት’ዚ ከም ኢትዮጵያ ገይሩ ዝተጠቕመሉ የለን። ንሓያሎ ዕቑዳት፡ ኣርካናት ፖለቲካ ኢትዮጵያ፡ ሃገራዊ ቅልውላው ክለዓል ከሎ፡ ሕጋውነት ስልጣኖም ንኸረጋግጹ ተሪር ናይ ሓሶት ትረኻታት ክጥቀሙ ምጽንሖም ይፍለጥ። እቲ ዝፈጥሩዎ ትረኻታት ከእምንን ጽልዋ ክፈጥርን ተባሂሉ ብዙሕ ዝተዋደደ ብሱል ሓሳባት ዘለዎ መሲሉ እዩ ዝቐርብ። ፖለቲካዊ መደረታቶም ከኣ ሓድሽ ፍታሕ ዘለዎ ዝመስል ግና ባዶ ትረኻታት፡ ብዝማርኽ ሓደስቲ ናይ ፖለቲካ ሓረጋትን ቃላትን ኣብ ኩሉ መድረኻትን መራኸቢ ብዙሓንን ብምድግጋም ንህዝቢ ብባዶ ተስፋ ዘሀንጢ ጥራይ እዩ። ወረጃ መደረታቶም ዓሚቝ ትንተና ዘለዎ ይመስል፡ እቲ መደረታት እንታይ ይሸፋፍን ከም ዘሎ ምግማት ግና ዘጋጊ ኣይኮነን። ሓቂ ከም ዘላታ ኣብ ክንዲ ዝትንትን ንሓቂ ጠዋውዩ ካልእ ትርጉም ክህብ ዝፍትን ብቃላት ትረኻ ተሃንዲሱ ዝተቐርጸ ህንጻ እዩ ተጎልቢቡ ዝርከብ። እዚ ናይ ቋንቋ ምምልኻዕ ድማ እቲ ናይ መጀመርታ መድረኽ “ዝተወደበ ፖለቲካዊ ሓሶት” እዩ። ኣብኡ ቃል ከም መሳርሒ መግለጺ ሓሳባት ዘይኮነ፡ ናብ ኣተሓሳስባ እተመሓድረሉ ኣጽዋር ይቕየር። ንኣብነት ንውግእ “ስርሒት ምኽባር ሕጊ” ኢልካ ክትጽውዖ ትኽእል። ካልኦት ኣብ ግዜ ቅልውላውን ዘይምርግጋእን ዝደጋገሙ ሓረጋት እውን ከም መኸወሊ መጋረጃ ባህርያት ናይቲ ስርዓት የገልግሉ። ኣጠቓቕማ ስልታዊ ቋንቋ፡ ህዝብታት ኣብ ከባቢኦም ንዝገሃድ ነገራት ከመይ ከም ዝትርጉምዎ መንገዲ ይኸፍት። ትረኻታት ዓብላሊ ኣብ ዝኾኑሉ ግዜ ሓቂ ንባዕላ ኣብ ኣሻላሻል እያ ትኣቱ። ኣብ ላዕሊ ክንዝክራ ዝጸናሕና ፈላስፋ ሃና ኣረንት፡ እዚ ኣብ ዓለምና ዝገሃድ ዘሎ መስርሕ ኣብ ፖለቲካዊ ዓለም እቲ ዝኸፍአ ሓደጋ ምዃኑ ተረድእ። ኣቢይ ኣሕመድ፡ ኣብ 2018 ስልጣን ካብ ዝሕዝ ንደሓር ኣብ ፖለቲካ ኣፍሪቃ ተፈቲኑ ዘይፈልጥ ዝተዋደደ ዋኒን ትረኻ ከም ቀንዲ መምርሒ ገይሩ ይጐዓዝ ኣሎ። መደረታቱ ንዝተዓዘቦ ኩሉ ብዛዕባ ዳግማይ ልደት ሃገር፡ ተሓድሶ ስነ ምግባር፡ ትንሳአ ጥንታዊ ስልጣነን ታሪኻዊ ጽሕፍቶ ሃገርን ዝጕስጕስ እዩ። ኢትዮጵያ ካብ ጸላም ወጺኣ ናብ ሓድነትን ዕብየትን ትግስግስ ከምዘላ ገይሩ ድማ የቕርባ። እቲ ኣበሃህላታት፡ ኣብ ኣህጉር ኣፍሪቃ ኢትዮጵያ ካብ ዝነውሐን ዘየቋረጸን ያታዊ ታሪኽ ዘለወን ሃገራት ሓንቲ ከም ዝኾነት ዘምስል እዩ። ሓቂ ዘምስሉ፡ ረዚን ስምዒት ዝፈጥሩ ተዘክሮታት ዘመነ ሃጸይነታት፡ ሃይማኖታዊ ቅርስታትን ያታዊ ጽውጽዋያትን ከኣ ኣለዉ። ናብ ጥንታዊ ዛንታታት ብተመስጦ ዝወስድ ኣፋዊ ዕላላት ኣብታ ሃገር ዘየሰልኪ ተሰማዕነት ኣለዎ። ትረኻ ናብ ጽውጽዋያዊ ድራማ ክምዕብል ከሎ ድማ ንፖለቲካ ክቕይር ዝኽእል ሓይሊ ይኸውን። በዚ መቓን እዚ እዩ እምበኣር መራሕቲ ንሃገር ናብ ጽሕፍቶኣ ዘብጽሑ ረቛሕቲ መሲሎም ዝረኣዩ። ፖለቲካዊ ግርጭታት ከኣ ኣብ መንጎ ፈተውቲ ሃገር ሓርበኛታትን ኣብ መንጎ ከዳዓትን ዘሎ ፍልልያት ይመስል። ታሪኻዊ ኣብነታት እናተዘከሩ ከም መሳርሒ ኣብ ዘገልግለሉ ግዜ፡ ንህዝቢ ብስምዒት ክሳብ ዘዕገርገረ ሓቂ ግደ ኣለዋዶ የብላን ኢሉ ዝግደሰላ ኣይርከብን። ስለዚ ፖለቲካ፡ ድራማዊ መድረኽ ትረኻታት ይኸውን ኣሎ ማለት እዩ። ኣብ ዝተወደበ ፖለቲካዊ ሓሶት፡ እቲ ሓያል መሳርሒ ቄናን ኣተረጓጕማ ታሪኽ እዩ። ተዘክሮታት ታሪኽ ደጋፊ ትረኻታት ኮይኑ ክቐርብ ከሎ ናይ ተሰማዕነት ሓይሊ ይረክብ። ፖለቲካዊ ዕላላት ኢትዮጵያ፡ ናይታ ሃገር ጥንታዊ ታሪኽ፡ ዘመን ሃጸይነታትን ንግዳማውያን ሓይልታት ኣብ ምምካት ዝተፈጸመ ታሪኽን እናተዝከረ ይዕለል። እዞም ታሪኻዊ ተዘክሮታት ዝተማህዙ ሓሶት ዘይኮኑስ ኣሰር ገዲፎም ዝሓለፉ ሓቅታት እዮም። ታሪኽ እናተመርጸ፡ ካልእ ትርጉም ክወሃቦ ከሎ ግና ኣጽዋር ናይ ሓሶት ትረኻ ይኸውን ማለት እዩ። ንታሪኻዊ ተዘክሮታት ዳግማይ እናመስርሐ፡ ኣብ ህልዊ መድረኽ ንዘሎ ፖለቲካዊ ቃልሲ መቐጸልታ ናይቲ ጥንታዊ ታሪኽ ከም ዝኾነን ነዚ ንምፍጻም ሕድሪ ዝተሰከመ ክመስል ይፍትንን (ሰልፊ ብልጽግና)። ነዚ ፖለቲካዊ ሓይሊ ምቅዋም ማለት ከኣ ንህልውና ሃገር ከም ዝተቓወምካ ይቑጸር። ፖለቲካ ከም ቅዱስ ታሪኽ እንድሕር ተቘጺሩ ድማ፡ ሕቶ ከልዕል ዝፍትን መናፍቕ ተባሂሉ እዩ ዝውገዝ። ኣእምሮ ዝእሰረሉ ብቓላት ዝተፋሕሰ ገመድ ሓሶት ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ተወሊዑ ዝነበረ ኣዕናዊ ግጭት፡ ውሕልነት ኣጠቓቕማ ፖለቲካዊ ትረኻ ኣዝዩ ከብርህ ዝኽእል ኣብነት ክንረኽበሉ ንኽእል ኢና። እቲ ውግእ ብዝሒ ብዘለዎ መጸውዒታት ይልለ ምንባሩ ይዝከር። ‘ቅዋማዊ ዘይምቅድዳው’፣ ‘ዞባዊ ህውከት’፣ ‘ሕጊ ናይ ምኽባር ግዴታ’፣ ‘ስግኣት ሃገራዊ ጸጥታ’፣ ‘ውጽኢት ምትእትታው ግዳማውያን’ ዝብሉ ሓረጋት ነናቶም ሓቅነታት ብዓቕሞም ይስከሙ እዮም። እኩብ ድምር ናይዚ ኩሉ ትረኻታት ግና ሓደ ሓቂ ንምኽዋል ንምግልጋል ዝደጋገም ምንባሩ እዩ። መሰረት ናይቲ ግጭት ተኣፋፊ ስርዓት ፈደራል ዝፈጠሮ ፖለቲካዊ ስልጣን ንምሓዝ ኣብ መንጎ ተሃላለኽቲ ዝካየድ ጥምጥም እዩ ነይሩ። ኣብ መንጎ ማእከላዊ ሰብ ስልጣንን ዞባውያን ተዋሳእትን ክምጠጥ ዝጸንሐ ወጥሪ ተበቲኹ ዕጥቃዊ ግጭት ዝተባራዓሉ ተርእዮ እዩ ነይሩ። ግጭት ሓንሳእ ምስ ተላዕለ ከኣ ውሕሉል ኣጠቓቕማ ትረኻታት ቀንዲ መለለዪ ናይቲ ፖለቲካዊ ቃልሲ ይኸውን። ከምቲ ሃና ኣረንት ዝበለቶ ዝተወደበ ፖለቲካዊ ሓሶት ንኹሉ ጭብጥታት ኣይክሕድን። እንታይ ደኣ፡ ጭብጥታት ኣዋህሊሉ ጠቓሚ ፖለቲካዊ ትርጉም ክህብ ናብ ዝኽእል ኣተረጓጕማ ይቕይሮ። እዚ ሜላ እዚ ድማ ወግዓዊ መግለጺ ካብቲ ኣብ ባይታ ዘሎ ኩነታት ዝተፈልየ እውን እንተኾነ መንግስታት ሕጋውነት ዘለዎም ከምስሎም ይኽእል። እምበኣርከስ ትረኻ ስትራተጂያዊ ዓውዲ ኲናት ክበህል ይከኣል። ካልእ ኣብ ፖለቲካዊ ዕላላት ኢትዮጵያ ብተደጋጋሚ ዝዝከር ናይ ‘ግዳማውያን ውዲታት’ ዝበሃል ትረኻታት ኣሎ። እቶም ቀንዲ ኣብ ኢትዮጵያ ዘይምርግጋእ ዝፈጥሩ ሓይልታት፡ ‘ናይ ወጻኢ መንግስታት’፣ ‘ማዕከናት ዜና ዓለም’፣ ‘ ‘ኣብ ወጻኢ ዝነበሩ ተነጣጠፍቲ’፣ ‘ጎረባብቲ ሃገራት’ ከም ዝኾኑ ይግለጽ። እዚ ትረኻታት እዚ ከኣ ከም ሓደ ኣገዳሲ ኣጽዋር የገልግል። ውሽጣዊ ቅልውላውን ዘቤታዊ ፖለቲካዊ ፍሽለትን ንምኽዋል እቲ መሪሕነት ግዳይ ናይ ግዳም ሓይልታት ከም ዝኾነ ክጥቅን እዩ ዝስማዕ። ብሰንኪ ኣብ ህዝቢ ዝረአ ዓቕሊ ጽበት ካብ ዘቤታዊ ጸገማት ናብ ግዳም ንምቕላብ ከኣ ይሕግዝ። ውሽጣዊ ጸቕጢ ዝበዝሖ ከም ብልጽግና ዓይነት ስርዓት ከምዚ ዓይነት ሜላ ክጥቀም ዘገርም ኣይኮነን። ንወጻእተኛታት ምጥቃን ህዝቢ ክደናገጽ ስለ ዘኽእል ነቲ ስርዓት ፖለቲካዊ ሓይሊ እዩ ዝኾኖ። ክደጋገምን ንነዊሕ ግዜ ክጸንሕን ከሎ ግና ህዝቢ ናይ ገዛእ ሃገሩ ድኻም ከይምርምር ዕንቅፋት ክኾኖ ይኽእል። መደረታት ኣርካናት ኢትዮጵያ ብዘይተለምዱ ከበድቲ ቃላት ዝተመላኸዐ ሓረጋት እዩ ዝለለ። ብረዘንቲ ቃላት ዝቐርቡ ፖለቲካዊ መደረታት ናይ ስልጣን ምልክት ጥራይ ዘይኮኑስ፡ ዝተደልየ መልእኽቲ ከተሰጋገረሉ ዘኽእል መሳርሒ እዩ ዝኸውን። ቋንቋ ከኣ ኣብ ክንዲ ገላጺ ዝኸውን፡ ድራማዊ መልክዕ እናሓዘ ይኸይድ። መሪሕነት ኣቢይ ኣሕመድ ዝድግፉ ወገናት ነቲ መራሒ ብርቱዕን ዝተሓላለኸን ፖለቲካዊ ጉዕዞ ዝመርሕ ሓያል ስትራተጂያዊ ክኢላ ገይሮም ይሓስቡዎ። ዘርእዮ ዘይተሓስበ ምቅይያር ፖሊሲታት፡ ሃንደበታዊ ምቕያር ምሕዝነትን ትጽቢት ዘይተገብረሉ ውሳነ ምሕላፍን ከም ብናይ ርሑቕ ጠመተን ብሱል ሚዛን ኣእምሮን ዝተወስዱ ስጉምቲ ገይሮም ይቘጽሩዎ። ፖለቲካዊ ዕላላት ክበዝሕ ከሎ ዘየለ ነገር ከምዘሎ፡ ሕንፍሽፍሽ ዝበዝሖ ኩነታት ኮነ ተባሂሉ ብዲዛይን ዝተፈጠረ ተርእዮ ከምዝኾነ፡ ተነጺጉ ዝጸንሐ ውሳነታት ከኣ ከም ብሓድሽ ተመስሪሖም ኣካል ናይቲ ዓቢ ስትራተጂ ይኾኑ። እቲ መራሒ ስትራተጂያዊ ብልሒ ከም ዘለዎ ዝገልጽ ኣብ መንነቱ ማእለያ ዘይብሉ ፖለቲካዊ ጽውጽዋያት ይመሃዘሉ። ኣብዚ እዋን’ዚ ኢትዮጵያ ብፖለቲካዊ ምብትታን ቁጠባዊ ጸቕጢን ማሕበራዊ ኣፈላላይን እትሕመሰሉ ዘላ ግዜ እዩ። እዞም ብድሆታት እዚኦም ትረኻታት ብምውዳድ ክፍትሑ ኣይክእሉን። ፖለቲካዊ ስርዓታት ካብ ተገራጫዊ ክልሰ ሓሳብን ብርቱዕ ተጻብኦን ከምልጡ እኳ እንተኸኣሉ፡ ንሓቂ ብጽውጽዋይ እናቐየሩ ንሓዋሩ ክቕጽሉ ግና ኣይክእሉን። ፖለቲካዊ ስርዓት ባዕሉ ኣብ ዝፈጠሮ ትረኻ ጥራይ ክነብር እንተፈቲኑ ካብ ናይ ሓቂ ዓለም ይወጽእ ምስ ዓለም ክቃዶ ኣብ ዘይክእል ጌጋ ኸኣ ይነብር። ፖለቲካዊ ሓሶት ኣዝዩ ሓደገኛ ዝኾነሉ ንህዝቢ ከታልሉ ከለዉ ጥራይ ዘይኮነስ እቲ ባዕላቶም ዝመሃዙዎ ትረኻ እናኣመኑ ክቕጽሉ ከለዉ እዩ። ኣብ መንጎ ጽውጽዋይን ሓቂን ዘሎ ዶብ ከኣ ይሃስስ። ኣብ መወዳእታ ግና ንሓቂ ክስዕር ዝኽእል ስለ ዘየለ ኩሉ እቲ ብሓሶት ተደኲኑ ዝጸንሐ ትረኻታት ይበታተን።
Ministry of Information, Eritrea tweet mediaMinistry of Information, Eritrea tweet media
AM
0
43
61
1.1K
Ei|🇪🇷|🇮🇹 retweetledi
Alg
Alg@GirmaTelk·
Eritrea is ruthless, no one can stop them from moving.🇪🇷🫶🐪
English
3
59
137
3K
Ei|🇪🇷|🇮🇹 retweetledi
Fabrizio Romano
Fabrizio Romano@FabrizioRomano·
🚨 Alexander Isak, officially back as part of Liverpool matchday squad to face PSG. 🇸🇪
Fabrizio Romano tweet media
English
918
2.9K
59.9K
1.8M