
ተቓለስቲ ድጅታል ድሕሪ ቡዙሕ ናይ ቓልሲ ጊዜ በታ ዝተረኸበት ናይ ሰላም በሪ ኣብታ ብሃንቀውታ ዝፅበየኣ ዝነበራ ትግራይ ዓደን ተሰባሲበን በዓል ኣሸንዳ ንከኽብራ ብዝረከብኦ ዕድል ይሀው ብባህሊ ዓደን ማዕሪገንን ፀቢቐንን ኣብዒለንኦ ኣለዋ። ብፃይነተን ልዕሊ ሕውነትን ምሕዝነትን ኾይኑ ካብ ዝተፈላለዩ ቦታታት ተሰባሲበ ሓቢረን ኣብዒለንኦ ኣለዋ። ነዊሕ ዕድመ ምስ ሙሉእ ጥዕና ንድጅታል ተቓለስቲ ኣብ ትዊተር። @AzebAz6 @lrobta @Lillyanapk @weghta19 @berry__of @MahiCapu @Aluma_GM ዓጃቢ ደቂ ኣሸንዳ @mullertigray ብእግረ መንገድናለ እዛ ዩትዩብ ሳብስክራይብ ናበልና ደቅኖዋ ፣ ናይ ሓፍትና ሓዳሽ ደርፊ ኣቲኩም ኣስማቕሩዋ youtu.be/p2dTo_TX_fo?si…






















