Elena_MK💜
728.5K posts


5/10 🛑 Ongoing trauma in #Tigray: • Mass killings • Sexual violence • Starvation as a weapon World leaders: Your silence is deafening. @SenatorHick @pritipatel @SenatorShaheen #UpholdPretoriaAgreement #EritreanTroopsOutOfTigray 📍worldpeacefoundation.org/blog/forgettin…







"ይኣክል ሓምሻይ ክረምቲ ኣብ ኬንዳ !! " ኣብ ርእሰ ከተማ ትግራይና መቐለ ከምኡ እውን ዋና ቤት ፅሕፈት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዓለም ኣብ ዝርከበላ ዋና ከተማ ስዊዘርላንድን ጄኔቫን ኣብዝካየድ ብዓይነቱን ትሕዝትኡን ፍልይ ዝበለን ፀላውን ዓብይ ሰለማዊ ሰልፊ ኩሉ ክሳተፍ ይግባእ ። ካብ 11-13 ሰነ 2017 ዓ/ም ኣብ መቐለን ጀኔቫን ኣብ ዝካየድ እዚ ዓለም ለኸ ሰለማዊ ሰልፊ ኩሉ ትግራዋይ በብዘለዎ ተሳታፊ ክኾን ይግባእ ክብሉ ኣመራርሓ ፅላል ሲቭል ማሕበረሰብ ምዕራብ ትግራይ ፀዊዖም ። ኣመራርሓ ፅላል - ሲቭል ማሕበረሰብ ምዕራብ ትግራይ ንድወት ኣብ ዝሃብዎ ሓበሬታ ከምዝተመላኸተ ቀንዲ ዕላማ እቲ ዓብይ ሰልፊ "ይኣክል ሓምሻይ ክረምቲ ኣብ ኬንዳ" ዝብል ኮይኑ፤ ንፅንተታዊ ኲናትን ወራርን 2013 ዓ/ም ስዒቡ ሃፍቶምን ንብረቶምን ተመንጢሎም ብትግራዋይ መንነቶም ካብ መረበቶም ብሓይሊ ተሰጒጎም ኣብ ዝተፈላለዩ መዕቆቢ ካምፕታት ውሽጢ ዓድን ወፃእን ንሓምሻይ ክረምቲ ኣብ ከርፋሕ ሂወት ዝርከቡ ኩሎም ግዳያት ብዘይ ምንም ቅድመ-ኩነት ናብ መረበቶም ክምለሱ ዝፅውዕ እዩ ። ካብዚ ብተወሳኺ ኣብ ልዕሊ ተፈራረምትን ኣፈራረምትን ውዕሊ ፕሪቶርያ ብፍላይ ኣብ ልዕሊ ፌደራል መንግስትን ማሕበረሰብ ዓለምን ፅዕንቶ ንምፍጣር እውን ዝዓለመ ከምዝኾነ ገሊፆም ። ጉዳይ ተመዛበልቲ ጉዳይ ኩሉ ትግራዋይ እዩ ብዝብል መንፈስ ድማ ኣብ መላእ ትግራይን ኣውሮፓን ትርከቡ ኩለኹም ተጋሩን ፈተውቲ ትግራይን ኣብዚ ፈላማይ ኣብ ውሽጣ ዓድን ወፃእን ብጥምረት ዝግበር ታሪኻዊ ሰልፊ ተረኺብኩም ድምፂ ተመዛበልትን ስደተኛታትን ህዝብኹም ክትኾኑ ብኽብሪ ንዕድም ኢሎም ኣለው ። @StalinTeklu @tigraionline @Tigrai_Press @UMDMedia_ @Tmhtvnews @ProfMulugeta @MickeyTigray #ReturnTegaruIDPs #UpholdPretoriaAgreement



#Tigray: ‘We Won’t Spend a Fifth Summer in Shelters’ Tigrayan IDPs Protest in Mekelle IDPs in Mekelle held a peaceful protest today, demanding the immediate withdrawal of occupying forces from Western Tigray and calling for their right to return to their homes.






Dear @UN @hrw @EU_Commission @MikeHammerUSA @amnesty @UNGeneva @eu_eeas We Tigryans strongly condemn these repeated threats, which endanger the fragile peace,” we urge #UpholdPretoriaAgreement & #EritreanTroopsOutOfTigray un conditionally. @BerhanuAsres tigraitv.com/en/tigray-oppo…

@hrw @UNOCHA @ICRC @amnesty @EU_Commission @UNICEF @WFP @USAID @UKaid @USUN 3/ Experts and humanitarian aid organizations emphasizes that in #Tigray many individuals, particularly mothers, are succumbing to this dire condition due to the severe shortage of food and essential medicines. #Aid4Tigray #TigrayFamine @hrw @WHO @eu_eeas @UNICEF







