berry 🌸

997.1K posts

berry 🌸 banner
berry 🌸

berry 🌸

@berry__of

I promised to myself that i will be a voice to my voiceless people and pay any price for my tigray until my last breath!

เข้าร่วม Ocak 2022
335 กำลังติดตาม5.5K ผู้ติดตาม
berry 🌸 รีทวีตแล้ว
Danait 70⏳
Danait 70⏳@Danaity70·
እንኳዕ ንሕዳር ጽዮን ዓመታዊ ክብረ ብዓል ኣብጸሐኩም ኣብጸሐና ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ወላዲተ ኣምላክ ጸሎታን በረከታን ረዲአታን ኣማላድነታን ኣይፈለየና 🙏🤲 🌸❤
Danait 70⏳ tweet mediaDanait 70⏳ tweet mediaDanait 70⏳ tweet mediaDanait 70⏳ tweet media
AM
1
13
12
509
berry 🌸 รีทวีตแล้ว
GETISH DESTA
GETISH DESTA@getish_desta·
📢 #ሕብረትተጋሩንተጋሩ Temesgen×3 #1️⃣8️⃣5️⃣4️⃣DaysOfTigrayGenocide #upholdpretoriaAgreement #ReturnhomeTigraylDpS #Justice4Tigray #FreeWesternTigray Selam Selam deki ney kemey amshukumley dahan dykumley kab kulu hmak zbele fetenatat 💒Egzabhar Amlak💒 yhalweley🙏💒💎❤️💛💎🍓💎💪💊💪💎🍓💎😍💎❤️💛💎😍🍓💎🍓💎🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿
GETISH DESTA tweet mediaGETISH DESTA tweet media
Türkçe
0
7
4
83
berry 🌸 รีทวีตแล้ว
KOKEB TIGRAY3
KOKEB TIGRAY3@kokeb_3·
🙏ብስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቁዱስ አሐዱ አምላክ አሜን (3)::✝️🙏💒🕯🌿ሰላም ሰላም ተጋሩዋኒ ሰላምኩም ብዝሕ ይበለለይ አሕዋተይ ናይ ፀሎት ስዓት ስለ ዝአከለ ንዑታ ሓቢርና ንፀሊ ስለ ህዝብና ስለ ዓድን አሕዋተይ ምዓረይ ::✝️🙏🙏🙏💒💒💒🕯🕯🕯🌿🌿🌿🌿🌿
Hlfti Tadele@HlafitT

ብስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቁዱስ አሐዱ አምላክ አሜን (3)::✝️🙏💒🕯🌿ሰላም ሰላም ተጋሩዋኒ ሰላምኩም ብዝሕ ይበለለይ አሕዋተይ ናይ ፀሎት ስዓት ስለ ዝአከለ ንዑታ ሓቢርና ንፀሊ ስለ ህዝብና ስለ ዓድን አሕዋተይ ምዓረይ ::✝️🙏🙏🙏💒💒💒🕯🕯🕯🌿🌿🌿🌿🌿

AM
0
13
6
229
berry 🌸 รีทวีตแล้ว
@Joe
@Joe@JoeTseGy·
"ኣከባብራ ዓመታዊ በዓል ሕዳር ማርያም- ኣብ መንበረ ሰላማ ክሳቴብርሃን ርእሰ ኣድባራት ወገዳማት ኣኽሱም ጽዮን ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተክርስትያን ትግራይ"💛❤️🙏 #መቓልሕ_ትግራዎይነት
AM
1
17
50
756
berry 🌸 รีทวีตแล้ว
Ali ወዲ ትግራይ
Ali ወዲ ትግራይ@Ali37839382·
ኩቡራት ቤተሰብ ኣመንቲ #ክርስትና_ኦርተዶክስ፣ እንኳዕ ንማርያም ፅዮን በዓል ኣብፀሓኩም/ክን ክብል ይፈቱ ። ብምቕፃል " ህዝብናን ዓድና #ትግራይ፣” ግዝኣታን ህዝባን ናብ ንቡር ብሰላም ክምለሰልና ፆሎትን— ዱዓን ወለዲ #ተጋሩ የዉርደልና 🤲🏼ኣሜን ‼️
Ali ወዲ ትግራይ tweet media
AM
1
19
23
682
berry 🌸 รีทวีตแล้ว
General Gual Gere
General Gual Gere@DigitalwoyaneE·
🙏🏾😇 Orthodox Axum Tsion
CY
5
27
56
2.4K
berry 🌸 รีทวีตแล้ว
mJoe ❤️
mJoe ❤️@mjoe0989·
ማርያም አክሱመቲ ንመፃኢ ሕዝበይ ሰላም ግበርለይም ክመፀኪ መፅባአይ ሒዜ አሜን በሉለይ ደቅአደይ 😀እንኳእ አብፀሕና 👏👏👏🙏🙏🙏🙏🙏
AM
0
14
48
694
berry 🌸 รีทวีตแล้ว
BREX7
BREX7@BerhanuAsres·
ሰሙናዊ መልእኽቲ ህወሓት ዝቐፀለ ጥልመት ጉጅለ ብሄራዊ ክሕደት ብቓልሲ ህዝብና ክብርዕን እዩ! ===================================== ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝተኣወጀ ጀኖሳይድ ድሕሪ እቲ ኣብ ፕሪቶርያ ዝተፈረመ ዘላቒ ስምምዕ ምቁራፅ ቶኽሲ እውን እንተኾነ መንግስቲ ኢ/ያ ግብኡ ብዘይምፍፃሙ ይቕፅል ኣሎ። ህዝቢ ትግራይን ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይን እዚ ኣብ ህዝብና ዝበፅሕ ዘሎ ሰብኣዊ ህልቂት ከብቅዕ ንተወዓዓሊ ስምምዕ ፕሪቶርያ ዝኾነ መንግስቲ ኢትዮጵያ ፣ ኣደራደርቲ ሃገራትን ማሕበረሰብ ዓለምን ከይተሓለሉ ተደጋጋሚ ፃውዒት የቕርቡ ኣለው። መንግስቲ ኢትዮጵያ ድማ ብኣንፃሩ ነዚ ፃውዒት ሰላም ፀማም እዝኒ ብምሃብ ነቲ ዝተበፅሐ ስምምዕ ብምጥሓስ ዝጀመሮ ፕሮጀክት ጥፍኣት ኣጠናኺሩ ኣብ ምቕፃል ይርከብ። ህዝቢ ትግራይን ህወሓትን ስምምዕ ፕሪቶርያ ናብ ዘላቒ ስምምዕ ሰላም ክሰጋገር እጃሞም ኣብ ዝፍፅምሉ እዋን መንግስቲ ኢትዮጵያ ድማ ይትረፍ ዘይተፈፀሙ ጉዲያት ክፍፅም ሓዱሽ ትግራይ ዝህውኽን ዝዓነወ ቁጠባ ህዝቢ ትግራይ ዘዳኽምን ስልትታት ሓንፂፁ ይንቀሳቐስ ኣሎ። መሃያ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ከልኪሉ፣ ነዳድን ካልኦት መሰረታዊ ሸቐጣትን ብምትዕንቓፍ ኣብ ትግራይ ሰብኣዊ ቅልውላው ክፍጠር ኮነ ኢሉ ኣብ ምስራሕ ይርከብ። ካብዚ ሓሊፉ እውን ምስቲ ብሄራዊ ክሕደት ዝፈፀመ ጉጅለ ብምውዳድ ትግራይ ማእኸል ናዕብን ህውከትን ንምግባር ኣብ ምስራሕ ይርከብ።  ትልሚ እዞም ሓይልታት ጥፍኣት ብምንቅስቓስ ምልኣተ ህዝቢን ስትራቴጂካዊ ዓቕምታት ትግራይን ከምዝፈሽል ዘጠራጥር እኳ እንተዘይኮነ መላእ ህዝብና ክትግንዘቦ ዝግባእ  እቶም ትማሊ ብሰለማዊ ፓለቲካዊ ቃልስኻ ዝኣለኻዮም ከዳዓት  ሎሚ ድማ ኣብ ውሽጥኻ ህውከት ንምእጓድ ልእኽቶ ጀኖሳይደራት ሒዞም ኣብ ምንቅስቓስ ይርከቡ። ሳላ ዕቑር ናይ ቃልሲ ተሞኩሮኻን ብልሕኻን ኣካይዳ እቲ ጉጅለ ብኣግኡ ብምርዳእን ውድብካ ህወሓት ኣካይዳ እዞም ከድዓት ተራ ፓለቲካዊ ፀገም ዘይኮነስ ናይ ሰልፊ ኣፈላላይ ምዃኑ ብዘነፀሮ መሰረትን ብዘካየድካዮ ሰለማዊ ፓለቲካዊ ቃልሲ ናብታ ትኽክለኛ ደንበኦም ተዓቑቦም እዮም።  ኣብ ደንበኦም ኮይኖም እውን ናብ ቁስልኻ ግራጭ ብምስዳድ ጥራሕ ዘይኮነስ ልኡኽቶ ናዕብን ዕግርግርን ሒዞም ትግራይ ንምህዋኽ ይሰርሑ ኣለው። እዞም ደጋጊሞም ጥልመት ዝፈፀሙ ከዳዓት ሕሉፍ ሓሊፎም  ፈፃሚ ጀኖሳይድ ትግራይ ክሳብ ምኽሓድ ዝበፅሐ ጥልመት እንትፍፅሙ ትሪኦምን ትሰምዖምን ኣለኻ። ትማሊ ስልጣን ግዝያዊ ምምሕዳር ተቖናጢጦም መሳርሒ ፀላኢ ኮይኖም መሰኻኽር ጀኖሳይድ ዝኾኑ ምሩኻት ብለይቲ ኣሽሊኾም ዝሰደዱ፣ መሪሕ ውድብካ ህወሓት ካብ ውሽጢ ንምፍራስ ልእኽቶ ፀላኢ ሒዞም ዝሰርሑ፣ ሰራዊትና ብምፅላም ንምፍራስ ዝተንቀሳቐሱ ከዳዓት ሎሚ ንዓርሶም እውን ብዘዋርድ ሕሽክርና  ኣንፃር ኩለ መዳያዊ ብሄራዊ ረብሓኻ ይንቀሳቐሱ ኣለው። ተግባር እዞም ጠላማት ድማ እቲ ዘካየድካዮ ቃልሲ ክሳብ ክንደየናይ ትኽክለኛ ምንባሩ ዘመስከረ እዩ። ሕዚ እውን እዞም ትማሊ ብቓልስኻ ዝኣለኻዮም ጠላማት ልኡኽቶ ጀኖሳይደራት ብምውሳድ  ዝገብርዎ ዘለው ምንቅስቓስ ከም ቀደምካ ሓድነትካ ኣስጢምካ ክትቃለሶ ውድብካ ህወሓት እንተዘኻኽር ብኣግኡ ከምተፍሽሎ ፍፁም ኣይጠራጠርን። በዚ ኣጋጣሚ ኣብዚ ዘለናዮ ቀውዒ ዝባፅሑ ኣዝርእቲ ብእዋኑ ብምእካብ ካብ ብኽነት ብምቑጣብ፤ ቀልጢፍካ ናብ ናይ መስኖ ስርሓትኻ ብምእታው ኣብ ዓርሰ ምርኮሳ ትኹረት ብምግባር ክትሰርሕ በዚ ኣጋጣሚ ክነዘኻኽር ንፈቱ። ብሄራዊ ሓድነት ንምኽባር ሉእላውነት! ዘለኣለማዊ ዝኽሪን ክብርን ንስውኣትና! ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህወሓት)
BREX7 tweet media
AM
0
7
4
123
berry 🌸 รีทวีตแล้ว
BREX7
BREX7@BerhanuAsres·
Subject: Ongoing Struggles and Commitment to the Cause of Tigray Dear @StateDept @UN @_AfricanUnion @UN_HRC @CanadaEthiopia @G20 @AsstSecStateAF @AJEnglish @UKParliament @BBCWorld @EU_Commission @CNN @cnni #UNGA80 @SecMarcosR5215 @USEmbassyAddis @UKinEthiopia I hope this message finds you well. I am writing to share the latest developments and ongoing challenges facing the people of Tigray as communicated in the recent Weekly Message of the Tigray People's Liberation Front (TPLF). Despite the lasting ceasefire agreement signed in Pretoria, the genocide declared against the people of Tigray tragically continues unabated. The Tigrayan people and the TPLF have consistently appealed to the Ethiopian government, international negotiators, and the global community to halt this humanitarian catastrophe. Unfortunately, these calls for peace have been met with deaf ears by the Ethiopian authorities. Regrettably, the government has escalated its destructive campaign, flagrantly violating the Pretoria Agreement. Actions such as withholding civil servants’ salaries, causing critical shortages in fuel and essential commodities, and collaborating with elements engaged in national betrayal have deliberately been employed to exacerbate the humanitarian crisis and foment instability in Tigray. Nonetheless, the Tigrayan people and the TPLF remain steadfast in their pursuit of peace, working diligently within the framework of the Pretoria Agreement to realize a durable solution. The unwavering resilience, strategic capabilities, and extensive experience of the TPLF continue to fortify the defense of the region. Their peaceful political struggle has effectively exposed and confined these forces of destruction to their true bases, ensuring that their plans to sabotage peace and prosperity will ultimately fail. We remain committed to supporting the noble cause of the Tigrayan people and their right to peace, dignity, and justice. It is through solidarity and persistent struggle that the betrayal and chaos instigated by these destructive forces will be overcome. Thank you for your attention and continued support. #UpholdPretoriaAgreement Sincerely, [Your Full Name] @BerhanuAsres
BREX7 tweet media
English
1
18
6
227
berry 🌸 รีทวีตแล้ว
BREX7
BREX7@BerhanuAsres·
Dear @USEmbassyAddis @UKinEthiopia @StateDept @TegaruEurope @UN @UNHumanRights @EU_Commission @_AfricanUnion #UNGA80 @CanadaEthiopia @G20 @AJEnglish @BBCWorld @cnni #Justice4Tigray #Ethiopia: President Tadesse says budget freeze leaves #Tigray unable to pay civil servants, banks short of cash, warns fragile peace at risk Tigray Interim Administration (#TIA) President Lt. Gen. Tadesse Worede has warned that the region’s fragile post-Pretoria peace is under serious strain as a federal budget freeze has left the administration unable to pay civil servants or maintain essential services. He said the economic pressure extends beyond unpaid salaries, with severe cash-flow shortages leaving banks “running out of cash” and preventing residents from accessing their own money, describing the measures as “absolutely unacceptable.” Speaking at a mass gathering in Aksum during the Hidar Zion celebrations on Sunday, President Tadesse said the delay in federal budget subsidy transfers has intensified existing pressures at a time when the administration is “making every effort to prevent a slide back into war.” He noted that the budget subsidy has not been sent to Tigray for the past two months, undermining local government functionality and affecting the livelihoods of thousands of salaried workers. Last week, the TIA announced that it is unable to fully implement newly introduced federal civil-service salary adjustments due to a severe budget shortfall, leaving the administration without the resources required to meet the expanded wage bill. #UpholdPretoriaAgreement addisstandard.com/?p=53897
BREX7 tweet media
English
0
22
14
478
berry 🌸 รีทวีตแล้ว
BREX7
BREX7@BerhanuAsres·
Dear @dedebitmedia @StalinTeklu @ProfMulugeta @Wedi_ATM @tigraionline @Tigrai_Press @HPN4Tigray @TegaruEurope #UTUNA እዋናዊ መልእኽቲ ቢሮ ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ትግራይ ኩለ መዳይ ተሳትፎን ተጠቃምነትን ጉድኣት ኣካል ንምርግጋፅ ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ኩሉ ክረባረብ ይግባእ!! በቢ ዓመቱ 24 ሕዳር ዝኽበር ዓለም-ለኸ መዓልቲ ጉድኣት ኣካል ሎሚ ዓመት ብብርኪ ዓለም ንመበል 34 ግዜ ብብርኪ ሃገር ንመበል 33 ግዜ " ንጉድኣት ኣካል ሓቋፋይ ማሕበረሰብ ብምህናፅ ንዝሓሸ ማሕበረሰባዊ ለውጢ !'' ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብብርኪ ሃገር ኣብ ትግራይ ከተማ መቐለ ካብ 23 ክሳብ 24 ሕዳር ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ብዝለዓለ ድምቀት ክኽበር እዩ። በቢ ዓመቱ ዓለም ለኸ መዓልቲ ጉድኣት ኣካል እንትነክብር ሕ/ሰብ ንጉድኣት ኣካል ዘለዎ ኣተሓሳስባን ኣመለኻኽታን ብትክክኛ መንገድን ብኣግባቡን ብምርዳእ ግቡእ ክብርን ቆላሕታን ንክገብረሎምን ኩለ መዳይ ተሳትፎን ተጠቃምነትን ጉድኣት ኣካል ንምርግጋፅ ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ኩሉ እጃሙ ንክዋፃእ ንምልዕዓልን እዩ ። ጉዱእ ኣካል ምዃን ዘይምክኣል ከምዘይኾነ ብምርዳእ ጉዳይ ጉድኣት ኣካል ንጉድኣት ኣካል ጥራሕ ዝግደፍ ዘይኾነስ ዋኒን ኩሉ ማሕበረሰብ ምዃኑ ብምግንዛብ ጉድኣት ኣካል ግቡእ ክብሪ ንኽረኽቡ፣ ማሕበራዊ፣ ቁጠባዊን ፓለቲካዊን ማዕረ ተጠቃምነት ንምርግጋፅ ኩሎም ይግበአኒ በሃልቲ ኣካላትን ማሕበረሰብን ዝተዋደደ ስራሕትን ትሕብብርን ይሓትት። ጉድኣት ኣካል ዕድል ትምህርቲ፣ ስልጠናን ስራሕ ፈጠራን ኮታስ ጥጡሕ ባይታ እንተዳኣ ተመቻችይሎም፣ ዓቕምን ክእለትን ብምፍጣር ሰሪሖም ክልወጡን ክዓብዩን ከምዝኽእሉ ኣብ ዓለምና ኣብነታውን ኣዝዩ ዘግርም ዕውት ስራሕቲ ዝሰርሑ ከምዘለዉ ብተግባር ዝርአ ሓቂ እዩ። ስለዚ ንኩሉ ክፋል ማሕበረሰብ ሓቋፋይን ኣሳታፍን ምግባር፣ ንኩለመዳይ ህንፀት ዕዙዝ ግደ ከምዘለዎ ብምርዳእን ግንዛበ ሕ/ሰብ ብምዕባይን ንተረባሕነቶም ተዋዲድካ ምስራሕ የድሊ። ኣብ ትግራይ ቅድሚ እቲ ወራር ብምኽንያት ተፈጥሮኣዊን ሰብ ስራሕን ቁፅሪ ጉዱኣት ኣካል ልዕሊ 1.3 ሚልዮን ዝነበረ እንትኾን ኣብዚ ሕዚ እዋን ልፍንታውያን ሓይልታት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይን ተጋሩን ብዝፈፀሙዎ ቕሉዕ ወራርን ተግባር ዘርኢ ምፅናትን ግና ቁፅሪ ጉድኣት ኣካል ኣዝዩ ከምዝወሰከ እቲ መፅናዕቲ ይሕብር። ስለዚ ኣብዚ ሕዚ እዋን እዞም ወገናትና ሕክምናዊ፣ ኣካላዊን ቁጠባውን ሓገዝ ስለዘድልዮም ዓለም ለኸ ትካላት ገበርቲ ሰናይን ማሕበረሰብ ዓለምን ስፍሓትን ዕሙቀትን እቲ ፀገም ብምግንዛብ ኩለመዳያዊ ደገፍን ሓገዝን ንክትገብሩ በዚ ኣጋጣሚ ንፅውዕ። መንግስቲ ኩለመዳይ ተሳትፎን ተጠቃምነትን ጉድኣት ኣካል ንምርግጋፅ ዘውፅኦም ሕግታትን መምርሕታትን ብሙሉእነት ኣብ ምትግባር ኩሉ ዝምልከቶ ኣካልን መላእ ማሕበረሰብን ክረባረብ ይግባእ። ቢሮ ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ትግራይ 22 ሕዳር 2018 ዓ/ም መቐለ
BREX7 tweet media
AM
0
18
10
270
berry 🌸 รีทวีตแล้ว
Mulugeta Gebregziabher, PhD
Mulugeta Gebregziabher, PhD@ProfMulugeta·
እንመን ኢኹም? “Majority ላዕለዋይ ኣመራርሓ ቦርድ GSTS” While the adage ‘late than never’ works in many cases, but in this case - no, it doesn’t!   - wherein scholars and professionals have allowed a rogue small group of people to destroy an association and failed to take measures, despite repeated calls from some of us for over a year and half, - wherein Gebre-Meargawit GSTS went as far as attacking the TDF siding with SIMRET and its rogue rag tag militia in Afar.  Questions: - Who are these ‘majority GSTS leadership’? We need to know who they are so that we ask them questions.  -When are they going to give press release so that they respond to ‘why did it take this long?’ and be held accountable? ዛዕባ: ብዛዕባ ዘይሕጋዊ ኣካይዳ ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ምሁራትን ሰብ ሞያን ትግራይ(Global Society of Tigray Scholars and Professionals - GSTS) ኣመልኪቱ: ብኣብዝሓ (Majority) ላዕለዋይ ኣመራርሓ ቦርድ እቲ ማሕበር ኣመልኪቱ ካብ ዘውፆ መግለፂ “ምፍራም ውዕል ምቁራፅ-ተፃብኦ ኣብ ፕሪቶርያ ስዒቡ ኣብ ትግራይዝተፈጠረ ፖለቲካዊ ኣፈላላያት ኣብ ክንዲ ረብሓታት ትግራይን ህዝቢ ትግራይን ማእኸል ገይሩ ንህዝቢ ትግራይ ብዝጠቅም መንገዲ መፍትሒ ኣብ ምንዳይን ምእላይን ምንጣፍ ፣ ብግልባጡ ብውሑዳት ኣባላት መሪሕነት እቲ ማሕበር (ካብ ኣርባዕተ ዘይበልፁ ኣቦ መንበርን ካልኦትን) ንሕገ-ደንቢን ትካላዊ ኣሰራርሓን፥ ከምኡውን ንመትከል ዘይሻራዊነትን ፖለቲካዊ ዘይወገንተኝነት እቲ ማሕበር ጥሒሶም፣ ንቲ ማሕበር ጨውዮም ዘይሕጋዊ ምንቅስቓስ ክገብሩ ፀኒሖም ኣለዉ።” Message:  I would like you to read my article from 2024 @Tghat that discussed the complicity of the majority of GSTS “members” versus the persistent rogue actions of the fringe “supreme executive” leaders. I call them Gebre-Meargawit GSTS.  tghat.com/2024/09/10/gst… Historically, the small group of about 4 rogue leaders of GSTS were the main servants of the TPLF since its inception. They were tied to the top leadership during the lead to the first conference. They worked hand and gloves till the creation of TIRA- with their 5 candidates participating as members of the cabinet.  I opposed the inclusion of TPLF CC members in the 2018 board election- it was ignored. I decided to stay away from the leadership while participating in some events.  Even after the Feb 2024 fiasco by these handful rogue leaders, our effort to rescue the association failed because of the failure and complicity of the majority.   What woke the ‘majority’ GSTS board? - our petition drive -the last press conference of rogue leaders with ZerayPress? - Other?
Mulugeta Gebregziabher, PhD tweet mediaMulugeta Gebregziabher, PhD tweet mediaMulugeta Gebregziabher, PhD tweet media
English
2
23
31
1.5K
berry 🌸 รีทวีตแล้ว
BREX7
BREX7@BerhanuAsres·
Dear @EU_Commission @UKinEthiopia #UNGA80 @realDonaldTrump @UNGeneva @SecMarcosR5215 @CanadaEthiopia @USEmbassyAddis UN Warning Over Ethiopia’s Fragile Peace as New Tensions Emerge in the North Human rights organisations have warned that Ethiopia’s fragile post-war calm is at risk of unravelling, amid renewed political tensions, stalled accountability efforts, and fresh accusations exchanged between Addis Ababa and Asmara. In a report released on 23 November, Human Rights Watch said the 2022 African Union–brokered truce that halted the two-year conflict in Tigray faces “a real risk of collapse.” The group said that although the cessation of hostilities reduced active fighting between the federal government and the Tigray People’s Liberation Front (TPLF), the monitoring mechanism has failed to address ongoing violations, allowing attacks on civilians to continue in areas of northern Ethiopia not covered by the agreement. The report noted that Ethiopian authorities have not credibly prosecuted those responsible for grave abuses committed between 2020 and 2022, a period marked by mass atrocities, displacement and the destruction of critical infrastructure. It criticised the UN Human Rights Council for ending its Ethiopia investigation mandate in 2023 following what it described as pressure from Addis Ababa, despite the near-halt of local accountability initiatives. The organisation urged regional and international actors—including the African Union, Kenya, South Africa, the United States and Ethiopia’s international partners—to mobilise urgently to prevent renewed violations. It called on the AU to issue public reports on truce violations, including attacks on civilians. The warning comes as tensions rise between Ethiopia and Eritrea, following renewed disputes over access to the Red Sea. The developments coincide with intermittent clashes between federal-aligned militias and Tigray Defence Forces, and with the TPLF submitting a memorandum to the UN Security Council and the United States alleging drone strikes by Ethiopia’s national army. The group accused the government of undermining the Pretoria Agreement by obstructing implementation and continuing abuses against Tigrayans. Addis Ababa, in turn, has accused Eritrea of arming anti-government militias, including Amhara Fano fighters and TPLF units. Eritrea’s Information Minister has strongly denied the allegations, calling them an attempt by Ethiopia to justify preparations for a new conflict. Analysts and regional observers say that while the 2022 truce ended active hostilities, significant provisions—including independent investigations, the return of displaced communities and unhindered access for rights monitors—remain unfulfilled. Specialists warn that the absence of accountability risks fuelling further abuses in other conflict-affected regions such as Amhara and Oromia. Experts also argue that the international community must remain engaged despite competing global crises, noting that previous UN findings concluded there was “reasonable ground to believe” that both Ethiopian and Eritrean forces had committed war crimes or crimes against humanity during the conflict. With political grievances unresolved and security incidents persisting, rights groups say Ethiopia’s northern regions could once again slide into cycles of violence unless urgent efforts are made to enforce the peace agreement and ensure justice for past atrocities. @BerhanuAsres #Tigraydeservespeace #UpholdPretoriaAgreement
BREX7 tweet media
English
1
30
15
398
berry 🌸 รีทวีตแล้ว
Tigrai Online
Tigrai Online@tigraionline·
ኣከባብራ ክብረ ብዓል ዝገበረ ተኣምር ኣቡነ ገሪማ ምፍናው ታወት ናብኡ ደብረ መንክራት ቅዱስ ሚካኤል ቤተክርስትያን ዓድዋ! #Adwa #Tigrai #Tigray
Tigrai Online tweet media
AM
2
22
26
1.3K
berry 🌸 รีทวีตแล้ว
Maikele Mengesha
Maikele Mengesha@Jibako44·
Abiye Ahmed is punishingThe Tigray people by stopping the budget allocated to Tigray. Abiye says his conflict is with the TPLF. However when he killed over a million innocent Tigreans and displaced two million Tigreans caused inhuman sexual abuse to hundreds of women he didn’t do this to the TPLF. TPLF is a code to say Tigreans. Denying 20 billion Budget to Tigray is going to deny health education and administration Services. It is declaring all scale war against the people of Tigray. The world must pay attention to this before it is too late #UpholdThePretoriaAgreement #BringBackHomeTheTigreanIDPs #Justice4TigrayGenocide @UNHumanRights @UN @_AfricanUnion @BBCWorld @CNN @addisstandard @MediaAxumawian @amnesty @USEmbassyAddis @SecRubio @DavidAltonHL @martinplaut @RAbdiAnalyst
English
4
64
54
2.7K
berry 🌸 รีทวีตแล้ว
BREX7
BREX7@BerhanuAsres·
Subject: Urgent Appeal to Address the Humanitarian Crisis in Tigray Dear @StateDept @UKParliament @EUCouncil @UN @BettyMcCollum04 @BBCWorld @CNN @_AfricanUnion @AJEnglish I am writing to draw your urgent attention to the ongoing humanitarian crisis unfolding in the Tigray region of Ethiopia. It is with grave concern that I report the actions of Prime Minister Abiy Ahmed’s administration, which appears to be systematically punishing the people of Tigray by halting the budget allocated to the region. This deliberate withholding of approximately 20 billion Ethiopian Birr threatens to cripple essential services including healthcare, education, and administration. While the government asserts that its conflict is solely with the Tigray People’s Liberation Front (TPLF), it is important to recognize that the term “TPLF” in this context is effectively a coded reference to the Tigrayan people as a whole. Tragically, over one million innocent Tigreans have been killed and two million displaced, with hundreds of women subjected to inhumane sexual violence during this period. These atrocities were inflicted not merely upon a political faction, but against the civilian population of Tigray. The denial of critical budgetary support not only exacerbates the suffering of the affected communities but constitutes a declaration of all-scale war against the Tigrayan people. The consequences of this policy will be catastrophic unless immediate international attention and intervention are mobilized. It is imperative that the global community acts swiftly to uphold the Pretoria Agreement, facilitate the return of internally displaced persons to their homes, and ensure justice is served for the genocide committed against the people of Tigray. Ignoring this crisis risks allowing these heinous acts to continue unchecked. We call on your esteemed office, alongside international organizations and media outlets, to raise awareness and push for meaningful action that prioritizes the protection and recovery of Tigray’s population. Thank you for your attention to this urgent matter. Sincerely, @BerhanuAsres #UpholdThePretoriaAgreement #BringBackHomeTheTigreanIDPs #Justice4TigrayGenocide @UNHumanRights @UN @_AfricanUnion @BBCWorld @CNN @addisstandard @MediaAxumawian @amnesty @USEmbassyAddis @SecRubio @DavidAltonHL @martinplaut @RAbdiAnalyst
English
0
18
9
221
berry 🌸 รีทวีตแล้ว
BREX7
BREX7@BerhanuAsres·
Dear @USEmbassyAddis @UKinEthiopia @StateDept @CanadaEthiopia @UN @EUCouncil New Infantry Brigade Graduates After Six Months of Training in Ethiopia’s Amhara Region A new infantry brigade under the 201st Corps was inaugurated in Shebel Berenta Woreda, in Ethiopia’s Amhara region, following the completion of a six-month training programme for the 64th Division. The ceremony marked the fifth graduation round for recruits trained under the division’s command structure. The event drew local officials, religious leaders, elders, and community representatives, who gathered alongside the leadership and members of the 64th Division to mark the conclusion of the training cycle. The division forms part of the Tewodros 201st Corps, operating within Afafah West Amhara. Speakers at the ceremony highlighted the longstanding historical role of communities in the region, noting their legacy within Ethiopia’s state-building processes. They referenced figures such as Dej Azmach Belay Zeleke and Shiferaw Gerbaw—well-known in Amhara historical narratives—and urged graduates to uphold discipline, unity, and responsibility in their military duties. The ceremony also took place against a backdrop of continued political tensions in Ethiopia. Several speakers referenced concerns about the treatment of Amhara communities and raised allegations of political targeting, while also criticising the federal administration led by Abiy Ahmed. The comments included calls for accountability and appeals for collective action, reflecting persistent grievances within the region. Despite the political tone expressed by some attendees, officials from the 64th Division emphasized that the unit’s current focus remains on organisational development, training, and readiness. According to division representatives, ongoing efforts include strengthening operational structures, expanding youth training programmes, and reinforcing local security capabilities. The event concluded with calls for stability and unity, with community elders urging the new graduates to prioritise protecting civilians and supporting peace within the Amhara region.
BREX7 tweet mediaBREX7 tweet mediaBREX7 tweet mediaBREX7 tweet media
English
0
11
6
201