
#ህዝብና_ነቐድም ንሕና ክንበልዕን ክንሰትን ቁራስ ስኢኖም ዕሸላት ቐፀልቲ ወለዶናን ብሕፅረት ምግቢ ውፂ ነብሲ እተዊ ነብሲ ዝሳቐዩ ዘለዉ ህፃውንትናን ወለድናን ንዘክር ! 💔 እዚ ልክንቐርፍ ካብ ጉንበት 24ን ጀሚሩ ን36 ሰዓታት ኣብ ኣየር ኣብ ዝፀንሕ ምትእኽኻብ ሓገዝ እጃምና ነወፊ ናይዚ ታሪክ ተኻፈልቲ ንኹን #ፀገም_ዓዲ_ብወዲ_ዓዲ ክንቐርፍ ዋላ ሓደ እካ ካብ ሞንጎና ከይተርፍ ኹልና #ንዕሰል!


















