Sabitlenmiş Tweet

❣️ኣዶ ደቀይ❣️
@NatsnetTigray1
ካልኣይቲ ማማየ ፃምኣይ ተዐንግሊ
ዝቆረሮ ልበይ ብፍቅርኺ ተፅልሊ
ዕግበት ዉሽጠይ ናይ ስዳሮይ ከውሊ
ዕንቂ ባሕሪ ሽልማት ምንባረይ
እምበይቲ በይነይ ወርቂ ሕዛብ ክብረይ
ማዕተብ እምነት ሃበል ክሳድ ብሩረይ
AM
ዘይትምኖ ፀሓይ ንበይነይ በሪቃ❣️ልዕሊ ኮኸብ ወርሒ ትርኣ ደሚቃ❣️💍
96K posts

@Pae325
























